All the security forces, especially the internal security officials in the Central Region, were shocked and disturbed by the arrival of the Kifaya campaign for the second car of the second official and its slogan in a number of government vehicles. Colonel of the security and Ldzki Bahta Deputy Brigadier Simon Tomb Dengl Internal Security […]
Author: Administrator
መኣዲ ትምህርታዊ ወግዒ ይኣክል ! ይኣክል ! ይኣክል ! ብ ንጉሰ ሃይለ (መንስዓይ)
ኣብዚ ጊዜ’ዚ ብኣሽሓት ዝቚጸሩ ዜጋታት ኤርትራ ኣብተን ዝነብሩለን ከተማታት ሃገራት ዓለም እናተራኸቡ (ይኣክል !) እትብል ጭርሖ ብምቅላሕ ፣ ካብቲ ንዓመታት ዝኣክል ኣዕዊሩዎምን ኣጽሚሙዎምን ዝጸንሔ ውድባውን ሃይማኖታውን ወገናውን ስምዒት ብመጠኑ ነጻ ከም ዝወጹ የርእዩ ኣለዉ ። ኣነን መቓልስተይ ነበር ናይ ተ.ሓ.ኤ. ኣባላት ሃገራዊት ክፍሊ ምንቕቓሕ ትያትርን ሙዚቃን ግዳ ከምቲ ዝድለ ዝስዕበና ደኣ ኣይረኸብናን እምበር ካብ 1978 […]
‘I don’t want to die here’: Eritrean migrants living on the edge in Paris
https://www.france24.com/en/20190530-eritrean-migrants-refugees-paris-peripherique-report-france?fbclid=IwAR2B74nq5oIaV4Rsbo6X66qVyLRWGpcZv3YHEvmmEBtSahg_hgW7VMJAhLY&ref=fb
ጽንተት መንእሰያት ኣብ ኤርትራ።
ብንያም በረኸት ብጅግንነት ካብዛ ዓለም ብመስዋእቲ ተፈልዩ፡ስምካ ንዘላኣለም ኣብ ናይ ቃልስና ማህደር ክሰፍር ኢዩ። ውልቀ መላኺ ንስልጣኑ ንኸናውሕ ዝገብሮ ዘሎ ኢሰብኣዊ ተግባራቱ እናሳዕረረ ይኸይድ ኣሎ ኣብ ደገን ውሽጥን ዘሎ ህዝቢ ኤርትራ ኻኣ ብትሪ ይቃወሞ ኣሎ።ንህዝብና ኣፉ ዓፊኑ ድምጹ ከየድምጽ ኣብ ፍርሕን ምሹቅራርን ከምዝነብር ፈሪዱዎ ኢዩ።እዚ ንሪኦ ዘለና ቅትለት እዚ ዕሸል ተካኢ የሕዋቱ ኮይኑ ንስድሩኡ ከይረድእ […]
እሞ ሕዝቢ ይኣክል ካብ በለስ ዘይኣኽለካ!!
ሰብ እንተጸሊኡካ እግዚኣብሔር ከም ዝጸልኣካ ምልክት ኢዩ። እሞ ሰብ ካብ ዝጸልኣካን ዝቐብጸካን ኣይወሓደን። ብረብሓ ይኹን ብጠቕሚ፡ ብፍርሒ ይኹን ብድንቍርና ገና ንዓኻ ዝኣምኑን ብኣኻ ክግዝኡ ዝደልዩን ውሑዳት ኤርትራውያን ተሪፎም ከም ዘለዉ ግን ንርእዮምን ንሰምዖምን ኣሎና። ዘጥፋእካዮ ህዝቢ ስለዘይወሓደ ብወገንና ብሕጂ ሓደ ኤርትራዊ እውን ከነጥፍእ ኣይንደልን ኢና። ብድሕሪ ሎሚ ምሳኻ ዝውግን ሰብ ከኣ ንነፍሱ ባዕሉ ዝፈረዳ ዘሎ ብምዃኑ […]
ንሃገራዊ ዕርቀ-ሰላም ዚጽውዕ ሓዋርያዊ መልእኽቲ ካቶሊካውያን ጳጳሳት ኤርትራ
https://www.vaticannews.va/ti/church/news/2019-04/pastoral-letter-eritrean-bishops.html?fbclid=IwAR0ro3qtOda1YKM3PTujUmNEhMKO33DZpG4TRzoKOYnayWJb9Pv3L3O-jEw#.XO8S-qMnNzw.facebook
መርድእ ፈለግ ኣንገሶም ገ/መስቀል
http://www.togoruba.org/togoruba1964/mainTogorubamap/mainMap/headingMap/2019/2805SB9-01CT.pdf
ኤርትራ፡ 30 ኣመንቲ ጴንጠቆስጣል ተኣሲሮም
http://https://www.bbc.com/tigrinya/news-48419839
US deporting more people to Eritrea — a country it says tortures, kills its citizens
As the U.S. remains locked in a debate over asylum seekers from Central America, lawyers and advocacy groups say they are seeing an alarming uptick in deportations to the African nation of Eritrea — a country that President Donald Trump’s government acknowledges arbitrarily imprisons and tortures its own citizens. The plight of Eritrean refugees, while […]
ዳግመ-ርክብ ገዳይም ተጋደልቲ ተጋድሎ ሓርነት ኤርትራ
ሻቡዓይ ዓመት ንሕሉፍ ዝለዓለ ክብሪ እናሃብና ንትስፍው መጻኢ ንርኢ! ኣብ`ዚ ንልኡላውነት ኤርትራ ብኣሉታ ዝፈታትን ዘሎ ህሞት፡ ኩሎም ሓርበኛታት ኤርትራ፡ ንዝተቓለስሉ ዕላማ ከውሕሱ ሓላፍነቶም ከም`ቲ ናይ ቅድሚ ሕጂ ዕዙዝ ምዃኑ ነስምረሉ። ንናጽነት ኤርትራ ኩውን ንምግባር ዝተገበረ ጻዕርን ክቡር መስዋእትን ህዝቢ ኤርትራ፡ ዝለዓለ ክብሪ ሂብና፡ ንትስፍው መጻኢ ኣብ ምውሓስ`ውን እቲ ጾር ጌና ኣይወረደን ኣሎ። ህዝብና፡ ድሕሪ`ቲ ነዊሕ፡ […]