ማሕበረኮም ኤርትራውያን ንፍትሒ ዋሺንግቶን-ዲሲን ከባቢኡን

ኢመይል: together.for.justice.dmv@gmail.com ተሌፎን: (202) 677-5880 መበል 28 ናጽነት ኤርትራ ማሕበረኮም ኤርትራውያን ንፍትሒ ዋሺንግቶን-ዲሲን ከባቢኡን ንዝኽሪ መበል 28 ናጽነት ኤርትራ፡ ናይ ክልተ መዓልቲ መደብ ኣዳልዩ ከም ዝሎ ብሓጎስ ይገልጽ። እዚ ታሪኻዊ ፍጻመ ኣብ መላእ ኣሜሪካ ተመስሪተን ብዘለዋ ማሕበረኮም ኤርትራውያንን ጉጂለታትን ዝግበር ዘሎ እዩ። እዚ ንህላወ ሃገረ ኤርትራ ዘስግኡ ፍጻመታትን ክስተታትን ዝርኣየሉ እዋን ይግበር ስለ ዘሎ፡ ታሪኻዊ […]

ናብኢድ፡ ‘ከምዚ ዶ ዝኸውን መሲሉና!” እ ናበሉ ዝሓልፉ ድያ ትምለስ ዘ ላ’ዛ ሃ ገ ር!! ቀዳማይ ክፋልን ካላኣይ ክፋልን ,ምስሉ ተኪኤ

http://http://www.togoruba.org/togoruba1964/mainTogorubamap/mainMap/headingMap/2019/1903MT9-01AT.pdf http://www.togoruba.org/togoruba1964/mainTogorubamap/mainMap/headingMap/2019/1903MT9-02AT.pdf

መኣዲ ትምህርታዊ ወግዒ

ትግረ“ ዝበሃል መንነት የለን ! ! !ብ ንጉሰ ሃይለ (መንስዓይ)   ትግረ ዝበሃል ቋንቋ ደኣ’ምበር ትግረ ዝበሃል መንነት ወይ ብሔር የለን ። እዝስ እቶም ደቂ ከበሳ ብዛዕባ እቶም ቋንቋ ትግረ ዝዛረቡ ሕዝቢ ቀቢላታት መታሕት ክዛረቡ እንከለዉ ብገርህነት ዝጥቀሙሉ ቃል ጥራሕ ኢዩ ። ነዞም ተዛረብቲ ቋንቋ ትግረ ሕዝቢ ቀቢላታት መታሕት ፣ በዛ ትግረ እትብል ቃል ፣ […]

ደቂ ኣንስትዮ ኤርትራውያን ኣብ ሂዩስተን ተክሳስ 03/17/2019

    ግዱሳት ደቂ ኣንስትዮ ኤርትራውያን ነበርቲ ኣብ ሂዩስተን  ኣኼባ ንኻላኣይ ጊዝየ ኣካይደን።እዘን ኣዴታት ንሐድነተን ህዝቢ ኤርትራ  ንምሕያል ብዝገብረኦ ዘለዋ ጻዕሪ ዝሙጎስን ክተባብዓን ዝግበኤን ኢዩ።እቲ ቀንዲ ዕላማኤን መጀመርያ ነቶም ፋሕ ኢሎም ዝጸንሑ መንእሰያት ደቀን ብዝተፈላለየ ምኽንያት ዳግመ ንምርኻቦምን እቲ ኢርትራውነት ባህልን ሕውነት ኣብ ቀደሙ ንምምላስ ቀዳምነት ዕማም ሙኻኑ ይገልጻ ፡ኸሙኡ ውን ኣብ ህሉው ኩነታት ሃገርና ኢህን […]