United Eritrea Media ኤርትራዊያን ነበርቲ ስያትልን ከባቢኣን፥ ብሓባር መዓልቲ ነጻነት ኤርትራ ሃገርና ንምብዓል ንጽውዕ። Written by Administrator. Date of post: April 23, 2019. Leave a comment ንኹሉ ኣብ ሓድነትን ፍቕርን፥ ስኒትን ምዕባለን ህዝቢ ኤርትራ ዝኣምን ኤርትራዊን ፈታዊ ህዝቢ ኤርትራን ክሳተፍ ንዕድም።