UN Chief Commends Qatar for Brokering Release of Djiboutian Prisoners in Eritrea www.thepeninsulaqatar.com | March 19, 2016

    New York: United Nations Secretary-General Ban Ki-moon commended the efforts of the Qatari mediation in brokering the release of four Djiboutian prisoners in Eritrea.   In a statement issued by his spokesperson, the Secretary-General pointed out to the arrival in Djibouti of HE the Foreign Minister of Qatar, Sheikh Mohammed bin Abdulrahman Al-Thani, […]

Eritrea releases four Djiboutian prisoners Relations have been tense since the Horn of Africa nations engaged in a three-day conflict in 2008. 18 Mar 2016 18:32 GMT | Politics, Eritrea, Djibouti, Qatar

    Eritrea has released four Djiboutian prisoners after mediation efforts from Qatar. The four prisoners, who had been in jail for eight years, were accompanied by Qatar’s Foreign Minister Mohamed bin Abdul Rahman Al Thani, aboard a Qatari plane to Djibouti on Friday. Al-Thani and his delegation were met in Djibouti by the country’s foreign minister, Mahmoud […]

ኣብ ኣስመራ ንዓመታት ዝቐጸለ ዋሕዲ ዝስተ ማይ ፍታሕ ከምዘይረኸበ ነበርቲ የማርሩ Radio Erena: 17 March 2016

ድሩት ምንቅስቓስ ባጤራ ዕዳጋ፣ ኣብ መነባብሮ ህዝቢ ከቢድ ጸቕጢ ፈጢርሉ ኣብ ዘሎ እዋን፣ ኣብ ሓያሎ ከባቢታት ኣስመራ ዋሕዲ ዝስተ ማይ ኣጋጢሙ ምህላዎ ምንጭታት ሬድዮ ኤረና ሓቢሮም። ዋሕዲ ዝስተ ማይ ኣብ ኣስመራን ከም ከረን ዝኣመሰላ ካልኦት ከተማታትን ዓመታት ኣቑጺሩ እኳ እንተሎ፣ መንግስቲ ነዚ ንምፍታሕ ዝወሰዶ ስጉምታት ስማዊ ምዃኑ’ዮም እቶም ምንጭታት ዝጠቕሱ።   ሓያሎ ከባቢታት ኣስመራ ብሻምብቖታት […]

ደም ዘንብዕ ዛንታ!    16.03.16፡

  ብዛዕባ’ቲ ድምጺ ኣሰና ተቕርቦ ዘላ ሱር-ነቀል መደባት መመሊስካ ክትንእድ ምፍታን ስለዘይምልክዕ፡ ብነብሱ ፍሉጥ ገይረ እናሓለ ፍኩ፡ ብፍላይ ኣብ ናይ ዕለት 12. መጋቢት 2016 ፈነወኣ ካብ ዘቕረበቶ ቃለ-መጠይቕ ግና ካብዛ ኣብራኸይ ዝዓጽፈላ ብሕትውቲ  ቤት ብጹሑፍን ብድምጸን ቀጥታ ናብቲ ዕዱም ጋሻ ክትበጽሓለይ ዝምነያ መልእኽተይ እንሀት። ክቡር ሓውን ብጻይን፦ ከምኡ ዓይነት ሕቡን ሰብ ስምካ ክትገልጽ ዘይምድ ላይካ’ውን […]

ባርዕ ማእከላይ ምስራቕን ሳዕቤናት ቀርኒ ኣፍሪቃን 2ይ ክፋል ብ,ገብረእግዚኣብሀር ወዲ ባሻይ፣ መጋቢት 14/2016።  

  ካልኣይ ክፋል ናይዚ ኣርእስቲ,ዚ ብሓፈሽኡ እስትራተጅካዊ ኣቀማምጣና፣ ብፍላይ ድማ! ጸወታ ካርታ ጉጅለ ስርዓት ኢሳያስ (ህግደፍ) ዘማእከለ እዩ ክኸውን። እንታውነትን ፖለቲካዊ ጠብሎቕሎቕ ህግደፍን ኣብ እተፈላለየ ኣጋጣሚታት ዝለዓልኳ እንተኾነ! መዓልታዊ ንጥፈታቱ ምስታሪኹዝተሓሓዝብምዃኑኩሉሳዕክለዓልእዩ።ምልዓልጥራይ ዘይኮነስ ክግምገምውን ግድን,ዩ። እዚ ሎሚ መንግስቲ ክመስል ኣብ ኣስመራ ተኾድጩ ዘሎ ስርዓት ጌና ካብተኽሊ እግሩ ታተ ካብ ዝብል ኣትሒዙ ኣብ ዓለማዊ መርበብ ስለያታት ተረግሪጉ ዝሰወደ ጉጅለ […]

ሰሚናር ፖለቲካዊ ውድባት ኤርትራዊ ሃገራዊ ባይቶ ንዲሞክራሲያዊ ለውጢ ብዓወት ተዛዚሙ::

ሰሚናር ፖለቲካዊ ውድባት ኤርትራዊ ሃገራዊ ባይቶ ንዲሞክራሲያዊ ለውጢ ብዓወት ተዛዚሙ::     15 ፖለቲካዊ ውድባት ሃገራዊ ባይቶ ካብ ዝተፈላለዩ ክፋላት ዓለም ብዝመጽኡ አቦ ወንበራትን መራሕቲ ፖለቲካዊ ውድባት ሃገራዊ ባይቶ ዝተሳተፍዎ ንምዕዋት ካልኣይ ሃገራዊ ጉባኤ ንራባረብ ብዝብል ጭርሖ ካብ ዕለት 05 መጋቢት 2016 ጀሚሩ ክካየድ ዝጸንሐ ሰሚናር ሎሚ ሓሙስ 10 መጋቢት 2016 ብዓወት ተዛዚሙ። ተሳተፍቲ እዚ […]