ባርዕ ማእከላይ ምስራቕን ሳዕቤናት ቀርኒ ኣፍሪቃን 2ይ ክፋል ብ,ገብረእግዚኣብሀር ወዲ ባሻይ፣ መጋቢት 14/2016።  

 

ፋል ይዚ ርእስቲ, ሽኡ ስትራተጅካ ማምጣና፣ ፍላይ ድማ! ርታ ጉጅለ ስርዓት
ኢሳያስ (ህግደፍ) ማእ እዩ ኸው
እንታውነትን ፖለቲካዊ ጠብሎቕሎቕ ህግደፍን ኣብ እተፈላለየ ኣጋጣሚታት
ዝለዓልኳ እንተኾነ! መዓልታዊ ንጥፈታቱ ምስታሪኹዝተሓሓዝብምዃኑኩሉሳዕክለዓልእዩ።ምልዓልጥራይ
ዘይኮነስ ክግምገምውን ግድን,ዩ። እዚ ሎሚ መንግስቲ ክመስል ኣብ ኣስመራ ተኾድጩ ዘሎ ስርዓት ጌና ካብተኽሊ
እግሩ ታተ ካብ ዝብል ኣትሒዙ ኣብ ዓለማዊ መርበብ ስለያታት ተረግሪጉ ዝሰወደ ጉጅለ እዩ፣ መንግስቲ እየ ኣብ
ዝበለሉ እንተ ኾነ,ውን ብዝለዓለ ደረጅኡ እዩ ክሰርሓሉ ጸኒሑን ዘሎን። ብዋጋ ዓለማዊ ዕዮታት ስለያታቱ ክብደቱን
ኣፈጻጽምኡን ክፈላለ ይኽእል እምበር ዘይተቶኽቶኾት ጎረቤት ሃገር የላን። ዓውዲ ዓተሩ ካብ ዝኾነት ሱዳንጀሚሩ
ኢትዮጵያ ደቡብ ሱዳን ጅቡቲ ሶማልያ ከንያ የመን  ኮታስ ኢዱ ዘየእተወለን ሃገራት ቀርኒ ኣፍሪቃ የለዋን። እዚ
ጉጅለ, ካብዚ ዝጥቀስ ዘሎ ገበናት ንላዕሊ,ውን ይፍጽም እዩ። ንሱ ድማ ኣብዚ እዋንዚ ንዓለምና ኣሻቐልትን ጌና
መፍትሒታት ዘይተረኽበሎምን ጸሊም ዕዳጋታት ማለት! ምስግጋር ኣጽዋር መሸጣ እጸፋረስ  ዕዳጋ ውሽጣዊ
ኣካላትን ምስግጋር ደቂ ሰባትን ክኾኑ ከለዉ ኣብዞም ዝጥቀሱ ዘለዉ ጸለምቲ ዕዳጋታት ከምመሰረታዊምንጪእቶቱ
እዮም ዘገልግሉዎ። እምበኣር ከምዚ ዝበለ ዲያብሎሳዊ ስርዓት ሓላፍነትን ተሓታትነትን ብዘየገድስ ኣብማእከላይ
ምስራቕ ንዘሎ ባርዕ ኣብ ዘይምልከቶ ደም ኣእዳዉ ክጠምዕ፣ ኣይጽግሞን። ብዋጋ እዚ ዝዝረብ ዘሎ ድማ ታሪኻዊ ዕዳ
ህዝቢ ኤርትራ ክኸብድ ምዃኑ ክዝንጋዕ የብሉን።
ምትእስሳራት ማእከላይ ምስራቕን ቀርኒ ኣፍሪቃን ካብእስትራተጅካዊሓሊፉቁልፊመነባብሮክልቲኡዞናታት
ቁጠባውን ማሕበራውን እዩ። ምናልባት ካብ ቅድሚ 2ተ ኣሸሓት ዓመታት ክሳብ ሎሚዝማዕበሉሃይማኖታዊ
(መንፈሳዊ) ምትእስሳራት ብዝብል ናብ መንፈሳዊ መልእኽቲ ሓዘል ብምዝማድ ኣዝዩ ይድፈኣሉ ይኸውን። ኣብዚ
ጽሑፍዚ ግን ንሃይማኖታዊ (መንፈሳዊ) ምትእስሳራት ኣይክትንክፍን,ዩ።ብመሰረቱብተፈጥሮይኹንሰባትብዝፈጥሩዎ
ኣዕነውቲ ይኹኑ ሃነጽቲ ፍጻሜታት ማእከላይ ምስራቕን ቀርኒ ኣፍሪቃን ብቐጥታ ይኹን ኢድ ኣዙር ናይሓባር
ተቛደስቱ ኢና። ስለዚ,ዩ እምበኣር ነባርን ህልውን ኩነታት ዓረብን ቀርኒ ኣፍሪቃን ምግምጋሞም ኣገዳስነት ኣለዎም ንብል
ዘሎና።
ነባርን እዋናውን ምትእትታው ምዕራባውያን ዝበደላ ማእከላይ ምስራቕ ካብ ኲናትን ድምጺኲናትተኸዊላ
ኣይትፈልጥን። ኲናት ማእከላይ ምስራቕ ከኣ ንሃገራት ኣዕራብ ኣብ ክልተ ወይ ሰለስተ ተጻራሪ ሓይሊ እዩ ዝገማመዐን።
ይኹን እምበር! ሃገራት ዓረብ  ሓደ ሓደ እዋናት ኣንጻር ኣህጉራዊ ተጻበኦታት ናይ ሓባር መኸተታት ክወዓዓላ ክፍትና
ይስተውዓላ እየን። ቀለም ውዕልታተን ከየንቀጻ ኣብ ካልእ ሕድሕዳዊ ህልኽን ውድድርን ስለ ዝጽመዳ ኣዕራብ ኣብ
ሕብረት ተጠሚረን ኣብ ናይ ሓባር ምዕብልናታት ሰጒመን ኣይፈልጣን። ስለ ምንታይ እየን ሃገራት ዓረብ ኣብ ሓደ ናይ
ሓባር ጠቕሚ ዘይእሰራ ዝብል ሕቶ ከም ዝለዓል ኣይሰሓትን። ምናልባት በዚእዋናዊዓለማዊእስትራተጅካዊ
ምትእስሳራት ዘምጸኦ ተጽዕኖ እዩምባልእዋናዊመልሲይኸውን።እንተኾነቅድሚምዕብልናዓለምኣሸሓትዓመታት
ኲናትን ምድምሳስን ካብዚ ዞናዚ ኣቋሪጹ ከምዘይፈልጥታሪኻውያንንመንፈሳውያንመጻሕፍቲከይተረፉ ብሰፊሑ
ይዝርዝሩዎ እዮም። ከምኡ ስለ ዝኾነ ድማግማዕክፍለኣህጉርናዝኾነትቀርኒኣፍሪቃ ካብዚጽልዋታትዚድሒና
ኣይትፈልጥን። ነዊሕ ከይከድና ሓደ ኣብነት ብምውሳድ ናብ,ካብ 15ተ ክፍለዘመንንደሓርእንተንቢብናነውጽታት
ሃገራት ዓረብን ምስፍሕፋሕ ወራራት ዖጥማናውያን (ማእከላይ ምስራቅ) ንቐርኒኣፍሪቃክሳብክንደይፈቲኑዋምንባሩ
ምርኣዩ እኹል መብርሂ ክንወስድ ንኽእል። ነታ ኣብኣፍሪቃብዕብየታእትንየትግብጺወሲኽካምብራቓዊማያትቀርኒ
ኣፍሪቃ ዝጠምዓ ዘበላ ሃገራት ክሳብ ሶማልያ ዘሎ ምብራቓዊ ሰሃራታት ዘይሓዊ እስትራተጅካዊ ልኽፈት ከምዝልከፋ
ብቐሊሉ ክነንብቦ ንኽእል። ስለዚ ሎሚ ግዳ! ሳላ ተክነሎጂ ፈለግ ቀይሕ ባሕሪ ምስንጣቑ ናይ ሰዓታት ሕቶ ስለዝኾነ
ክሳብ ክንደይ ይጸልወና ምግማቱ ኣየጸግመናን። ኣይተዓደልናን! ኣብበዓቲኲናትንዕግርግርንተኸዊሉዝነብርስርዓት
ህግደፍ! ዕግርግር ጎረባብቲ ሃገራት ክሰምዕ ከም ንፋስ እዩዝፍልል።ብስስዕትንሃርገፍገፍንዝደንዘዘስርዓትህግደፍ
ኲናትን ዕግርግርን ጎረባብቲ ሃገራት ብጸጋ ስለ ዝቕበሎ ብዋጋ ዕዳጋ መስመራት ማያት ቀይሕ ባሕሪ ጠላዕ ከምዝጻወት
ንመ ይጠፍኦ? 1 እዚ ኹሉ ተደማ እዩ በኣ ባርዕ ማእ ስራቕ ሳዕናት ርኒ ፍሪቃን
ገም ተደልየ።
ብዝያዳ ክኑታት ሃገርናን ህዝብናን ስለ ዘገድሰና ብፍላይ ናብኡ ምድሃብ ዝሓሸ ይመስለኒ። ስርዓት ህግደፍ ኣብጉዳያት
የመን ኣእዳዉ ካብ ዝቕስር ነዊሕ ኮይኑ ኣሎ። ንገለ ናይቀይሕባሕሪእስትራተጅካዊጠቕምታትዘለወንሃገራት
ከገልግል ክብል ኣብ ደሴታት ሓንሽ ኣንጻር መንግስቲ የመን ኲናት ወሊዑ ምንባሩ ናይትማሊታሪኽእዩ።ከይኮነንዶ
ክረብሕስ ብቤት ፍርዲ ዓለም ደኣ ሓንሽ ንየመን ኣረኪቡዋ ደቀሰ። ብድሕሪኡ ኣብኲናትንዘይተረጋገአኩነታትን
ሓውን ጎረቤት ዝኾነ ህዝብሃገር የመን ኣቐዲሙ ስርዓት ህግደፍ ኣብ ጎድኒ ኣንጻር ሱኒ ዝኾኑ ዓሌታት ሑቲ ወጊኑ
ጥራይ ዘይኮነስ ኣእዳዊ ኣእትዩ ምንባሩ ይፍለጥ። በዚ ድማ ቀጥታን ተዘዋዋር ካብ መንግስቲ ኢራንእኹልመቑሹሽ
ከምዝረክብ ኣይሰሓትን። ዓሌታት ሑቲ ብተኸተልቲ ሽዓ (ብፍላይ መንግስቲ ኢራንን ተዛመድታን) እዮምዝድገፉ።
ተኸተልቲ ስርዓተ ሱኒ ድማ ብሱዑዲ ዓረብን ሰዓብታ ሃገራትን እዮም ዝድገፉ። ኣብዚ ናይ ክልተ ኣሕዋት ዝኾኑ ህዝቢ
የመን ኣብ ክንዲ ዕርቅን ሰላምን ኣብ ልዕሊ ሓዊ በንዚን ምኽስካስ ማለትናይቲስርዓትፖለቲካዊምንዝርናጥራይ
ዘይኮነስ ብዓብይኡ ተራፊ በሰላ ብዋጋ ህዝብን መሬትን ኤርትራ ምቁማር እዩዝኸውን።መንግስቲኢሳያስ ምናልባት
ብመንግስታት ስዑድን ኸጠርን ተላኢኹ ብሰላይነት የገልግል ነይሩ ከይኸውን እምበር ኣብ ሓጺር እዋን 380 ዲግሪ
  • ተጠውዩ ድርኩዂት ስዑዲ ዓረብ ክሳለም ከሎ ብፖለቲካዊ ጠቕምስ ይትረፍ ክብደትን ክብረትን ህዝቢኤርትራ
    ይብርዝምህላዉዘይተረደኦኣይክኸውንን።
    ክቡራት ኣንበብቲ! ኲናትየመንመወዳኣታዘለዎኣይመስልን።ሽግርየመንኲናትሕድሕድጥራይኣይኮነን።የመን
    መናሃርያ ዳዕሽን ቃዒዳን ኮይና ኣላ። ምትእኽኻብ ዳዕሽን ቃዒዳን ድማ ዶብ የብሉን። ኣብ የመን ዝዋጋእ ዘሎክልተ
    ተጻራሪ ሓይሊ ሓደ ክደፍእ እቲ ካልእ ክድፋእ ኲናት ዝወልዶ ባህርያዊ ግዴታ እዩ። ስለዚ ጎናጽን ተጎናጽን ኣብቀይሕ
    ባሕሪ ምዕንዳሮም ኣይተርፍን። በዚ ምኽንያት ድማ ህዝቢ ኤርትራ ቀዳማይ ናይቲ ዞናተጠቃዒምዃኑኣይተርፎን።
    2 ስለ ዝኾ እዩ ድማ! ባርዕ ማእ ስራቕ ናት ርኒ ፍሪቃን ናብ ዝብል ገምጋም ተደልየ። ብኻልእ
    መዳይ ክንዲ ዝጸገመ ይጸግን ቀባይል የመናውያን ዕጡቓት ኣብርእሲምዃኖምክንዲዝሓሰመይሕሰምክንብርከኹ
    እዮም ማለት ዘይሕሰብ ስለ ዝኾነ እቲ ዝርግርግ ቀይሕ ባሕርን ዞናናን እናገደደ እዩ ክኸይድ። ስለዚ ኤርትራዊ ካብ
    ሃገራዊ ጉዳያቱ ንላዕሊ ብዛዕባ ዞናዊ ፖለቲካዊ ሕልኽላኻት ምድህሳስ ከድልዮ እዩእብል።
    ሳልሳይክፋልባርዕማእከላይምስራቕን ሳዕቤናትቀርኒኣፍሪቃን ካብዚክሊዚከይወጸሓጺርጽሑፍክሳብዝለኣኽ
    ሰናይቅነ።

Leave a Reply

Your email address will not be published. Required fields are marked *