ቁኑዕ ሓበሬታ ምርካብን ምምሕልላፍን ኣብ መዓልታዊ ሂወት ወዲሰብ: ኣብ ከማእዝኖ ዘለዎ ንቕሓትን ንቑሑነትን ዓቢ እጃም ይኹን ግደ ኣለዎ፡፡ ብፍላይ እኳ ንዓና ንኤርትርውን ኣብ ጉዳይና ዝተመርኮሱ ሓበሬታታትን ርጉጽነቶምን ሓርኢ ተመን ኮይኖሙና ዝነብሩ ዘለዉ ህዝቢ ብምዃና፡ ዝርካቦም እቶም ምስ ቃልሲ ንሓርነትና ዝተሓሓዙ ፍጻሜታትን ዝትንክፉ ሓበሬታታትን ሩጉጻት ኣብ ርእሲ ክኾኑ ምግባእ፡ ኣብ ኣቀራርበኦም ንረብሓ ኣብ ምውሳኽ ፍናን […]
Author: Administrator
ERITREAN NATIONAL SALVATION FRONT – HIDRI ሰፊሕ ሓበሬታ ኣብ ሃገራውን ውድባውን ኩነታት፡
ግንባር ሃገራዊ ድሕነት ኤርትራ-ሕድሪ (ግሃድኤ-ሕድሪ) ብ18 መጋቢት 2016 ኣብ ከተማ ኣዲስ ኣበባ ዝርከቡ ኣባላት ባይቶን ካድራትን ኣብ ዝተረኽብሉ ሰፊሕ ናይ ሓበሬታ ኣኼባ ክካየድ ከምዝወዓለ፡ ቀንዲ መዘራረቢ ዛዕባታት ከኣ ህልዊ ኩነታት ሃገርና፡ ውድብናን መስርሕ ልፍንታዊ ሽዱሽተ ፖለቲካዊ ውድባትናን በጺሕዎ ዘሎ ደረጃን ኮምኡውን ደምበ-ተቓውሞን ብዝምልከት ዝርዝር መግለጽን ሓበሬታን ብዝምልከቶም ኣካላት ምስ ተዋህበ ድሙቕ ክትዕን መራጎዲ ዘተ […]
Italy rescues 910 boat migrants, nearly 600 saved off Libya
MILAN/TRIPOLI (Reuters) – Italy’s coast guard said more than 900 migrants were rescued in four separate operations in the Strait of Sicily on Saturday, while Libyan authorities said they had rescued nearly 600 migrants from four boats, one of which sank. A spokesman for Libyan naval forces, Ayoub Qassem, said the bodies of four […]
ንኻብ ኤርትራ ወጸኢ ትነብር ኤርትራዉዩ
www.jeberti.com/a16/minister%20of%20Ertirea.pdf
ኣባላትንደገፍትንኤርትራዊሃገራዊባይቶ ንዲሞክራስያዊለውጢ ኣብጀርመን፡ጉባኤኡ ኣቃኒዑ
www.gereger.com/data/media/ABnM5zI4u.pdf
Eritrean American Community of Dallas & Women for Change in Eritrea 2016.
ኣብ መንደፈራ፣ ዓዲ ወግሪ ተኣሲሮምዝርከቡ መብዛሕትኦም ብስግረዶብ ዝተታሕዙ ኤርትራውያን መንእሰያት ኣተሓሕዛኦም ዘስካሕክሕ ምዃኑ ኣብቲ ቤትማእሰርቲ ዝነበረ ‘ሞ ናብ ኢትዮጵያ ዘምለጠ ሓደ መንእሰይ ንድምጺ ኣሰና ሓቢሩ።
ኣብ መንደፈራ፣ ዓዲ ወግሪ፣ ብምኽንያት ስግረዶም ተኣሲሮም ዝርከቡ፣ ኤርትራውያን መንእሰያት ኣተሓሕዛኦም ዘስካሕክሕ ምዃኑ ኣብቲ ቤትማእሰርቲ ዝነበረ ‘ሞ ናብ ኢትዮጵያ ዘምለጠ ሓደ መንእሰይ ንድምጺ ኣሰና ኣብ ዝሃቦ ሓበሬታ ኣገንዚቡ። ንሱ 5 ደቒቕ ዝርሕቀቱ ሩባ ኣብቲ ከባቢ እናሃለወ፣ ን 10 ሰብ 5 ሊትሮ ማይ ንጉሆን ምሸትን ከምዝህቡዎም ሓቢሩ። እቲ ንእሱራት ዝቐርበሎም መግቢ ውሑድን ዘይልከፍን ምዃኑ ብምጥቃስ ድማ፣ […]
ንጽንብል መበል 25 ዓመት ነጻነት ኤርትራ ንምዝራግ ሓደጋ ኲናት የንጸላልወና ኣሎ ክብል ህግደፍ ዘካይዶ ዘሎ ጎስጓሳት ዝጭበጥ መረዳእታ ዘይብሉ
ስርዓት ህግደፍ ነቲ ኣብ ከተማታት ዝፈጸሞ ምፍራስ ኣባይቲ፡ ኣብ ገጠራት ይቕጽሎ ኣሎ። ንጽንብል መበል 25 ዓመት ነጻነት ኤርትራ ንምዝራግ ሓደጋ ኲናት የንጸላልወና ኣሎ ክብል ህግደፍ ዘካይዶ ዘሎ ጎስጓሳት ዝጭበጥ መረዳእታ ዘይብሉ፡ ንመናውሒ ዕድመ ዝተፈብረኸ ሓሶት ምዃኑ ነቲ ኩነታት ዝከታተሉ ወገናት ገሊጾም ሃገራዊ ነጻነት ኤርትራ ዝመጻሉ ድሕረ ባይታን፡ ብዝሒ በዓላትን ከም ጽቡቕ መኸወሊ ገበናቱ፡ መደናገሪ […]
ቃል ግ.ሃ.ድ.ኤ ብኣጋጣሚ ዝኽሪ ታሪኻዊት ኵናት ተጎርባ
http://togoruba.org/togoruba1964/mainTogorubamap/mainMap/headingMap/2016/1903SF6-02ST.pdf