ብመጀመርያ እንካዕ ብዳሓን መጻእኩም ፣ እንካዕ ድማ ናብዛ ፣ ዓማጽን ተዓማጽን ዘይብሉ ስርዓት ንምትካል..12 መጋቢት 2016..

ብመጀመርያ እንካዕ ብዳሓን መጻእኩም ፣ እንካዕ ድማ ናብዛ፣ዓማጽን ተዓማጽን ዘይብሉ ስርዓት ንምትካል፣ ፍትሕን ሰላምን ዝነገሶ ሕ/ሰብ ንምቓም፣ መሰልን ማዕረነትን ጓል- ኣንስተይቲ ዘውሓሰ፣ ጎደና ማሕበራዊ ዕብየት ዘቕነዐ ናይ ቃልሲ ነጋሪት ዝተሃርመላ፣ ታሪኻዊት ማዓልቲ ሓቢርና ከንኽብራ ኣብቅዓና። ቃልሲ ደቂ-ኣንስትዮ ብመሰረቱን ብባህርያቱን፣ ንምርግጋጽ ኩልንትናዊ ረብሓን ዕብየትን ናይቲ ዝነብራሉ ሕ/ሰብ ’ዩ ።እዚ ድማ፣ ቃልሲ ንስለ ማዕረ መሰል ኣብ ኢኮኖምያዊ፣ […]

Eritrea Asked to Open its Ports for Ethiopia’s Famine Relief

By Hank Cohen   The severe Ethiopian famine that is just over the horizon will require the use of Eritrean ports to handle the massive arrival of food relief from the international community. The sheer volume of food for 40 million people cannot be processed solely by the port of Djibouti and the railway from […]

ጋዜጣዊ መግለጺ ስሚናር ፖለቲካዊ ውድባት ኣባላት ሃገራዊ ባይቶ ንዲሞክራስያዊ ለውጢ…ኣዲስ ኣበባ 10 መጋቢት.2016

ጋዜጣዊ መግለጺ ስሚናር ፖለቲካዊ ውድባት ኣባላት ሃገራዊ ባይቶ ንዲሞክራስያዊ ለውጢ ብስንኪ’ቲ ንህዝብን ሃገርን ዘይሓልን፡ ሰብኣዊ መሰላት ዘየኸብርን፡ ንኤርትራ ፍሽልቲ ሃገር ዝገብርን ኣዕናዊ ፖሊሲታት ገባቲ ዲክታቶርያዊ ስርዓት ህግደፍ፡ ህዝብና ኣብ ውሽጢ ሃገርን ወጻእን ኣዝዩ ጽንኩር ሃለዋት ኣብ ዘሕልፈሉ ዘሎ ወቕትን፡ ብኩሉ ኣቕጣጫታት ኣህጉራውን ዞባውን ዝተሓላለኸን ዝተቀላጠፈን ኩነታት ኣብ ዝኽሰተሉ ዘሎን፡ ብጻውዒት ኣሰናዳኢት ሽማግለ ካልኣይ ሃገራዊ ጉባኤ፡ […]

OROMO PROTESTS: ETHIOPIAN PM APOLOGIZES FOR DEATHS

BY CONOR GAFFEY ON 3/10/16 AT 12:17 PM     Ethiopia’s prime minister has apologized for the deaths resulting from anti-government protests in the Oromia region but accused “anti-peace forces” of being responsible. Hundreds of people have been killed in protests in the Oromia region, which surrounds the capital Addis Ababa, since November 2015. The […]

ሸሞንተ መጋቢት ኣብ ላስቬጋስ ብደቂ-ኣንስትዮ ብድምቀት ተባዒሉ

    ሸሞንተ መጋቢት ኣብ ላስቬጋስ ብደቂ-ኣንስትዮ ኣብ ኤርትራውያን ኣሜሪካን ኮምዩንቲ ማእከል ተባዒሉ።እቲ መደብ እዛ መዓልቲ ክብርትን ረዛንን እያ፡ ኩሉ ግዜ መታን ክንዝኽራ ከመይ ኢልና ንጥርነፍ ብዝብል ዘተ እየን ጀሚረናኦ ።እንተደኣ ተጠርኒፍናን ኣብ ኽልተ ወርሒ ተኣኪብናን ሓያል ስራሕ ኽንሰርሕን ንዝመጻ ሓደስቲ ኣዋልድ ክንሕግዝን ንኸኢል ኢና ኢለን።ቀጺለን እዛ መዓልቲ እዚኣ ክብረቲ እያ። ምኽንያቱ እተን ምእንታና ኽብላ […]