“ዋና ዘይብሉ ነገር ጥፉእ ማሕለኻ ዘይብሉ ጸባ ድፉእ”

  “ዋና ዘይብሉ ነገር ጥፉእ ማሕለኻ ዘይብሉ ጸባ ድፉእ” ኣብ ዝሓለፈ እዋን ኣብ ሕቡራት መንግስታት ኣመሪካ ዝተፈላለዩ ማዕበላት ተኸሲቶም ከም ዝነበሩ ይፍለጥ። ቅድሚ ማሪያ ተባሂሉ ዝተሰምየ ብዙሓት ሰባት ዝቐተለን ንብረት ዘውደመን ማዕበል ነይሩ። ንሱ ድማ ሃርቪ (Harvey) ተባሂሉ ዝተሰምየ ብፍላይ ኣብ ኣከባቢ ሁስተን ተክሳስ (Houston- Texas) ናይ ሰብ ህልቀትን መሬት ብማይ ኣጥለቕሊቑ ናይ ንብረት ብርሰትን […]

Everyone in Eritrea is desperate to flee, including the President’s son OCTOBER 11, 2017 by ABRAHAM T. ZERE

In today’s Eritrea, there is no difference between the jailer and the jailed. The political culture is so violent and desperate that the president’s own son attempted to escape the country. President Isaias Afwerki’s erratic and mercurial temperament – he has been the head of a one-party dictatorship since independence in 1993 – has culminated in a profoundly dysfunctional nation. A “hit and run” style has replaced any thoughtful long-term […]

Sudanese banks receive international transfers in U.S. Dollar: CBoS(ናይ ሱዳን ማእከላይ ባንኪ ንመጀመርያ ግዝየ ድሕሪ 20 ዓመት ናይ ሕቡራት ኣመሪካ ዶላር ሸርፊ ተፈቂዱላ።)

U.S. Dollar bill October 11, 2017 (KHARTOUM) – The Central Bank of Sudan (CBoS) on Wednesday said the Sudanese banks have actually begun to receive international transfers in U.S. dollar. The U.S. Administration on Friday permanently lifted 20-year-old economic sanctions against Sudan citing positive actions on humanitarian access and counter-terrorism. In a press release on […]

መሪሕነት ህግደፍ ምስ ኣባላት ምልካዊ ስርዓት ዝወጠኖ ኣኼባ ኣብ ሰምየን ኣመሪካ ብተባዓት ተቃወምቲ ፈሺሉ።

ኣብ ሰምየን ኣመሪካ ክካየድ ዝተሐስበ ኣኼባ  ብሐላፊ ፖለቲካዊ ጉዳያት ህግደፍ ብ8 ጥቅምቲ ኣብ ኣርሊንግተን ቨርጂንያ ኣብ (Double Tree )ሆትየል ኣይተዓወቱን።  የማነ ገብረኣብ ማንኪ ብናይ ኣርሊንግተን ፖሊስ ኣብ ቀይዲ ክምዛኣተወ  ተሓቢሩ።ብድሕሪ ምውሳዶም ግን ኣበይ ከምዘሎ ዝተረጋገጸ ሐበሬታ የለን።ምንጭታት ከምዝሐበሩዎ ኣብ ሰምየን ኣመሪካን ካናዳን ዝቅመጡ ተቃወምቲ ናይ የማነ ገብረኣብ ምምጻእ ብትሪ ትቃውሞኦም ንዝምልከቶ ኣካል ሆምላንድ ሰኩሪቲ (U.S. Department of Homeland Security) DHS […]

ህጹጽ መጸዋዕታ ንኩሎም ኣብ መላእ ዓለም ዝርከቡ ደለይቲ ፍትሒ ኤርትራውያን(Announcements to All Justice-Seeking Eritreans Worldwide)

www.togoruba.org/togoruba1964/mainTogorubamap/mainMap/headingMap/2017/0510CSF7-03AE.pdf  English link   www.togoruba.org/togoruba1964/mainTogorubamap/mainMap/headingMap/2017/0510CSF7-02AA.pdf  Arabic linc     ክቡራት ደለይቲ ፍትሒ ኤርትራውያን ከም ደለይቲን ተቓለስትን ንፍትሒ መጠን፣ በቲ ኣብ ሃገርና ወሪዱ ዝርከብ ኣሰቃቒ ኩነታት ከም ትሳቐዩን ትጉህዩን ጥርጥር የብልናን። ክብርቲ ሃገርና ህዝባ ተጓሕጉሑ ፣ ኣፍረይቲ ደቃ ካብ ሃገር ሃጽ ኢሎም ከም ዝጠፍኡ ይግበር ኣሎ። እቶም ካብ ሃገር ከምልጡ ዝኸኣሉ ከኣ፣ ናብ ኣሰቃቒ ሓደጋታት ክሳጥሑን፣ […]

“Deliverance: A Tale of Colliding Passions and the Muse of Forgiveness. A Historical Novel” Author: Bereket Habteselassie Review: Solomon Gebreselassie

This is a book essentially about the Ethiopian People’s Revolutionary Party (EPRP). The author is no stranger to most Ethiopians and Eritreans. He held several positions of power in Ethiopia, such as Attorney General, Associate Justice of Ethiopia’s Supreme Court, Vice Minister of Interior, and Mayor of the Eastern Ethiopian City of Harer. After switching […]

ERITREAN NATIONAL SALVATION FRONT – HIDRI

ጭፍራ ህግደፍ ከም ወትሩ ኩሉ መሳርሒ እንዳተጠቐመ ድግዲጊት ተዓጢቑ ህዝቢ ንምብዳል ውራየይ ኢሉ ሒዙ ይቕጽሎ ኣሎ   ጭፍራ ህግደፍ ንቡር ከሊኡ ዘይንቡር ንቡር ንኽገብር ዝጽዕር ዘሎ ጭፍራ እዩ። ንመንእሰያት ኣብ’ቲ ውልዶ ዕድምኦም ወሲዱ እቲ ንቡር ከም ዘይነበረ እቲ ዘይንቡር ከኣ ከም ቅቡል ክውሰድ ዝምህር ዘሎ ጉጅለ እዩ። ኣብ ዓለም ከም’ዚ ተራእዩ ኣይፈልጥን እዩ። እስከ ገለ […]

ሰሚዕኩምዶ ዓወት ናይ ዶክተር ኣልጋነሽ ፍስሃ ጋንዲ ደስ ይበልካ ውጹዕ ህዝቢ ኤርትራ ደስ ኢሉና።(Dr.Alganesh Fissaha Gandi is the winner)

እንቛዕ ሓጎሰኪ! Congratulations on your achievements. You have made us all proud. Great job, keep it up. ክብርቲ ሐፍትና ዶክተር ኣልጋነሽ ፍስሃ ኣብ ሂዋታ ዝገበረቶ ኣበርክቶ ንህዝቢ ኤርትራ  መምዘኒ ኣይርከቦን ኢዩ።ዘርዚርካውን ዝውዳእ ኣይኮነን።ኩሉ እቲ ሰናይ ተግባራታ ኣብ ዝኸበረ ናይ ታሪኽ መጻሕፍትን ሐወልቲ ክሰፍር ሙኻኑ ኣይንራጠርን ኢና።ኣልጋነሽ ኣደ ፍትሒ ኣደ ውጹዓትን ኢያ ስለዝኾነት ካኣ እነሆ ብህዝባ ኮሪዓ […]