ሓንቲ ኤርትራዊት ኣደ ምስ ክልተ ደቀን፡ ኣብ ገዝአን ሞይተን ተረኺበን ካብ ቅድሚ ኣዋርሕ ኣትሒዘን ከምዝሞታ ይሕበር ብ መርበብ ሓበሬታ ናትና።

ዘሕዝን  ዜና  ኣብዛ ዝሓለፈት ሰሙን፡ ማዕከናት ዜና ነርወይ ሰለስተ ደቀንስትዮ ኣብ ራምሶስ ኦስሎ ኣብ ዝርከብ ገዝአን ሞይተን ከምተረኽባ ገሊጸን።  እተን ዝሞታ፡ ኣደ ጓል 69 ዓመት፡ ዓባይ ጓለን ጓል 35 ዓመት፡ ንእሽቶ ጓለን ድማ ጓል 28 ዓመት ከምዝነበራ ንምፍላጥ ተኻኢሉ ኣሎ። መርበብ ሓበሬታ ናትና ምስዚ ጉዳይ ቅርበት ካብ ዘለዎም ወገናት ካብ ዝረኸበቶ ሓበሬታ፡ እዛ ስድራቤት ኤርትራዊ መበቆል […]

ERITREAN NATIONAL SALVATION FRONT – HIDRI

ናይ ሓዘን መግለጺ ገዲምሓርበኛ ተጋዳላይ ኪሮስ ወልደኣብ ብሃንደበት ብዕለት 16-10-2017 ካብዛ ዓለም ብሞት ተፈልዩና ኣሎ። ኣዝዩ ዘሕዝን ተረኽቦ ከኣ እዩ። ታሪክ ሂወት ኪሮስ ወልደኣብ ክግለጽ እንተዀይኑ ምሉእ ዕድምኡ ንሃገሩን ህዝቡን ኢሉ ብዘይምስልካይ ይቃለስ ከም ዝነበረ ከይተገልጸ ኣይሕለፍን እዩ። ኣብ ቃልሱ ብትብዓት፡ ተወፋይነት፡ ጅግንነት ዝፍለጥ ኰይኑ፣ ነቕ ዘይብል ሃገራዊ ክብርን ስምዒትተሓንጊጡብዓል ጽኑዕ መትከል ዝዀነ ሓርበኛ ተጋዳለይ […]

ACTION FOR THE ERITREAN 700

STOP ERITREAN DEPORTATIONS NOW! We – Americans of Eritrean descent – are calling for the U.S. government to save 700 of our fellow Eritreans who are here in America from imminent torture or death at the hands of the brutal, dictatorial regime that rules Eritrea. On September 13, 2017, the Department of Homeland Security (DHS) […]