
መጸዋዕታ ሰላማዊ ሰልፊ
ነቲ ኣብ ኣስመራ ተገበረ ሰላማዊ ሰልፊ ደገፍና ዝገልጽ
ካሊፎርነያ ብምልእታ ኣብ በይ ኤርያ እንርከብ ኤርትራዊ ሃገራዊ ማዕበል ንዲሞክራስያዊ ለውጢ ንሰኑይ Nov 13 /2017 ኣብ ሳን ፍራንሲስኮ ስዓት 10 AM ጀሚርና ክሳብ ስዓት 1:00 PM ክግበር ስለ ዝኾነ ኩሉ ብህዝቡን ሓገሩን ዝግደስ ኣብዚ ሰላማዊ ሰልፊ እዚ ክትርከቡ ብኽብሪ ንጽውዕ ።
ንዝያዳ ሓበሬታ በዚ ተውከሱ
ንዝያዳ ሓበሬታ በዚ ተውከሱ
(415) 724-5718
Demonstration in San Francisco,CA against HGDF Monday 11/13/2017@10:00AM-1:00PM
to support our compatriot in Asmara movement
For more information call this number
(415) 724-5718