Breaking News ኣብ ከተማ ኣስመራ ካብ ቤት ትምርቲ ዲያእ ኣል እስላምያ ዝተላዕለ ከቢድ ተቃውሞ ተኻይዱ።

Related image

ኣብ ኣስመራ ኣኽርያ ዝርከብ ናይ ኢስላምያ ቤት ትምህርቲ ዲያል ኣል ኣስላምያ ኢሉ ዝጽዋዕ ብዝተገብረ ስጉምቲ ናይ ኣቦና ሓጂ ሙሳ መሓመድ ኑር ከምዝተኣሰሩን ነዚ ናይ ህግድፍ ኣመራርሐ ብሙቅዋም ኣብ ጽርግያታት ኣስመራ ናዕቢ ከምዝተራእየ ምንጭታት ይገልጹ።ብተወሳኺ ውን ኣብ ዝተፈላለያ ቦታታት ናይ ተኹሲ ድምጺ ከምዝነበረ ተሐቢሩ፡በዚ ኣግጣሚ ህዝቢ ኤርትራ ይኣኽለና ጭቆና መሰልና ይተሐለወልና ኢሉ ኣብ ቅርዓት ወጺኡ ይቃወም ከምዘሎ ውን ይንገር ኣሎ፡ ከሙኡ ውን ኤምባሲ ኣመሪካ  ኣብ ኣስመራ ንመንጭተቶም ከምዝሐበሩ ይግለጽ።

Leave a Reply

Your email address will not be published. Required fields are marked *