መርድእ
ኽብርቲ ኣዴና ወ/ሮ ብርጭቆ ስብሐት ባይርኡ ብዝሐደረን ሕማም ኣብ ሑቅፈ ደቀን ክኣልያ ድሕሪ ምቅናሕ ብዕለት 29/10/2017 ሰዓት 8:30 ድ/ቀ ኣብ መበል 83 ዕድምኤን ዓሪፈን።
ፍትሐትን ስነስርዓት ቀብርን ዝፍጸመሉ ቦታን ዕለትን-
ሐሙስ 2-11-2017 (Thursday 2,2017)
ፍትሐት ዝግበረሉ ቦታ- 95 Mountain View Ave, Santa Rosa, CA 95407 Orthodox church
ጊዜ 11፡00 AM-12:00pm
ስነስርዓት ቀብሪ 1፡00PM at 1900 Franklin Avenue Santa Rosa CA 95404
ድሕሪ ቀብሪ እክለ ማይ፡ Reception 95 Mountain View Ave, Santa Rosa, CA 95407 Orthodox church
![]()
