PRESS RELEASE BY NETWORK OF ERITREAN WOMEN

Network of Eritrean Women (NEW) conducted its third Symposium in Rome Italy from 16 – 18 September 2016. The Symposium lasted for three days and Eritrean women from across Europe attended the event. The first day looked at the challenges on Eritrean refugees especially those coming via Libya and further analysis was placed looking at […]

Oct. 4, 2016 | Press Releases HRF to Eritrea: Disclose the Whereabouts of Journalists Detained in Secret Prisons Since 2001

NEW YORK (October 4, 2016) — Last month marked 15 years since the Eritrean government arbitrarily detained a group of 11 independent journalists in secret prisons, effectively bringing about the end of independent press in the country. Human Rights Foundation (HRF) joins the UN Special Rapporteur on the situation of human rights in Eritrea in calling on […]

ERITREAN NATIONAL SALVATION FRONT-HIDRI

ብግንባር ሃገራዊ ድሕነት ኤርትራ–ሕድሪ ኣብ ሃገረ ሲውዘርላንድ ከተማሉዘርን ኣገዳሲ ህዝባዊ ሰሚናር ተኻይዱ   Switzerland Lucerne እቲ ኣቀድም ኣቢሉ ብመራኸቢ ብዙሃን ተሓቢሩ ዝነበረ ህዝባዊ ሰሚናር ብዕለት 01/10/2016 ኣብ ሃገረ ሲውዘርላንድ ከተማ ሉዘርን ከምዝተኻየደ ካብቲ ቦታ ዝመጸና ርጡብሓበሬታየረድእ እቲ ብ ብጻይ ፍስሓጽዮን ገብረ ኣባላት ማእከላይ ባይቶ ወኪል ክፍሊ ውደባን ወጻኢ ጉዳይን ዞባ ኤውሮጳ ግሃድኤ– ሕድሪን ብብጻይ በርሀ […]

Eritrean American Community Expressed Outrage at Latest State Department Action October 3, 2016

By The National Council of Eritrean Americans,   US State Department urges Yemane Gebreab not to host public meetings in the US. Seriously? The National Council of Eritrean Americans (NCEA) is dismayed to learn about the cancellation of the public meeting that was scheduled to be held in Washington, D.C. on Sunday, October 2, 2016 […]

መኣዲ ትምህርታዊ ወግዒ

መተባብዒ ሽልማት ገንዘብ By Negusse Haile (መንስዓይ) ናይ 60ታትን 70ታትን ስነ ጥበባውያን ኤርትራ ኣብ ታሪኽ ስነ ጥበብ ሃገርና ብዝለዓለ ኣድናቖት ክዝከር ዝነብር ኣበርክቶ ከም ዝገበርና’ኳ ዘየካትዕ ሓቂ ኢዩ ። እዚ ግን ሕዝቢ ዘይፈልጦ ዘየስተውዓለሉን ድኽመት ኣይነበረናን ማለት ኣየስምዕን ። ከመይ እቲ ዝሓለፍናዮ ሕይወት ብዙሕ ውረድ ደይብ እውን ዝነበሮ ደኣ’ምበር ከምቲ ንብዙሓት ሰባት ዝመስሎም ፣ ዕንባባ […]

ERITREAN NATIONAL SALVATION FRONT – HIDRI

ህዝቢ ዓድቐይሕ ኣንጻር ስርዓት ህግደፍ ብቓልዕ ደጋጊሙ ይምክት ዝሓለፈ ዓርቢ 30 / መስከረም / 2016 ንህዝቢ ከተማ ዓድቐይሕ ኣኼባ ክገብሩሉን መምርሒ ከውሩዱሉን ዝተላእኩ ካድራት ስርዓት ህግደፍን ኣዘዝቲ ሰራዊትን ብህዝቢ ከተማ ዓድቐይሕ ተቓዉሞ ኣጌዋኒፉዎም፡፡ ህዝቢ ነባሪ ከተማ ዓድቐይሕ ብመሰረት ናብ ኣኼባ ክሳተፍ ዝተኣዘዞ ካብ ሰዓት ሸሞንተ ናይ ንግሆ ጀሚሩ ኣብ ኣዳራሽ ባህታ ሓጎስ ዝበሃል መኣከቢ ኣዳራሽ […]

To donate money for the New York Demonstration, the banking information is below:The New York Demonstration  date is October 27, 2016

New York Demonstration Preparation Committee contact info  ናይ ኒው ዮርክ ስላማዊ ሰልፊ ኣዳላዊት ሽማግለ መወከሲ ሓበሬታ Phone and text (909) 929-1291newyorkdemo2016@gmail.com  New York Demonstration Preparation Committee contact info  ናይ ኒው ዮርክ ስላማዊ ሰልፊ ኣዳላዊት ሽማግለ መወከሲ ሓበሬታ Phone and text (909) 929-1291newyorkdemo2016@gmail.com www.newyorkdemo.com Facebook.com/newyorkdemo2016    Facebook.com/newyorkdemo2016  IN SUPPORT OF COIE THE NYC-2016 DEMO FINANCIAL ACCOUNT:                                   […]

ገለ ሰነዳት ካብ ኮምፒተር ሜ/ጀነራል ተኽላይ ሃብተስሉስ

  ኣብ ሞንጎ ህዝብና ዘይምትእምማን ክነግስ ካብዝገብሩ ጉዳያት ቀንዲ፡ ኩለን መሓውራት ጸጥታ ካብ ዝነኣሰ ክሳብ ዝዓበየ ዘካይድዎ ስውር ናይ ሓበሬታ ምእካብ መስርሕን ውዳቤታትን እዩ፡፡ እቶም ካልኦት ሚስጢራዊ መገድታት ሓዲግና ንሎሚ ብዛዕባ ተፍትሽ መንበሪ ገዛን ቤ/ጽሕፈትን ዝምልከት ገለ ክብለኩም፡፡ ስውር ተፍትሽ መንበሪ ገዛውትን ቤት ጽሕፈታትን መብዛሕትኡ እዋን ብጸላም ጽሞዋን ዝካየድ ኮይኑ ኩሎም ኣካላት ጸጥታ ማለት ወኪል […]

ሰላማዊ ሰልፊ ብደለይቲ ፍትሒ ኤርትራውያን ንደገፍ ንመርማሪት ኮሚሽን መሰል ሰብኣዊ መሰላት ኣብ አርትራ

ሰላማዊ ሰልፊ ብደለይቲ ፍትሒ ኤርትራውያን ንደገፍ ንመርማሪት ኮሚሽን መሰል ሰብኣዊ መሰላት ኣብ አርትራ ኣብ ቅድሚ ህንጻ ሕቡርታት መንግስታት ዓለም፡ ኣብ ከተማ ኒው ዮርክ እዩ። 27 ጥቅምቲ 2016 29 መስከረም 2016 መግለጺ፡ ንኣብ ስደት ዝነብር ህዝቢ ኤርትራ ብኣሰናዳዊ ሽማግለ ሰላማዊ ሰልፊ ናይ ኒው ዮርክ ዝወጸ መግለጺ። ኣሰናዳዊ ሽማግለ ሰላማዊ ሰልፊ ኒው ዮርክ፡ ብልዕሊ 30 ከተማታት ናይ ሰምየን […]