ክቡራት ኤርትራውያን ዮሃና! Congratulation to all

ንዳርጋ ሓደ ወርሒ ድሕሪ ምጉስጓስን ምምጓትን፡ ናይ ውድብ ሕቡራት ሃገራት፡ ሳልሳይ ኮሚቴ፡ ባይቶ ሰብኣዊ መስላት ኣብ ኒውዮርክ፡ ጸብጻብ መርማሪት ኮምሽን ከምቲ ተሓሲቡ ዝነበረ ንዕለት 27 ጥቅምቲ 2016 ንክቀርብ ሎሚ፡ ዕለት 14 ጥቅምቲ ኣብ ዘካየዶ ኣኼባ ብሙሉእ ድምጺ ወሲኑ ኣሎ። እቲ ሓድሽ ውሳነ’ውን ኣብቲ ፕሮግራም ክኣትው ክምዝኾነ ውሳነ ተመሓላሊፍ’ሎ። ብስርዓት መንግስቲ ኤርትራ ምስ ፈተውቶም ክም ብዓል […]

ክፍሊ ኢምግሬሽን ሆላንድ፣ ሰለስተ ኤርትራውያን ተርጎምቲ ካብ ስራሕ ሰጕጉ Print Email Radio Erena: 12 October 2016

  ክፍሊ ኢምግሬሽን ሆላንድ፣ ምስ ኤምባሲ ኤርትራ ጥቡቕ ምትእስሳር ጸኒሕዎም ንዝበሎም ሰለስተ ኤርትራውያን ተርጎምቲ ካብ ስራሕ ሰጕጉ። ካልኦት ኣርባዕተ ኤርትራውያን ‘ውን ብካልእ ምኽንያታት ካብ ስራሕ ከባርር ምዃኑ ማዕከን ዜና ኤንኣርሲ ኣብ ዘቕረቦ ሓበሬታ ገሊጹ ኣሎ። ሚኒስተር ድሕነትን ፍትሕን ሆላንድ ክላስ ዲየኮቭ፣ ብዛዕባ’ቲ ናይ ኤርትራውያን ተርጎምቲ ኩነታት ብዝምልከት ብሰኑይ 10 ጥቅምቲ ናብ ታሕተዋት ባይታ እታ ሃገር […]

Eritrean unity for democratic change

ብስም ኣሰናዳኢት ሽማግለ ኤሃባደለ፡ ምስጢራዊ ሓበሬታ ተባሂሉ ኣብ ጀበርቲ ዶት ኮም ንዝወጸ ጸለመ ብዝምልከት- ቁ/1 101016 ዝኸበርኩም ደለይቲ ለውጥን ፍትሕን ኣብ ዕለት 4 ጥቅምቲ 2016 ኣብ ጀበርቲ ዶት ኮም ዝወጸ ዘስደምም ጸለመ ጸረ ውድብና ብሓፈሽኡ ጸረ ኣባላት መሪሕነቱ ድማ ብፍላይ ከምዝተነበበ ዝፍለጥ እዩ። ብወገንና ኣብ መልሰ ተግባር ከይተሃወኽና ክንድቲ ከነጻርዮ እንኽእል ኣጻሪና ብዝተወደበን ብዝተጸንዐን መንገዲ […]

The hidden racism of the refugee crisis — why does nobody care when black Africans drown?

  Ever since the Syrian refugee crisis hit international headlines the plight of African migrants in Europe has taken a back seat. Media attention has focused on arrivals via the eastern Mediterranean route – from Turkey to Greece – because of the huge number of arrivals, when in reality the central Mediterranean route via Libya […]

ERITREAN NATIONAL SALVATION FRONT – HIDRI

ንህዝቡ ብምሽጋር ዝልለ ስርዓት ሎሚ 07 / ጥቅምቲ / 2016 እቲ ንዜገታቱ እልቢ ሽግራት ብምድርዳር ፍስሃ ዝስምዖ ስርዓት ህግደፍ፡ ዳርጋ ኣብ ሙሉእ ከተማታት ኣውራጃ ሰራየ ብፍላይ ዓድኳላን መንደፈራን ከም’ውን ኣብ ርእሰ መዲናታት ኤርትራ ዝኾነት ከተማ ኣስመራ ሓያል ግፋ ክገብር ከምዝወዓለ ምንጭታት ግሃድኤ-ሕድሪ ካብ ውሽጢ ኤርትራ ይሕብሩ ኣለዉ፡፡ ስርዓት ህግደፍ ንደረጃታት ትምህርቲ ገደብ ብምግባር ልዕሊ 17 […]

Court allows Eritrean mine workers to sue Nevsun (Updated)

Precedent setting ruling allows Eritreans to bring civil action against Nevsun Resources By Nelson Bennett | Oct. 6, 2016, 2:46 p.m.     In a decision that is likely to have every Canadian mining and oil and gas company that operates in a developing country sitting up and taking notes, the BC Supreme Court today […]

Africans to sue Canadian mining firm for alleged abuses Originally published October 7, 2016 at 7:06 am Updated October 7, 2016 at 7:39 am

VANCOUVER, British Columbia (AP) — Foreign workers who have accused a Canadian company of human rights abuses at an African gold mine will have their case heard in Canada’s legal system. The Supreme Court of British Columbia in a judgment this week is allowing three refugees to file a civil lawsuit against Nevsun Resources, which […]

መብርሂ ኣሰናዳኢት ሽማግለ፣ ኤርትራዊ ሃገራዊ ባይቶ ንደሞክራስያዊ ለውጢ፣

    ብዕለት 05 ጥቅምቲ 2016 ኣብ መርበብ ሓበሬታ ጀበርቲ ዶት-ኮም ብቋንቋ ትግርኛ (ንኣባላትና ምክትታል ዝሕግዝ ሚስጢራዊ ሓበሬታ) ብዝብል ኣርእስቲ፡ ኣርማ ኣሰናዳኢት ሽማግለ ዝሓዘ ብሽም ኣባላት ኣሰናዳኢት ሽማግለ ዝወጸ ዕለት ዘይብሉ ጽሑፍ ተኽታትልና። እዚ ጽሑፍ’ዚ ብተናጽል ይኹን ብእኩብ ብኣና ከም ዘይወጸን ኣሰናዳኢት ሽማግለ ፍጹም ብዛዕባኡ ኣፍልጦ ከም ዘይብልናን ነረጋግጽ። ኣሰናዳኢት ሽማግለ በዘይካ እቲ ዝተውሃባ ግሁድ […]