ካብ ስዓት 06:00 ( Berlin Time ) ኣብ ርእሰ ከተማ ሃገር ስዊዘርላን ( Bern ) ዓቀብቲ ሕግን ማዕከናትን ዝሳተፍዎ ክፉት ኣኼባ ንምዕጋት ሓገዛት ዲክታተርያዊ ስርዓት ህ .ግ.ድ.ፍ ክኸይድ እዩ :: ኣብዚ ኣጋጣሚ ኣቦና ኣቶ ግርማይ ኪዳነ ( ወዲ ፍሊፖ ) መርትዖ ዝሓዘ መግለጺ ክህብ ምዃኑ ንሕብር :: 1. ምሕያር ( ናይ ገዛ እሱር ) ፓትሪያረክ […]
Author: Administrator
UNHCR opens new camp for S. Sudanese refugees in Ethiopia
www.sudantribune.com/spip.php?article60874
Hundreds of Eritreans’ asylum applications still ‘incorrectly refused’
www.theguardian.com/uk-news/2016/jul/28/hundreds-of-eritrea-asylum-applications-still-incorrectly-refused
UK passes new ‘draconian’ mass surveillance law SOFREP Original Content BY ALEX HOLLINGS 11.20.2016#WORLD NEWS
https://sofrep.com/68015/uk-passes-new-draconian-mass-surveillance-law
ኣገዳሲ ኣኼባ ኤርትራዊ ሃገራዊ ባይቶ ኣብ ከተማ ስቶክሆልም – ሽወደን ኤ ር ት ራ ዊ ሃ ገ ራ ዊ ባ ይ ቶ ን ዲ ሞ ክ ራ ስ ያ ዊ ለ ው ጢ ን ዕ ለ ት 2 6 /11/ 2 0 1 6
http://gereger.com/data/media/LMR7qVsCu.pdf
UN Group Names Two Eritrean Pilots Missing In Italy NOVEMBER 7, 2016 2 VIEWS
In a report is issued on 31 October 2016, the UN Somalia-Eritrea Monitoring Group (UNSEMG) stated that two Eritrean Airforce captains didn’t report to the Italian Embassy in Asmara, Eritrea after their travel to Italy. According to the report, those who are granted visa by the embassy to visit Italy are required to report to […]
ዮሃና ነቶም ንዝሓለፉ 8 ዓመታት ኣብ ሃገረ ጂቡቲ ኣብ ትሕቲ ቐይዲ ዝጸንሑ ምሩኻት ኤርትራውያን ኣባላት ምክልኻል ሰራዊት፡ ንስድራ ቤታቶምን ንኹልና ደለይቲ ፍትሒ ኤርትራውያንን!!!!!!
ኣብ ኤርትራ ዝርከብ ኣረሜናዊ ስርዓት፡ ልክዕ ከምቲ ኣብ ካልእ፡ ኣብቶም ባዕሉ ኣብ ዝኣጎዶ ኲናት ምስ መንግስቲ ጂቡቲ ንዝተማረኹ ኣባላት ሰራዊት ሚኒስትሪ ምክልኻል ኤርትራ ምስቶም ካብ ጂቡቲ ዝማረኾም ምሩኻት ኲናት ተላዊጡ ሓራ ከውጽኦም ይትረፍሲ፡ ከም ኒቡር ዋላ ንማለቱ ብመንግስቲ ጂቡቲ ዝተቐየዱ ምሩኻት ኲናት ከም ዘለዉዎ ተኣሚኑንንህዝቡ ኮነ ንማሕበረ ሰብ ዓለም ወግዓዊ መግለጺ ሂቡ ኣይፈልጥን። እቶም […]
MIGRANT ARRIVALS TO ITALY REACH RECORD NUMBER IN ‘DEADLIEST YEAR’ AT SEA BY LUCY WESTCOTT ON 11/16/16 AT 11:48 AM
Record numbers of refugees and migrants reached Italian shores in October, despite an overall decrease in the number of people arriving in Europe by sea, according to Frontex, the European Border and Coast Guard Agency. Nearly 27,500 refugees and migrants crossed the Central Mediterranean route from Libya to Italy last month, more than twice the […]
ሰሙናዊ ትግባረ ኣዋጃትን ጉዕዞ ዕርበትን November 16, 2016
www.sacttism.com
ባሕሪ ላምባዱሳ ባሕሪ ላምባዱሳ ታሪኽ ንገርለይ ጭንቂ’የ ረኺበ ምስታ ሕጻን ጓለይ ብፍረወይኒ ገርግሽ
ባሕሪ ላምባዱሳ ባሕሪ ላምባዱሳ ታሪኽ ንገርለይ ጭንቂ’የ ረኺበ ምስታ ሕጻን ጓለይ ዕትብቲ ናታ’ዩ ተጠምጢሙ ኣብነብሰይ ኣንቲደይ ሓላለይ ክንደይ ትጭክኒ ምጥዓም ሲኡኑኒ ምጥዓም ሲኡኑኒ ዕትብተይ ክቖርጾ መቐስ ዘይትብኒ ኣንቲ ህጻን ጓለይ ንዒ ግደፍኒ ይሪኤኪ ኣለኹ ምዓስ ጠፊኡኒ ተጨኒቐ እኮየ ዓቕለይ ጠፊኡኒ ከይነግረኪ ኸኣ ከይትስንብድኒ የሕለቕልቕ ኣለኹ ሞት መጺኣትኒ እሞ እንታይድኣ ጌረኪ ንቡር ትኸልእኒ ኣብ ከብዲ ክጸንሕ […]