ፋንዋ ክልተ ከዋኽብቲ ስነ ጥበባውያን! Micael Aranchi

ሞት ብዘይ ቀልዓለም ካልኣልይ የብሉን ከቢድ’ዩ። እንተኾነ ሞት ውን ይፈላለይ እየ። ከምቲ ሕዳር 26 ቀዳም ምሸት 2016 ዘጋጠመ ሓደጋን ሞት ክልቲኦም ከዋኽብቲ ኣርቲስት መርሃዊ ቀሺ ስባህትልኣብን ኮኾበይ ኣርቲስት ዮናስ ዮውሃንስ ውዲ ኪኮን ዘሰንብድን ዝመርርን ግን እንድዒ!!

ነቲ ኣብ ናይ ቀብሪ ስነ ስርዓቶም ዝነበረ ኣዝዩ ከቢድ ልባዊ ሓዘን ምግላጹ ይኸብደኒ። ኣውያት ዓበይቲ መናእሰያት እንድዒ እቲ ከባቢ ተናዊጹ።

ስነ ሰርዓት ቀብሪ እዞም ከዋኽብቲ ብኽብሪ ኣብ መካነ መቓብር ቤተክርስትያን ቅድስቲ ኣርሴማ ሎሚ ፍርቂ መዓልቲ የፈጺሙ።

ፍትዋተይ መንግስተሰማይ የዋርሶም!

Leave a Reply

Your email address will not be published. Required fields are marked *