ME, Italy (AFP) – Around 100 people were missing, feared drowned, in the Mediterranean on Tuesday after a migrant dinghy capsized off Libya, according to rescue teams frantically searching for survivors in darkness and rough seas. German NGO Jugend Rettet, whose boat was at the scene, said 23 survivors had been rescued by an […]
Author: Administrator
1,400 migrants rescued at sea Laura Smith Spark-Profile-Image By Laura Smith-Spark, CNN Updated 4:24 PM ET, Sat November 12, 2016
www.cnn.com/2016/11/12/europe/mediterranean-migrant-rescue/
ውዱብ ሕቡራት ሃገራት ባይቶ ጸጥታ ሎሚ ምዓልቲ እገዳ ኣብ ልዕሊ ኤርትራ ንሓደ ዓመት ስጋዕ ሕዳር 2017 ንክናዋሕ ኣድሚጹ። The UN Security Council has adopted a resolution to extend the Sanction on Eritrea until November 2017. By Elizabeth Chyrum
ውዱብ ሕቡራት ሃገራት ባይቶ ጸጥታ ሎሚ ምዓልቲ እገዳ ኣብ ልዕሊ ኤርትራ ንሓደ ዓመት ስጋዕ ሕዳር 2017 ንክናዋሕ ኣድሚጹ። ዓሰርተ ሃገራት (ኣሜሪካ፡ ዓዲ እንግሊዝ፡ ፍራንስ፡ ጃፓን፡ ማሌዥያ፡ ኒውዝላንድ፡ ሴኔጋል፡ ስፔን፡ ዩክሬን & ዩራጋይ) ነቲ ውሳነ ደጊፈን ኣድሚጸን፤ ሓሙሽተ ሃገራት (ቻይና፡ ሩስያ፡ ቬኒዙዌላ፡ ግብጺ & ኣንጎላ) ድምጸን ዓቂበን። 10 November 2016: The UN Security Council […]
ዝኸበርኩምን ፤ ዝኸበርክንን ኣሕዋትን ፡ ኣሓትን ግዱሳት ኤርትራውያን ዜጋ
ብምቕዳም ናይ ክብሪ ሰላምታና ነቕርብ። ኣስዒብና ከምቲ ወርትግ እንገብሮ ድራር ነቶም ምእንቲ ህዝቦምን ሃገሮምን ልዕሊ 38 ዓመታት ኣብ ጸሓይን ዶሮናን ሃገር ሱዳን ምስ ኵሉ መውጋእቲ ስቓይን ተወሳኺ ጸቕጢ ደምን ሽኰርን ካልእ ሕማማትን ወዘተ….. ተሳቒዮም ዝነብሩ ዘለዉ ጀጋኑ ውጉኣት ሓርነት ኤርትራውያን ኣሕዋትና ሓደ ምሸት ድራር ክንዝክሮም ናይ ኵላትና ኤርትራውያን ሓላፍነትን፤ ሓልዮትን ምዃኑ ንዓኺ/ ንዓኻ ዝስወር […]
ሕዲር, 6/ 2016 ካብ ሰለስተ(3) ዓዴታት 36 ዜጋታትና ተኣሲሮም።
http://gereger.com/data/media/3VmbSN16t.pdf
ጉጅለታት ግንባር ሃገራዊ ድሕነት ኤርትራ ፍራንክፎርትን ከባቢኣን ስሩዕ ኣኬባ ኣካይዱ፣ ፍራንክፎርት/ጀርመን
http://gereger.com/data/media/RDtHRV3dv.pdf
Foreign help building Eritrea bases violates embargo: U.N. experts
www.reuters.com/article/us-eritrea-yemen-un-idUSKBN12Z2IR
Refugees and migrants fleeing sexual violence, abuse and exploitation in Libya PRESS RELEASE
www.amnestyusa.org/news/press-releases/refugees-and-migrants-fleeing-sexual-violence-abuse-and-exploitation-in-libya
240 migrants feared dead in 2 shipwrecks off Libya By Staff The Associated Press
ግንባር ሃገራዊ ድሕነት ኤርትራ ኣገዳሲ ሓበ ሬ ታ ንኹሉ ኢርትራዊ ተቐማጣይ ኖርወይ…ንዕለት 26/11/2016.
ኣብ ኤርትራ ዘሎ መሰረታዊ ጥሕሰት ሰብኣዊ መሰላት ከተጽንዕ ዝተመዘት፡ መርማሪት ኮሚሽን ውድብ ሕቡራት ሃገራት፡ እቲ ጉዳይ ናብ ዓለም ለኻዊ ቤት ፍርዲ ገበን ክሓልፍ ሓሳብ ኣቕሪባ እቲ ኮሚሽን ናብ ኤርትራ ኣትዩ ምስ ግዳያትን መሰኻኽርን ብኣካል ተራኺቡ ምርመራኡ ከካይድ ዘቕረቦ ተደጋጋሚ ጠለብ ብመንግስቲ ህግደፍ መእተዊ ፍቓድ ከም ዝተኸልከለን፡ ኣብ ዝተፈላለያ ሃገራት ተበታቲኖም ምስ ዝነበሩ ኤርትራውያን ስደተኛታት ተራኺቡ […]