ERITREAN NATIONAL SALVATION FRONT – HIDRI መግለጺ ሓዘን

መግለጺ ሓዘን  (Gone too soon)   ግንባር ሃገራዊ ድሕነት ኤርትራ-ሕድሪ ኣብ ልዕሊ እቶም ብዕድሜኦም ውልዶ መንእሰያት፡ ብስነጥባበዊ ፍርያቶም ከኣ ዓበይትን ፍሉጣትን ዝኾኑ፡ ደራሲ-ተዋሳኣይን ዳይረክተር ፊልምታትን ዝነበረ፡ ዮናስ ዮውሃንስን ድምጻዊ መርሃዊ ስብሃትላኣብን ብምኽንያት ሓደጋ ንዘጋጠሞም ዘስካሕክሕ ብዓቢኡ ንሂወቶም ይኹን ንከበርክትዎ ዝነበሮም ሓያል ናይ ስነጥበባዊ ዓቕሞም መኹልፍትን መቑጸይትን፡ ዝኾነ ዕረፍቶም ዝተሰመዖ መሪር ሓዘን ይገልጽ፡፡ በዚ ኣጋጣሚ ግንባር […]

ስጊንጢር ባህሪያት ህግደፍ፡ ልኡላውነትካ ንረብሓ ሸይጥካ ልኡላውያን ሃገራት ምጽራፍ

ንቡር መንግስታዊ መዕቀኒታት ኣማሊኦም ዝኸዱ ሓላፍነታውያን መራሕቲ ሃገራት፡ ምስ መዘናታቶም ተራኺቦም ክልተኣዊ፣ ዞባዊ፣ ኣህጉራዊ ድዩ ዓለም ለኻዊ ጉዳያት ኣልዒሎም ክዛተዩ፡ ረብሓን ክብርን ህዝቦም ኣሕሊፉ ዘይብ፡ ኣብ ካልኦት ጉዳያት ጠልቃ ክትኣቱ ዘየፍቅድ ውዑላትን ስምምዓትን ክገብሩ ንቡር’ዩ። ብሕጊ ኣብ ስልጣን ዘይደየቡ፡ ኣብ ውሽጦም ብሕጊ ዘየመሓድሩ፡ ብኣድኪኻን ኣርዒድካን ግዛእ ፖሊሲ ዝምርሑ፣ ንገዘባውን ነገራውን ረብሓታት ክብሉ ልኡላዊ መሬቶም ብምሻጥን […]

መስፉን ሓጎስ !!!!! ተጋዳላይዶ ! ወይስ መጽናታይ ? እስከ ክሓተካ፡ ኣንታ ሓወይ ተጋዳላይ ኣብ በርኻ ምእርግካ ከም ህበይ ዘላላይ ዓላማ ዘይብልካ ኣጽነትካዮም ህዝበይ …ሃይለ ገብረትንሳኤ፡ \ ኢንድያናፖሊስ ኢንድያና 26 ሕዳር 2016

http://gereger.com/data/media/fgN8ARtNM.pdf