ሓብትና ወ/ሮ ጽገወይኒ ሃይለ ተስፋጼን ሎሚ ታሕሳስ 09, 2016 ካብዛ ዓለም ብሞት ተፈልያ።

መርድእ ብልቢ እነፍቅራ ሓብትና ወ/ሮ ጽገወይኒ ሃይለ ተስፋጼን፡ ብዓልቲ ቤት ኣቶ ሃይለስላሰ ኪዳነ፡ ብዝሓደራ ሕማም ኣብ ሕክምና ክትእለ ድሕሪ ምጽናሕ ሎሚ ታሕሳስ 09, 2016 ካብዛ ዓለም ብሞት ተፈልያ። ሓዘን ዝግበረሉ ቦታ ኣብ ማሕበር ምትሕግጋዝ ኤርትራውያን፡ ኣድራሻ፡ 2402 E. Spruce ምዃኑ እንዳሓበርና፡ ፍትሓት ሰነ ሰርዓት ንዕለት 12 14 2016 ረቡዕ ሰዓት 10:00 ኣብ ቕድሰቲ ማርያም ቤተ […]

Italian coastguard saves 66 migrants in Greek Aegean waters

The number of migrants arriving on Greek islands has dropped sharply since March when Turkey agreed with the EU to prevent people making the sea crossing, in return for financial and diplomatic incentives. Italy’s coastguard rescued 34 men, 14 women and 18 minors from a rubber boat in the Aegean Sea on Friday, it said. […]

ቅዱስ ሚኪኤል ሳንታ ሮዛ ህግደፍ ገንዘብኩም ከይዘመተኩም ከሎ ሕግኹም ኣጽፍፉ (Santa Rosa California)

    ብዙሕ ሰብ ኣብ ኣሰና ዶት ኮም (assenna.com) ብዕለት ሕዳር 25, 2016 “ ስርዓት ህግደፍ ካብ ህዝቢ ኤርትራ ዝሰኣኖ (2%) ክልተ ሚእታዊት ፥ ካብ ቤተክርስቲያን ተዋህዶ (15%) ዓሰርተ ሓሙሽተ ሚእታዊት ገይሩ ከእትዎ ምዃኑ ብመጋበርያታቱ ኣቢሉ ትእዛዝ ሂቡ “ ብዝብለ ኣርእስቲ ብዝሑፈን ደምጸን ዝተሰነየ ብዛዕባ ብካድረታት ህግደፍ ዝተለኣኹ ዘምርሕዎ ናይ ሰሜን ኣሜሪካን ካናዳን ናይ ኤርትራ […]

ፋንዋ ክልተ ከዋኽብቲ ስነ ጥበባውያን! Micael Aranchi

ሞት ብዘይ ቀልዓለም ካልኣልይ የብሉን ከቢድ’ዩ። እንተኾነ ሞት ውን ይፈላለይ እየ። ከምቲ ሕዳር 26 ቀዳም ምሸት 2016 ዘጋጠመ ሓደጋን ሞት ክልቲኦም ከዋኽብቲ ኣርቲስት መርሃዊ ቀሺ ስባህትልኣብን ኮኾበይ ኣርቲስት ዮናስ ዮውሃንስ ውዲ ኪኮን ዘሰንብድን ዝመርርን ግን እንድዒ!! ነቲ ኣብ ናይ ቀብሪ ስነ ስርዓቶም ዝነበረ ኣዝዩ ከቢድ ልባዊ ሓዘን ምግላጹ ይኸብደኒ። ኣውያት ዓበይቲ መናእሰያት እንድዒ እቲ ከባቢ […]