ሓብትና ወ/ሮ ጽገወይኒ ሃይለ ተስፋጼን ሎሚ ታሕሳስ 09, 2016 ካብዛ ዓለም ብሞት ተፈልያ።

መርድእ

ብልቢ እነፍቅራ ሓብትና ወ/ሮ ጽገወይኒ ሃይለ ተስፋጼን፡ ብዓልቲ ቤት ኣቶ ሃይለስላሰ ኪዳነ፡ ብዝሓደራ ሕማም ኣብ ሕክምና ክትእለ ድሕሪ ምጽናሕ ሎሚ ታሕሳስ 09, 2016 ካብዛ ዓለም ብሞት ተፈልያ።

ሓዘን ዝግበረሉ ቦታ ኣብ ማሕበር ምትሕግጋዝ ኤርትራውያን፡ ኣድራሻ፡ 2402 E. Spruce ምዃኑ እንዳሓበርና፡
ፍትሓት ሰነ ሰርዓት ንዕለት 12 14 2016 ረቡዕ ሰዓት 10:00 ኣብ ቕድሰቲ ማርያም ቤተ ክርስትያን address 611 20th st Seattle WA 98144 ኮይኑ
ቀብሪ ሰነ ሰርዓት ኣብ Washington cemetery home address 16445 international Blvd seatac WA 98188 ምኻኑ አንዳሓበርና
ሕሰም ኣይትርከቡ። ሙሉኣት ስድራ ቤት።
Telephone 206 3802324

Leave a Reply

Your email address will not be published. Required fields are marked *