ሕጅስ ይኣክል ምድንጋር መን ምስ መን ኢዩ ሕጂ ኽዋጋእ፡ኹሉ ትምኒት ኢሰያስ ንህዝቢ ኤርትራ ምጽናት እምበር ዋላ ሐንቲ መዓልቲ ትኹን ንጽቡቅና ኣይተበገሰን፡ ስለዚ ኩሉ ህዝቢ ኤርትራ ክንነቅሐሉን ክንቅረበሉን ዘለና እዋናት እናተቃረበ ይኸይድ ምህላዉ ንኹልና ብሩህ ኢዩ።ንወያነ ቀዳማይ ጸላኢ ጌርካ ነቲ ድፋጫና ዘስተየና ወታሃደር ኣምሐራ ምሕቋፉ ብዘይ ሓደ ሚስጢር ኣይኮነን።ህዝቢ ኤርትራ በዚ ዝጥጆኦ ዘሎ ተንኮላት ክይትህመል ፡ብሐደ […]
Author: Administrator
መንግስታት ብጩቕ ዘይበልሉ ዳግማይ ምዕፃው ዶብ፡ ህዝቢኸ ‘ታይ በለ?
https://www.bbc.com/tigrinya/news-46727168
Breaking Sudanese President Steps Down Amid Unrest
Protesters demand Sudan’s leader step down
https://www.theherald.com.au/story/5830098/protesters-demand-sudans-leader-step-down/
መጻኢ ዕድላት ኢትዮ-ኤርትራ፣ 26 ታሕሳስ 2018 – ብወዲ ባሻይ።
ኣብ ሓደ ሕማቕ ኣጋጣሚታት ባህርያዊ ጸጋታትካን ተፈጥሮኣዊ ኣቀማምጣኻን ክዘርዩኻ ከም ዝኽእሉ እዙ ናትና ኣብነትን ከም ጭቡጥ መርኣያን መረዳእታን ይሕግዝ‘ዩ። <<መሰረተ-ምዕብልናታት ሓበሻ! ጎይታን ዋናን ኣኽሱመ-ኣዶሊስ ዝነበረ ሕብረተ-ሰብ፣ <<ፊደል ቀሪጹ፣ ብራና ኣንጺፉ፣ ቀለም ጠሚዑ፣ ምስ ቋንቁኡ ዘናበበ ሕብረተ-ሰብ። <<ክልቲኡ ዓበይቲ ሃይማኖታት ተቐቢሉ መንፈሳዊ እምነታቱ ዝዓቀበ ሕብረተ-ሰብ፣ <<ኣብ ዓለምና ታሪኻውን ጥንታውን ቅርስታት ዘበርከተ! ጥንታዊ ሕብረተ-ሰብ፣ ሎሚ ውሽጣዊ ጉዳያቱ […]
ኣገዳሲ ሐቤረታ ኣርቲስት ሐው ኣብራር ዑስማን ዑደት ኣብ ሕቡራት ኣመሪካ።2019 Abrar Osman USA Tour.
Conference declaration: EU must end support for the Eritrean dictatorship
ሕብረት ኤውሮጳ ደሕንነት ስደተኛታት ኣብ ሊብያ ከውሕስ ኤርትራውያን ሓቲቶም
https://www.bbc.com/tigrinya/news-46604155
ምትእኽኻብ ተማሃሮ ካይሮን ወተሃደራት አብ ሰራዊት ሱዳንን
ምዕራፍ 1 http://www.gereger.com/data/media/Eot1WeKYw.pdf
Human Rights Watch Submission to the Universal Periodic Review of Eritrea
https://www.hrw.org/news/2018/12/16/human-rights-watch-submission-universal-periodic-review-eritrea#