
ህዝቢ ኤርትራ ንነዊሕ እዋናት ንቡር ሲኢኑ ከም ሐደ ዘኽታም ብዝይ ኣቦን ኣደን ዝዓበየ ቆልዓ ኮይኑ ብሐደ ገባቲ ክጭፍጨፍ ጸኒሑን ኣሎን።ሃገረ ኤርትራ ቢኢሰያስ ተረሚሳ ህዝባን መሬታን ኣብ ሐደጋ ትርከብ ኣላ፡መቀጸልትኡ ውን
ኣብ ዓዲ ቀይሕ ብርኽት ዝበሉ ምስልምና ኣመንቲ ኣሕዋትናን ኣቦታትናን ከምዛኣሰረን ከሙኡውን ኣብ ኣስመራ ብስዉር ዜጋታትና ያኣስር ምህላዉ ምንጭታት ይሕብሩ።ይኹን እምበር ሕጂ ውን ኤርትራ ብ ኢትዮጵያ ኢድ ኣዙር ትማሐደር
ከምዘላ ኣብ ኩሉ ዜናታት ዝፍኖ ዘሎ መረጋገጺ ንርእዮ ንዕዘቦን ኣለና።
ኢሰያስ ንኣቢይ ናይ ውሽጥን ወጻእን ኣማሐዳሪ ከምዝገበሮ ከምድላዩ ውን ዕንደራን ንዕቀትን ኣብ ርእሲ ህዝቢ ይፍጽም ምህላዉ በዚ ኣጋጣሚ ነዞም ህግደፋውያን ከነዘኻኽሮ
ንፈቱ።