Eritrean women for justice in Toronto ኤርትራውያን ደቂ ኣንስትዮ ንፍትሒ ካብ ቶሮንቶ

ኣገዳሲ ሐበሬታ ኣ Eritrean women for justice in Toronto celebrating International Women’s Day on March 09 2019 – 6 Pm every one is welcome to join us , Dinner Refreshments & Entertainment included Entrance fee $ 15.00 Address 247 Coxwell Avenu ኤርትራውያን ንፍትሒ ካብ ቶሮንቶ ካናዳ በዚ ኣጋጣሚ ኣብ ሙሉእ ዓለም ተኸቢሩ ዝውዕል ናይ ደቂ […]

ብዙሓት ኣሞታትን ሓትነታትን ሓወቦታትን ኣለውኒ፡ ኢዮብ ጎጀላ በይን

ብዙሓት ኣሞታትን ሓትነታትን ሓወቦታትን ኣለውኒ: ግን ካብዞም ኩሎም ሓደ ዝወለደት ኣሞይ ዘውዲ ኣስፍሃ ምንኣሱ ሓብቱ ነቦይ ኢያ ኣምላኽ ዘርኢ ኣይሃባን ሓደ ኢዩ ውላዳ ጽጋብ ገብረመስቀል ይብሃል ካብዞም ስጋለት ቀጣን ክበትኩ ብጅግንነት ምስ ታንኩ ዝሓረረ ኣብ መበል 43 ዘሎ :ኣሞይ ጽጋብ ዓይነይ እንዳበለት ምስንብዓታ ቅድማ 5ዓመት ከይርሃዋ ካብዛ ዓለም ብሞት ተፈልያ :ሎሚ የሕዋትና ዝኸፈልናላ ሃገር መጻወቲ […]

አገዳሲ መጸዋዕታ ናብ መላእ ዓለም ዝርከቡ ኤርትራዉያን፡ ካብ ህዝባዊ ሓይሊ ዕማም ዋዕላ ጀነቫ

    መእተዊ፣ ጽባሕ እቲ ንናይ ሃገርና ልዑላዉነትን ነጻነትን አሕሊፍና፡ አይንህብን ዝብል ነድርን መርገጽን ናይ ህዝብና ዘቃልሔን፣ ነቲ ከብ ህዝቢ ተኸዊሉ ዝካዬድ ዘሎ ሽርሕታት ዉልቀመላኺ ስርዓት ዝመከተን ንሕቡራት ሃገራትን መላእዓለምን መርገጺኡ ዝነጸረ ካብ ኩሉ ኩርንዓት ዓለም ዝተሳተፍዎ ታሪኻዊ ሰላማዊ ሰልፊ ጀነቫ፣ አብ ታሪኻዊ መዓልቲ ሰዉራ ኤርትራ መስከረም ሓደ 2018 ዝተኻዬደ ህዝባዊ ዋዕላ ብህዝቢ ዝተመርጸት ህዝባዊ […]