ብዙሓት ኣሞታትን ሓትነታትን ሓወቦታትን ኣለውኒ፡ ኢዮብ ጎጀላ በይን

Image result for eritrea segalet qetan images

ብዙሓት ኣሞታትን ሓትነታትን ሓወቦታትን ኣለውኒ: ግን ካብዞም ኩሎም ሓደ ዝወለደት ኣሞይ ዘውዲ ኣስፍሃ ምንኣሱ ሓብቱ ነቦይ ኢያ ኣምላኽ ዘርኢ ኣይሃባን ሓደ ኢዩ ውላዳ ጽጋብ ገብረመስቀል ይብሃል ካብዞም ስጋለት ቀጣን ክበትኩ ብጅግንነት ምስ ታንኩ ዝሓረረ ኣብ መበል 43 ዘሎ :ኣሞይ ጽጋብ ዓይነይ እንዳበለት ምስንብዓታ ቅድማ 5ዓመት ከይርሃዋ ካብዛ ዓለም ብሞት ተፈልያ :ሎሚ የሕዋትና ዝኸፈልናላ ሃገር መጻወቲ ውሑዳት ትኸውን ኣላ😭😭😭😭😭

ሓርበኛታት ታንከኛታት ሰማእታት ስጋለት ቀጣን እዞም ዝስዕቡ እዮም’

1)ሞኮነን ርእሶም
2)ሃብቶም የማነ
3)ተስፋልደት ኣሽመላሽ
4)ጠዓመ ደበሳይ
5)ዑቅባይ ገብረሂወት
6)ደስበለ ገብሩ
7)ዓሊ ዑስማን
8)ፍስሃ ሃልኪ
9)የማነ ፍስሓጽዮን
10)ብርሃነ ኣብርሃ
11)ኣብርሃ ከበደ
12)ተመስገን ገ/ኣምላኽ
13)ወረደ ሃብቶም
14)ግርማይ ጎይቶኦም
15)ግርማይ ሞንጉስቱ
16)ግርማይ ተኽለ
17)ባህልቢ ሃ/ስላሴ
18)ጨዓይ ገብሪሃንስ
19)መርሃዊ ሓድጉ
20)ሃ/ምካኤል ፍሰሃየ
21)ጎይቶኦም ተስፋይ
22)ተስፋይ ተስፋ ገርግስ
23)እስቲፋኖስ ተስፋይ
24)ያቆብ ገረዝጊሀር
25)ተኽላይ ደሞዝ
26)ገብረብርሃን ገብረሂወት
27)ሓሰን እድሪስ
28)መንግስ ወ/ምካኤል
29)መንግስተኣብ ተስፋጽዮን
30)ተ/ማርያም የዕብዮ
31)የውሃንስ በርሀ
32)ቴድሮስ ግርማይ
33)ወ/ገብሪአል ወረደ
34)ዑስማን ዓበ
35)ቀድሽ ማቲዎስ
36)ንጉሰ ጸጋይ
37)በየነ ዘርአ
38)ኣስረስ ዲሞጥሮስ
39)ኣፍወርቂ ተስፋይ
40)ኣስጎዶም ሃብታኣብ
41)ጀማል ሱሌማን
42)ተክለብርሃን ዘካርያስ
43)ጽጋብ ገብረመስቀል
44)ማጆር ብርሃነ
45)ኣብርሃም ጸጋይ
46)ምካኤል ኣዛዚ
47)ተክለ በየነ
48)የማነ ፍስሓጽዮን
49)ነጋሲ ገብረ የውሃንስ
50) የውሃንስ ገብረኣብ
51)ዓሊያ ሓሰን
52)ኣማኑአል ትካቦ
53)ክብሮም ተ/ማርያም
54)ዓብደላ መሓመድ
55)ጸሃየ ተስፋይ
56)ጸሃየ ተ/ማርያም
57)መንገሻ ገድሉ
58)ሳልሕ ሕመድ
59)ዳንኤል መብራህቱ
60)ኣለም ኣብርሃ
61)ጅምዕ ሓምድ
62)ገረዝጊሀር ከሰተ
63)ደበሳይ ገብረ መድህን
64)ደበሳይ ገ/ምካኤል

Leave a Reply

Your email address will not be published. Required fields are marked *