ዓለም ለኻዊ ታሪኻዊ በዓል ደቂ-ኣንስትዮ 8 መጋቢት ንምኽባር ኣብ ዝበዝሓ ሃገራት ዓለምና ምድላዋት ይግበር ከም ዘሎ ይፍለጥ። ኣብ ምድላውን ኣከባብራን ናይ ትሕዝቶ ዘይኮነ ናይ መልክዕ ፍልልይ ከም ዝረአ ድማ፡ ካብ ናይ ዝሓለፉ ዓመታት ተመክሮ ክንግንዘብ ንኽእል። ስለምንታይ’ሲ እቲ ኣብ ልዕሊ ደቂ-ኣንስትዮ ዝበጽሕ በደላት ብደረጃ ኣብ ህዝብታት እተን ሃገራት ተበጺሑ ዘሎ ስነ-ኣእምሮኣውን ቁጠባውን ምዕባለ ዝምዘን ፍልልያት […]
Author: Administrator
ጻውዒት ህዝባዊ ኣኼባ – ኣብ ሎንዶን ዓባይ ብሪጣንያ ኤርትራዊ ሃገራዊ ባይቶ ንዲሞክራስያዊ ለውጢ ዞባ ኤውሮጳ – ሎንዶን ዓባይ ብሪጣንያ
http://www.togoruba.org/togoruba1964/mainTogorubamap/mainMap/headingMap/2019/2602HBL9-01AT.pdf
ዕድመ ንኹሉ ብሃገሩ ዝግደስ ኤርትራዊ ዞባ ኤውሮጳ
ኣገዳሲ ሐበሬታ ኤትራውያን ተቀማጦ ስዊዝ
ክቡራትን ክቡራንን ኤርትራውያን ደለይቲ ፍትሕን ሕግን፡ ነበርቲ ስዊዝ፡ ብምኽንያት ዓለም-ለኸ መዓልቲ ደቂ ኣንስትዮ እንገብሮ መደብና ብኽብሪ ንዕድም። ተዋሳኺ ሓቤሬታ +41762504932 لسيدات/السادة المحترمين، الي الارتريين المقيمين في دولة -سويسرا ومناضلين للعادلة، يطيب لنا ان ندعوكم في حفلنا الذي يقام بمناسبة اليوم العالمي للمرأة. لمزيد من المعلومات ، الرجاء الاتصال بالرقم التالى ٤١٧٦٦٢٥٠٤٩٣٢ +
ናይ ዝተናወሓ ፖለቲካን ዝመረረ ዕጥቃዊ ቃልስን ተሞክሮ ዘለዎም ኤርትራውያን እንታይ ይገብሩ ኣለው? ተኣምራታዊ ኢድ ኣእታውነት ፈጣሪ ድዮም ዝጸበዩ ዘለው
ዕርቀ ሰላም ዝበሃል ነገር ምስ ኢትዮጵያ ካብ ዝጅምር ንነጀው ኤርትራውያን ብሕልፊ’ቶም ብጉዳይ ሃገሮም ዝግደሱ ቅሳነት ኣይረኸቡን። ሓደ ካብ’ቲ ክሻቐሉ ዝገብሮም ዘሎ ምኽኒያት ድማ፡ ኩሉ ግዜ ብሕቡእ ምስምማዕ ከም ፖለቲካዊ መርሆ ዝሓዘ ውልቀ መላኺ ኢሳያስ ኣፈወርቂ፡ ብስውር ምስ ቀዳማይ ሚኒስተር ኢትዮጵያ ዶ/ር ኣብዪ ኣሕመድ ዝገበሮን ገና ዝገብሮ ዘሎ ውዑላት’ዩ። ብፍላይ ከኣ እዚ ዝበሃል ዘሎ ስምምዓት ንልኡላውነት […]
ዓመታዊ በዓል ኣህጉራዊ መዓልቲ ደቀንስትዮ ኤርትራውያን 2019
ኣንድረያ ኒቆዲሞስ፡ ኣብ ጉዕዞ ስደት ሰለስተ ደቁን በዓልቲ ቤቱን ዝሰኣነ ኤርትራዊ
https://www.bbc.com/tigrinya/news-47320871
ሰላማዊ ሰልፍታት ኣብ ኣፍደገ ኤምባሲታት ኢትዮጵያ
ቀዳማይ ሚኒስተር ዐቢይ ኣሕመድ ብዝኮነ ምክንያት ኣብ ክንዲ ህዝቢ ኤርትራ ክዘረብ ከምዘይብሉ ክንገብሮ እንክእል ብተደጋጋሚ ኣብ ኤምባሲታቱ ብዘይ ዕርፍቲ ድምጺና ክነስሚዕ ምስ እንክእል ጥራህ እዩ። http://www.togoruba.org/togoruba1964/mainTogorubamap/mainMap/headingMap/2019/1702KG9-03AT.pdf
THE NEO-ANDENET GANG STILL STRUGGLING TO MAKE ERITREA A LOW-HANGING FRUIT EASY FOR ETHIOPIA’S NEO-EXPANSIONSTS TO PICK:
http://www.togoruba.org/togoruba1964/mainTogorubamap/mainMap/headingMap/2019/1902AH9-01AT.pdf