ኣገዳሲ ሐበሬታ ኤትራውያን ተቀማጦ ስዊዝ

ክቡራትን ክቡራንን ኤርትራውያን ደለይቲ ፍትሕን ሕግን፡ ነበርቲ ስዊዝ፡ ብምኽንያት ዓለም-ለኸ መዓልቲ ደቂ ኣንስትዮ እንገብሮ መደብና ብኽብሪ ንዕድም። ተዋሳኺ ሓቤሬታ +41762504932 لسيدات/السادة المحترمين، الي الارتريين المقيمين في دولة -سويسرا ومناضلين للعادلة، يطيب لنا ان ندعوكم في حفلنا الذي يقام بمناسبة اليوم العالمي للمرأة. لمزيد من المعلومات ، الرجاء الاتصال بالرقم التالى ٤١٧٦٦٢٥٠٤٩٣٢ +

ናይ ዝተናወሓ ፖለቲካን ዝመረረ ዕጥቃዊ ቃልስን ተሞክሮ ዘለዎም ኤርትራውያን እንታይ ይገብሩ ኣለው? ተኣምራታዊ ኢድ ኣእታውነት ፈጣሪ ድዮም ዝጸበዩ ዘለው

ዕርቀ ሰላም ዝበሃል ነገር ምስ ኢትዮጵያ ካብ ዝጅምር ንነጀው ኤርትራውያን ብሕልፊ’ቶም ብጉዳይ ሃገሮም ዝግደሱ ቅሳነት ኣይረኸቡን። ሓደ ካብ’ቲ ክሻቐሉ ዝገብሮም ዘሎ ምኽኒያት ድማ፡ ኩሉ ግዜ ብሕቡእ ምስምማዕ ከም ፖለቲካዊ መርሆ ዝሓዘ ውልቀ መላኺ ኢሳያስ ኣፈወርቂ፡ ብስውር ምስ ቀዳማይ ሚኒስተር ኢትዮጵያ ዶ/ር ኣብዪ ኣሕመድ ዝገበሮን ገና ዝገብሮ ዘሎ ውዑላት’ዩ። ብፍላይ ከኣ እዚ ዝበሃል ዘሎ ስምምዓት ንልኡላውነት […]

ሰላማዊ ሰልፍታት ኣብ ኣፍደገ ኤምባሲታት ኢትዮጵያ

ቀዳማይ ሚኒስተር ዐቢይ ኣሕመድ ብዝኮነ ምክንያት ኣብ ክንዲ ህዝቢ ኤርትራ ክዘረብ ከምዘይብሉ ክንገብሮ እንክእል ብተደጋጋሚ ኣብ ኤምባሲታቱ ብዘይ ዕርፍቲ ድምጺና ክነስሚዕ ምስ እንክእል ጥራህ እዩ። http://www.togoruba.org/togoruba1964/mainTogorubamap/mainMap/headingMap/2019/1702KG9-03AT.pdf

Eritrean women for justice in Toronto ኤርትራውያን ደቂ ኣንስትዮ ንፍትሒ ካብ ቶሮንቶ

ኣገዳሲ ሐበሬታ ኣ Eritrean women for justice in Toronto celebrating International Women’s Day on March 09 2019 – 6 Pm every one is welcome to join us , Dinner Refreshments & Entertainment included Entrance fee $ 15.00 Address 247 Coxwell Avenu ኤርትራውያን ንፍትሒ ካብ ቶሮንቶ ካናዳ በዚ ኣጋጣሚ ኣብ ሙሉእ ዓለም ተኸቢሩ ዝውዕል ናይ ደቂ […]