https://www.bbc.com/tigrinya/news-48710129
Author: Administrator
ህልቂት ህዝቢ ድግሳን ዕዱማትናን ሰንበት 9 ሓምለ 1978 ዓ.ም ብኣጋጣሚ 20 ሰነ 2019 ታደሰ ኪዳነ በርሚንግሃም
http://www.togoruba.org/togoruba1964/mainTogorubamap/mainMap/headingMap/2019/1806TK9-02AT.pdf
ኤልሳ ጭሩምን ሃና ጴጥሮን ፊት ንፊት ተራኺበን ምስ የማነ ገብረኣብ ማንኪ ኣብ ባይቶ ሰባዊ መሰላት 2016
“ንሃና ጴጥሮስ፡ ካባኺ ኣነ ይሓልየላ” – የማነ ገብርኣብ ኣብ ሰነ 2016፡ ምስ የማነ ገብርኣብ፡ ኣማኻሪ ኢሳያስ ኣፈወርቅን ሓላፊ ፖለቲካዊ ጉዳያት ህግደፍን ንመጀመርያ ጊዜ ብኣካል ኣብ ባይቶ ሰብኣዊ መስላት ፊት ንፊት ንራኸብ። ኣነን ሃና ጴጥሮስ ስለሞንን ኢና ኔርና። ሃንደበት ስለተጋጠምና፡ ምስረኣየና፡ ኢዱ ዘርጊሑ ሰላም ኢልና። ሽዑ፡ ናባይ እንዳጠመተን ኢዱ እንዳወጣወጠን እስኺ ትገብርዮ ኩሉ ንፈልጦ ኢና በለኒ። […]
ኣብ ሂዩስተንን ከባቢኣን ዝነብሩ ተቀማጦ ኤርትረኣውያን ብዛዕባ ኣብ ዋሽንግቶን ዲሲ ዝነበረ ናይ ማዕበል ያኣክል ሰሚናር ዘትዮም።
ኣብ ሂዩስተን ኣኼባ ብዕለት 6/15/2019 ተኻይዱ፡ ናይቲ ኣኼባ ትሕዝቶ ብዛዕባ ኣብ ዋሽንግቶን ዲሲ ዝተኻየደ ሲምፓዝዮም 28 ዓመት መዓልቲ ናጽነት ኤርትራ ብ ኣቡወንበር ተ ስፋሂወት ኪዳነ ጸብጻብ ቀሪቡ። ኩሎም ተሳተፍቲ ኣኼባ ሕቶን ሪኢቶን ብምቅራብ ንዝመጽእ ግዝየ ብኸመይ ንዳሎ፡ ኣብዚ ዝሐለፈ ህዝባዊ ኣኼባ ሽሕ ግዝየ እኳ ጉድለታት ይሃልወና ኩሉ ግዝየ ንዓና መምሃሪ ዳኣምበር ንመትከልና ዝዕንቅፍ ኣይኮነን ኢሎም ።ቃልስና […]
አምነስቲ ኣብ ኮሚሸን ሰብኣዊ መሰላት ኢትዮጵያ ለውጢ ክግበር ሓቲቱ
https://www.bbc.com/tigrinya/news-48660866
ዕሮ ኤርትራ፡ ወ/ሮ ጉዐይ። ብደብረ ሳልሳይን መወዳእታን ክፋል ማሕዘ ል፡ ቅድመይ ተደፋእ!!
http://www.togoruba.org/togoruba1964/mainTogorubamap/mainMap/headingMap/2019/0806DD9-04AT.pdfhttp://www.togoruba.org/togoruba1964/mainTogorubamap/mainMap/headingMap/2019/1306DD9-02AT.pdfhttp://www.togoruba.org/togoruba1964/mainTogorubamap/mainMap/headingMap/2019/1506DD9-04AT.pdf
The social media campaign that aims to topple leader of ‘Africa’s North Korea’
https://www.cnn.com/2019/06/14/africa/eritrea-social-medial-campaign-intl/index.html
ማእከላት ጥዕና ካቶሊካዊት ቤተ-ክርስትያን ብመንግስቲ ኤርትራ ይህገራ ኣለዋ
https://www.bbc.com/tigrinya/news-48633057
ሓይልታት ጸጥታ ኤርትራ፣ ሓሙሽተ መነኩሳት ደብረ-ቢዘን ኣሲሮም Dictator Isseyas arrested 5 priest from Debre bizen Radio Erena: 13 June 2019
ሓይልታት ጸጥታ መንግስቲ ኤርትራ፣ ሎሚ ሓሙስ 13 ሰነ፣ ኣብ ሰዓታት ናይ ንግሆ ሓሙሽተ መነኩሳት ደብረ-ቢዘን ከምዝኣሰሩ ተሓቢሩ። እቶም ተኣሲሮም ዘለዉ መነኩሳት፣ ኣባ ማርቆስ ገብረኪዳን፣ ኣባ ክብርኣብ ተኪኤ፣ ኣባ ኪዳነ ማርያም ተኸስተ፣ ኣባ ገብረትንሳኤ ዘሚካኤል፣ ኣባ ገብረትንሳኤ ተወልደመድህን ምዃኖም ኣባ ሰመረ ካብ እስራኤል ንሬድዮ ኤረና ኣረጋጊጾም። ኣባ ክብራብ ተኪኤ ኣቐዲሞም’ውን ንልዕሊ ሓደ ዓመት ኣብ ቤት ማእሰርቲ […]