ኣወሃሃዲት ሽማግለ ምንቅስቓስ “ይኣክል” ብምኽንያት ግንቦት 24 ኤርትራውያን ተቐማጦ ሰሜን ኣሜሪካ 4 ሰነ 2019

ትራውያን ተቐማጦ ሰሜን ኣሜሪካ፡ ንፍትሒ ዝቃለስ ህዝባዊ ባይቶ ይኣክል መስሪቶም እቲ ካብ ግንቦት 24 ክሳዕ ግንቦት 26 ብምኽንያት በዓል ናጽነት ሃገርና ኤርትራ፡ ንሰለስተ መዓልቲ ኣብ ኦምኒሸርሃም ሆተል ዋሺንግተን ዲሲ ዝተኻየደ ሰፊሕ ምንቅስቓስ “ይኣክል” ኤርትራውያን ተቐማጦ ሰሜን ኣሜሪካ፡ ብኣንጸባራቒ ዓወት ተዛዚሙ ኣሎ። በዚ ኣጋጣሚ፡ ኣወሃሃዲት ሽማግለ ናይቲ ምንቅስቓስ፡ ነቲ ካብ ህዝቢ ንህዝቢ ብህዝቢ ዝነበረ፡ ናይ ዝቕጽል […]

ኣገዳሲ ሐበሬታ ንኹሉ ኤርትረኣዊ ኣብዚ ነካይዶ ዘለና ናይ መስርሕ ቃልሲ

ሓባራዊ መግለጺ ሓይሊ ዕማም ሲቪክ ህዛብዊ ምንቅስቓስ ምስ ህዝባዊ ሓይሊ ዕማም ጀነቫ http://www.togoruba.org/togoruba1964/mainTogorubamap/mainMap/headingMap/2019/0806CSO9-06AT.pdf

Action: Stop the Slavery in Eritrea Picture gallery of the action for the International Day of Conscientious Objection

ባርነት ኣብ ኤርትራ የብቅዕ (17.05.2019) We would like to present to you on behalf of the International Day of Conscientious Objection (May 15) as a representative for the European Commission in Germany a petition of the undersigned organizations. In April of this year, we became aware of a project by the European Union aimed at […]

ህዝባዊ ኣኼባ ኤርትራውያን ተቀማጦ ቫንኩቨርን ከባቢኣን Announcement to all Eritrean for justice

ኣገዳሲ ሐቤሬታ ሰላም ንኹሉኹም ኤርትራውያን ንፍትሒ ኣብ ቫንኩቨር ብትሕትና ናብ ህዝባዊ ሰሚናር ይዕድመኩም።መሪሕነት እንመርጸሉን ጸብጻባት እነቅርበሉን ከምኡ’ውን ምምይያጥ እነካይደሉን ስለዝኾነ ኩሉኹም ነዚ መልእኽቲ ኣብ ምክፍፋል ተሐባበሩና። ዕለት ሰነ 15,2019 ሰዓት ካብ ሰዓት 2-5 ድሕሪ ቀትሪ ኢዩ ኣድራሻ 6659  ባልሞራል ስትሪት(balmoral st) ንኹሉ ብሃገሩ ዝግደስ ማዕጾ ኩፉት ኢዩ ብደሐን ምጹ። Eritrean for justice in Vancuover are […]

ህጹጽ ኣኬባ ንደቂ ኣንስትዮ ኤርትራውያን ተቀማጦ ኣብ ሂዩስተንን ከባቢኣን

ዝኸበርክን ኩልኽን ኣሕዋትን ኣዴታትን ደቂ ኣንስትዮ ኤርትራ ኣብ ሂዩስተን ሰፊሕ ናይ ደቂ ኣንስትዮ ኣኼባ ክህልወና ስለዝኾነ  ብዛዕባ ኣብ ህሉው ኩነታት ሃገርና  እሂን ምሂን ክንብል ንኹልኽን ኤርትራውያን ኣሕዋት ነዚ ህዝባዊ ጻውዒት ክትሳተፍ ብኽብሪ  ንዕድመክን ኣለና። እዚ ዝካየድ ዘሎ ምንቅስቃስ ንኹሉ ኤርትራዊ ዝሐቆፈ ኮይኑ ንፓለቲካውያን ሰልፍታት ንሲቪካውያን ማሕበራትን መራሕቲ ሃይማኖትን ውልቀሰባትን ዝጠርነፈ ናይ ያኣክል መቀጸልታ መኸተ ሰላዝኾነ ኩሉ ብሃገሩ […]

The slogan of the Kifaya campaign on the car of a senior security official and dozens of monitoring men in Khartoum ..

All the security forces, especially the internal security officials in the Central Region, were shocked and disturbed by the arrival of the Kifaya campaign for the second car of the second official and its slogan in a number of government vehicles. Colonel of the security and Ldzki Bahta Deputy Brigadier Simon Tomb Dengl Internal Security […]

መኣዲ ትምህርታዊ ወግዒ ይኣክል ! ይኣክል ! ይኣክል ! ብ ንጉሰ ሃይለ (መንስዓይ)

ኣብዚ ጊዜ’ዚ ብኣሽሓት ዝቚጸሩ ዜጋታት ኤርትራ ኣብተን ዝነብሩለን ከተማታት ሃገራት ዓለም እናተራኸቡ (ይኣክል !) እትብል ጭርሖ ብምቅላሕ ፣ ካብቲ ንዓመታት ዝኣክል ኣዕዊሩዎምን ኣጽሚሙዎምን ዝጸንሔ ውድባውን ሃይማኖታውን ወገናውን ስምዒት ብመጠኑ ነጻ ከም ዝወጹ የርእዩ ኣለዉ ። ኣነን መቓልስተይ ነበር ናይ ተ.ሓ.ኤ. ኣባላት ሃገራዊት ክፍሊ ምንቕቓሕ ትያትርን ሙዚቃን ግዳ ከምቲ ዝድለ ዝስዕበና ደኣ ኣይረኸብናን እምበር ካብ 1978 […]