Security Council urges Yemeni stakeholders to ‘resume and accelerate’ political dialogue

 2 June 2015 – The Security Council today voiced deep concern about the “grave situation” in Yemen and urged the country’s stakeholders to engage as soon as possible in United Nations-brokered inclusive political consultations. In a statement released late this afternoon, the 15-member Council reaffirmed its call on Yemeni parties to attend the talks and […]

Paris police clear migrants’ camp at La Chapelle bridge 7 hours ago From the sectionEurope

  African migrants have been living under the bridge for several months French police are evicting an estimated 360 migrants from a makeshift camp under a Paris railway bridge. The operation at La Chapelle, near Gare du Nord station, began at dawn. The migrants – mainly Sudanese and Eritreans – are being moved by bus […]

ንዕጡቓት ናይ ውደባን ፕሮፖጋንዳ ኣሃዱ ደግሓኤ፡

ንዕጡቓት ናይ ውደባን ፕሮፖጋንዳ ኣሃዱ ደግሓኤ፡ ከጥቅዕ ዝመጸ ኣሃዱ ስለያ ጸላኢ ተጸፊዑ ተመሊሱ ዕጡቓት ናይ ውደባን ፕሮፖጋንዳን ኣሃዱ፡ ደሞክራስያዊ ግንባር ሓድነት ኤርትራ (ደግሓኤ) ከም’ቲ ልሙድ ኣብ ህዝባዊ ስራሓት ተዋፊረምሉ ኣብ ዝነበሩ ግዜ፡ ብናይ ስለያ ኣሃዱ ጸላኢ ንዝተፈነወሎም ሃደበታዊ መጥቃዕቲ ቅጽበታዊ ግብረ መልሲ ብምሃብ፡ እቲ ህንዱድ ዕሱብ ሰራዊት ሃዲሙ በቲ ዝመጾ ክምለስ ከም ዝገበሩ ብ28 ግንቦት […]

Important Public Announcement The Swedish- Eritrean Partnership For Democray and Development/

Svensk- eritreansk samarbetsorganisation FÄr demokratiutveckling Important Public Announcement The Swedish- Eritrean Partnership For Democray and Development/ SESADU cordially invites all forces for democratic change in Eritrea to a meeting in support of Geneva Demonstration that will be conducted on June 26th 2015. The aim of this meeting is coordinate the trip of those will participate […]

ኣብ የመን ዝርከቡ ኤረርትራውያን ዘውፅኦም መንግስቲ ሲኢኖም በቲ ኣብቲ ሃገር ዝካየድ ዘሎ ኵናት ይመቱን ይካላበቱን ኣለው፡፡

  FatherMussie Shishay   ኣብ የመን ዝርከቡ ኤረርትራውያን ዘውፅኦም መንግስቲ ሲኢኖም በቲ ኣብቲ ሃገር ዝካየድ ዘሎ ኵናት ይመቱን ይካላበቱን ኣለው፡፡ ክሳዕ ህጂ ብዙሓት ኤርትራውያን ሃሊቆም ኣለዉ !። እቲ ናይቶም ገግዳያት ስእሊ ንምርኣዩ ዘስካሕክሕ ብምኻኑ ፖስት ክገብሮ ኣይተራእየንን፡፡ግን ሰብ የድልዮም ኣሎ፡ዝሕግዝ መንግስቲ የድልዮም ኣሎ።እቶም ምስቲ መንግስቲ ርክብ ዘለኩም ሰባት ነቲ መንግስቲ ክትሓቱዎ ኣለኩም፡፡ ከም ኣብ ዓለም ዘለና […]

ፈረንሳ፣ ኣማኢት ኤርትራውያን ዝርከብዎም 9 ሽሕ ስደተኛታት ክትቕበል ብሕብረት ኤውሮጳ ዝቀረበላ እማመ ነጺጋቶ Radio Erena : 29 May 2015

      ፈረንሳ፣ ኣማኢት ኤርትራውያን ዝርከብዎም ልዕሊ 9 ሽሕ ስደተኛታት ኣብዚ ዝቕጽል ክልተ ዓመታት ከተጣይስ ብሕብረት ኤውሮጳ ዝቀረበላ እማመ ነጺጋቶ። ሕብረት ኤውሮጳ ብሮቡዕ 27 ግንቦት ኣብ ዘቕረቦ እማመ፣ ብባሕሪ እናሰገሩ፣ ናብ ኢጣልያ ማልታን ግሪኽን ዝኣተዉ መብዛሕቶም ዜጋታት ኤርትራን ሶርያን ዝርከብዎም ኣስታት 40 ሽሕ ስደተኛታት ኣብ ሃገራት ኤውሮጳ ክጣየሱ ወሲኑ’ዩ።   እቲ ሕብረት ብተወሳኺ፣ ነተን […]

ኢትዮጵያ፣ ዕጡቓት ኦሮሞ ንምህዳን ዶብ ኬንያ ትጥሕስ ምህላዋ ተሓቢሩ Radio Erena : 01 June 2015

  ኢትዮጵያ፣ ዕጡቓት ግንባር ሓርነት ኦሮሞ ንምህዳን ዶብ ኬንያ ከምዝጠሓሰት ማዕከናት ዜና እት ሃገር ሓቢረን። ኢትዮጵያ ኣብ ዝሓለፈ ክልተ ቅነ’ውን ብተመሳሳሊ ዶብ ኬንያ ከምዝጠሓሰት ዝተገልጸ ኮይኑ፣ መንግስቲ ኬንያ ነቲ ኣብ ዶብ ዘጋጥም ዘሎ ኵነታት ንምርግጋእ ናብቲ ምስ ኢትዮጵያ ዘዳውቦ ከባቢታት ተወሳኺ ሰራዊት ኣዋፊሩ ይርከብ። ወትሃደራት ኢትዮጵያ፣ ናብቲ ኣብ ከባቢ ሞያለ ዝርከብ ናይ ኬንያ ቁሸታት ብምእታው፣ […]

ሱዳንን ቀጠርን፣ ንመንግስታት ኤርትራን ኢትዮጵያን ንምቅርራብ ሓድሽ ተበግሶ ክወስዳ ምዃነን ተገሊጹ Radio Erena : 01 June 2015

      ሱዳንን ቐጠርን ንመንግስታት ኤርትራን ኢትዮጵያን ንምቕርራብ ሓድሽ ተበግሶ ይወስዳ ምህላወን ሬድዮ ኤረና ዝተወከሰቶም ዲፕሎማስያዊ ምንጭታት ኣንፊቶም። እቶም ምንጭታት ኣብ ዝሃብዎ መረዳእታ፣ ኣብ ዝሓለፈ ሰሙን ኣብ ኢትዮጵያ ወግዓዊ ምብጻሕ ዝፈጸመ ብምክትል ሚኒስተር ጉዳያት ወጻኢ መሓመድ ቢን ዓብዱላ ኣል ሩማሒ ዝተመርሐ ልኡኽ ንግስነት ቀጠር ምስ ቀዳማይ ሚኒስተር ኢትዮጵያ ኣቶ ሃይለማርያም ደሳለኝን ሚኒስተር ዴታ ጉዳያት […]

ሰብኣዊ መሰላት ከብሒ ኤረና ኣብ ካሌ፣ ኣብ መንጎ ዜጋታት ኤርትራን ሱዳንን ብዝተኻየደ ግጭት ብውሕዱ 24 ስደተኛታት ቆሲሎም Radio Erena: 01 June 2015

      ናብ ብሪጣንያ ንምስጋር ኣብ ወደባዊት ከተማ ካሌ ተኣኻኺቦም ዝርከቡ ዜጋታት ኤርትራን ሱዳንን ብዘካየድዎ ግጭት 24 ስደተኛታት ብከቢድን ፎኵስን ቆሲሎም። እቲ ናብ ሎሚ ሰኑይ ኣብ ዘውግሐ ለይቲ ዝጀመረ ግጭት፣ ብሰንኪ ባርዕ ስደተኛታት ዝሓድርሉ ቴንዳ ከምዝተወልዐ’ውን ማዕከናት ዜና ፈረንሳ ሓቢረን።   እቲ ኣብ መንጎ 300 ዝኾኑ ዜጋታት ኤርትራን ሱዳንን በእማን፣ ኣባትር፣ ጠራሙዝን ካራሩን ምሉእ ለይቲ […]