መ ግ ለ ጺ   ናይ ሰሜን አሜሪካ ተሓጋገዝቲ አሰናዳዊት ሽማግለ  ካልአይ ሃገራዊ ጉባኤ ንዲሞክራስያዊ ለውጢ  ስራሓ ጀሚራ

  ናይ ሰሜን አሜሪካ ተሓጋገዝቲ አሰናዳዊት ሽማግለ (ሰ.አ.ተ.አ.ሽ.) በቲ ብአሰናዳዊት ሽማግለ ዝተዋሃባ ሓላፍነት መገዲ ስራሓ ጀሚራ ኣላ። ዪዚከር አዩ፣,ብመሰረት ሕጋዊ ህጹጽ አኼባ ዝተወሰነ ውሳኔ አሰናዳዊት ሽማግለ ብምቛም ምስ ምሉእ መምርሒአ ንካልአይ ሃገራዊ ጉባኤ ከተዳሉ መዘዘ። ብኡ መጠን ድማ አሰናዳዊት ሽማግለ መሳርሕታ ክትመዝዝ ዞባታት ክትሰርዕ ብምብጋስ አብ ሰሜን አሜሪካ ተሓጋገዝቲ አሰናዳዊት ሽማግለ አቚማ። እቶም ዝቆሙ ተሓጋገዝቲ […]

Press Release

  North America Support Group – Preparatory Committee for the Second Eritrean National Congress Stared its Work Under the direction of the Preparatory Committee (PC), the North America Support Group (NASG) has started its work. It should be remembered that, based on the directives of the emergency meeting of ENCDC (or Bayto), the Preparatory Committee […]

ኣብ ቃለ-መሓለ ፕረዚደንት ኣልበሽር ንኽሳተፍ ዕድመ ዝተገብረሉ ፕረዚደንት ኢሳይያስ፣ ኣብቲ ስነ ስርዓት ብዘይምርካቡ ኣዘራሪቡ Radio Erena: 05 June 2015

    ፕረዚደንት ኢሳይያስ ኣፈወርቂ፣ ኣብ ቃለ-መሓላ ፕረዚደንት ሱዳን ክሳተፍ ብፕረዚደንት ኣልበሽር ዕድመ ቀሪብሉ ከብቕዕ፣ ኣብቲ ስነ ስርዓት ብዘይምስታፉ፣ ኣዘራራቢ ኮይኑ። መራሕቲ ሓያሎ ጎረባብቲ ሃገራት ኣብቲ ብ2 ሰነ ኣብ ከተማ ካርቱም- ኡምዱርማን ዝተኻየደ ስነ ስርዓት ምፍጻም ቃለ መሓላ ክሳተፉ እንከለዉ፣ ኣቐዲሞም ክሳተፉ ምዃኖም ዝተሓበሩ መራሕቲ ቀጠርን ስዑዲ ዓረብ ድማ ወከልቶም ጥራይ’ዮም ሰዲዶም። ምስ ፕረዚደንት ኣልበሽር […]

ኣብ ሱዳን፣ ናብ መዓስከር ሸገረብ ዘምርሑ ዝነበሩ 14 ኤርትራውያን ብዕጡቓት ተጨውዮም Radio Erena : 05 June 2015

    ኣብ ምብራቕ ሱዳን 14 ኤርትራውያን ስደተኛታት ብሓሙስ 5 ሰነ ብዕጡቓት ከምዝተጨውዩ ኣፈኛ ላዕለዋይ ኮሚሽን ስደተኛታት ሕቡራት ሃገራት ኒኮላስ ብራስ ኣፍሊጡ። እቲ ኣፈኛ፣ ካብ ሰበ ስልጣን ሱዳን ንዝረኸቦ ሓበሬታ ብምርግጋጽ ኣብ ዝሃቦ መብርሂ፣ 49 ኤርትራውያን ስደተኛታት ጽዒና ናብ መዓስከር ስደተኛታት ሸገረብ እተምርሕ ዝነበረት ሎሪ ብዕጡቓት ሃንደበታዊ መጥቃዕቲ ከምዝተፈነወላን፣ እቶም 14 ድማ ተጨውዮም ናብ ዘይተፈልጠ […]

86 Eritrean migrants ‘kidnapped by Isil’ in Libya Isil militants believed to have kidnapped 86 Eritrean refugees from a smugglers’ caravan in western Libya

ISIL militants are believed to have kidnapped 86 refugees Militants from Islamic State of Iraq and the Levant (Isil) are believed to have kidnapped 86 Eritrean refugees from a smugglers’ caravan in westernLibya. The militants struck at dawn on Wednesday morning, stopping the vehicle before separating Christian refugees from their Muslim counterparts, according to Meron […]

Gunmen attack, kidnap Eritrean asylum seekers in Sudan: UN Thu Jun 4, 2015 10:27PM

The photo released by the UN refugee agency on November 14, 2014 shows two young Eritreans who wait to board a commercial ferry at Samos Island in Greece. The United Nations says unidentified gunmen have attacked a group of Eritrean asylum seekers in the eastern part of Sudan, kidnapping 14 of them. On Thursday, the […]

ጻውዒት ንሰፊሕ ሰላማዊ ሰልፊ ኣብ ጀኔቫ ኩላቶም ኤርትራውያን ደለይቲ ፍትሕን ኣህጉራውያን መሓዙቶምን ከምዝፈልጥዎ፡ ናይ ስርዓት ህግደፍ ግህሰት ሰብኣዊ መሰላት ካብ 2012 ጀሚሩ፡ ኣብ ጽዑቕ ምርመራ ከምዝርከብ ፍሉጥ’ዩ።

    ጻውዒት ንሰፊሕ ሰላማዊ ሰልፊ ኣብ ጀኔቫ ኩላቶም ኤርትራውያን ደለይቲ ፍትሕን ኣህጉራውያን መሓዙቶምን ከምዝፈልጥዎ፡ ናይ ስርዓት ህግደፍ ግህሰት ሰብኣዊ መሰላት ካብ 2012 ጀሚሩ፡ ኣብ ጽዑቕ ምርመራ ከምዝርከብ ፍሉጥ’ዩ። እቲ ብናይ ወድብ ሕቡራት ሃገራት ፍልይቲ መርማሪት ሚስ. ሸይላ ኪታሩት ዝጀመረ ምጽራይ ግህሰት ሰብኣዊ መሰላት፡ ናብ ዝለዓለ ደረጃ ተሰጋጊሩስ፡ ካብ ሰነ 2014 ኣትሒዙ ከኣ ብደረጃ መርማሪት […]