Svensk- eritreansk samarbetsorganisation FÄr demokratiutveckling Important Public Announcement The Swedish- Eritrean Partnership For Democray and Development/ SESADU cordially invites all forces for democratic change in Eritrea to a meeting in support of Geneva Demonstration that will be conducted on June 26th 2015. The aim of this meeting is coordinate the trip of those will participate […]
ኣብ የመን ዝርከቡ ኤረርትራውያን ዘውፅኦም መንግስቲ ሲኢኖም በቲ ኣብቲ ሃገር ዝካየድ ዘሎ ኵናት ይመቱን ይካላበቱን ኣለው፡፡
FatherMussie Shishay ኣብ የመን ዝርከቡ ኤረርትራውያን ዘውፅኦም መንግስቲ ሲኢኖም በቲ ኣብቲ ሃገር ዝካየድ ዘሎ ኵናት ይመቱን ይካላበቱን ኣለው፡፡ ክሳዕ ህጂ ብዙሓት ኤርትራውያን ሃሊቆም ኣለዉ !። እቲ ናይቶም ገግዳያት ስእሊ ንምርኣዩ ዘስካሕክሕ ብምኻኑ ፖስት ክገብሮ ኣይተራእየንን፡፡ግን ሰብ የድልዮም ኣሎ፡ዝሕግዝ መንግስቲ የድልዮም ኣሎ።እቶም ምስቲ መንግስቲ ርክብ ዘለኩም ሰባት ነቲ መንግስቲ ክትሓቱዎ ኣለኩም፡፡ ከም ኣብ ዓለም ዘለና […]
ፈረንሳ፣ ኣማኢት ኤርትራውያን ዝርከብዎም 9 ሽሕ ስደተኛታት ክትቕበል ብሕብረት ኤውሮጳ ዝቀረበላ እማመ ነጺጋቶ Radio Erena : 29 May 2015
ፈረንሳ፣ ኣማኢት ኤርትራውያን ዝርከብዎም ልዕሊ 9 ሽሕ ስደተኛታት ኣብዚ ዝቕጽል ክልተ ዓመታት ከተጣይስ ብሕብረት ኤውሮጳ ዝቀረበላ እማመ ነጺጋቶ። ሕብረት ኤውሮጳ ብሮቡዕ 27 ግንቦት ኣብ ዘቕረቦ እማመ፣ ብባሕሪ እናሰገሩ፣ ናብ ኢጣልያ ማልታን ግሪኽን ዝኣተዉ መብዛሕቶም ዜጋታት ኤርትራን ሶርያን ዝርከብዎም ኣስታት 40 ሽሕ ስደተኛታት ኣብ ሃገራት ኤውሮጳ ክጣየሱ ወሲኑ’ዩ። እቲ ሕብረት ብተወሳኺ፣ ነተን […]
ኢትዮጵያ፣ ዕጡቓት ኦሮሞ ንምህዳን ዶብ ኬንያ ትጥሕስ ምህላዋ ተሓቢሩ Radio Erena : 01 June 2015
ኢትዮጵያ፣ ዕጡቓት ግንባር ሓርነት ኦሮሞ ንምህዳን ዶብ ኬንያ ከምዝጠሓሰት ማዕከናት ዜና እት ሃገር ሓቢረን። ኢትዮጵያ ኣብ ዝሓለፈ ክልተ ቅነ’ውን ብተመሳሳሊ ዶብ ኬንያ ከምዝጠሓሰት ዝተገልጸ ኮይኑ፣ መንግስቲ ኬንያ ነቲ ኣብ ዶብ ዘጋጥም ዘሎ ኵነታት ንምርግጋእ ናብቲ ምስ ኢትዮጵያ ዘዳውቦ ከባቢታት ተወሳኺ ሰራዊት ኣዋፊሩ ይርከብ። ወትሃደራት ኢትዮጵያ፣ ናብቲ ኣብ ከባቢ ሞያለ ዝርከብ ናይ ኬንያ ቁሸታት ብምእታው፣ […]
ሱዳንን ቀጠርን፣ ንመንግስታት ኤርትራን ኢትዮጵያን ንምቅርራብ ሓድሽ ተበግሶ ክወስዳ ምዃነን ተገሊጹ Radio Erena : 01 June 2015
ሱዳንን ቐጠርን ንመንግስታት ኤርትራን ኢትዮጵያን ንምቕርራብ ሓድሽ ተበግሶ ይወስዳ ምህላወን ሬድዮ ኤረና ዝተወከሰቶም ዲፕሎማስያዊ ምንጭታት ኣንፊቶም። እቶም ምንጭታት ኣብ ዝሃብዎ መረዳእታ፣ ኣብ ዝሓለፈ ሰሙን ኣብ ኢትዮጵያ ወግዓዊ ምብጻሕ ዝፈጸመ ብምክትል ሚኒስተር ጉዳያት ወጻኢ መሓመድ ቢን ዓብዱላ ኣል ሩማሒ ዝተመርሐ ልኡኽ ንግስነት ቀጠር ምስ ቀዳማይ ሚኒስተር ኢትዮጵያ ኣቶ ሃይለማርያም ደሳለኝን ሚኒስተር ዴታ ጉዳያት […]
ሰብኣዊ መሰላት ከብሒ ኤረና ኣብ ካሌ፣ ኣብ መንጎ ዜጋታት ኤርትራን ሱዳንን ብዝተኻየደ ግጭት ብውሕዱ 24 ስደተኛታት ቆሲሎም Radio Erena: 01 June 2015
ናብ ብሪጣንያ ንምስጋር ኣብ ወደባዊት ከተማ ካሌ ተኣኻኺቦም ዝርከቡ ዜጋታት ኤርትራን ሱዳንን ብዘካየድዎ ግጭት 24 ስደተኛታት ብከቢድን ፎኵስን ቆሲሎም። እቲ ናብ ሎሚ ሰኑይ ኣብ ዘውግሐ ለይቲ ዝጀመረ ግጭት፣ ብሰንኪ ባርዕ ስደተኛታት ዝሓድርሉ ቴንዳ ከምዝተወልዐ’ውን ማዕከናት ዜና ፈረንሳ ሓቢረን። እቲ ኣብ መንጎ 300 ዝኾኑ ዜጋታት ኤርትራን ሱዳንን በእማን፣ ኣባትር፣ ጠራሙዝን ካራሩን ምሉእ ለይቲ […]
ኣብ ዶብ ደቡብ ሱዳን ተታሒዞም ዘለዉ ኤርትራውያን ናብ ጁባ ንምስጋር ሓገዝ ይሓቱ ኣለዉ Radio Erena : 01 June 2015
ዶብ ኢትዮጵያ ኣቛሪጾም ደቡብ ሱዳን ዝኣተዉ 10ታት ኤርትራውያን፣ ኣብ ከባቢ ዶብ ኣብ ዝርከባ ዓድታት ደቡብ ሱዳን ተታሒዞም ከምዘለዉ ሓቢሮም። እቶም ኤርትራውያን ናብ ሬድዮ ኤረና ኣብ ዝልኣኽዎ ሓበሬታ፣ ኣብ ደቡብ ሱዳን ላዕላይ ናይል ከምዝተታሕዙ ብምጥቃስ ኮሚሽን ስደተኛታት ሕቡራት ሃገራት ናብ ከተማ ጁባ ከግዕዞም ተጣበቕቲ ሰብኣዊ መሰላት ክሕግዝዎም ይሓቱ ኣለዉ። ኣብ መዓስከራት ኢትዮጵያ ዝርከቡ ኤርትራውያን ስደተኛታት […]
መርማሪት ኮሚሽን ሕቡራት መንግስታት ኣብ ኤርትራ ዝተፈጸመ ግህሰታት ሰብአዊ መሰላት ኣብ ምጽራይ ዝገበረቶ ጻዕርታት ግቡእ ውሳኔ ክረክብ ብኹሉ ዓቕምታትና ንረባረብ።
https://docs.google.com/document/d/1T1uGhGwzIS8r13QoMVlz_Fo1Jn3iyZA9F71gtJX1_OU/edit
ERITREA – FADING FREEDOM
መደረ ብዓል ናጽነት ፕረሲደንት ኢሳያስ 2015 ከመይ ነበረ? ብዛዕባ ህሉው ኵነታት ህዝቢ፡ ሕቶ ቅዋም፡ ሕቶታት ተቓወምቲ: ሕቶ እሱራት፡ ሕቶ ሓድነት፡ ሕቶ መንነት፡ ሕቶ ስደትከ፡ እንታይ ትኣወጀ? BY ቀለታ ኪዳነ
ብመጀመርያ ንዅላትኩም ደቂ ሃገር ብፍላይ ከኣ ነቶም ኣብ ናተይ ዕድመ ከባቢ ዘሎኹም እንቋዕ ኣብ ናይ መበል 24 ዓመት ብዓል ናጽነት እብጽሓኩም እናበልኩ ዳግማይ ሰምታይ አቕርብ። እወ ኣይኰነንዶ ድሕሪ ናጽነት ክንድዚ ዓመታት ክንጸንሕሲ እቶም ንበዝሕ ኣብ ብረታዊ ቃልሲ ዝተኻፈልና ነታ ናጽነት ትበሃል ንባዕላ ንኽንርእያ’ውን ተስፋ ኣይነበረናን። ከምቲ ወዲ ገብሩ ዝበሎ ግን ‘’ንዅሉ እንቋዕ ኣርከብናሉ’’። […]