ዶብ ኢትዮጵያ ኣቛሪጾም ደቡብ ሱዳን ዝኣተዉ 10ታት ኤርትራውያን፣ ኣብ ከባቢ ዶብ ኣብ ዝርከባ ዓድታት ደቡብ ሱዳን ተታሒዞም ከምዘለዉ ሓቢሮም። እቶም ኤርትራውያን ናብ ሬድዮ ኤረና ኣብ ዝልኣኽዎ ሓበሬታ፣ ኣብ ደቡብ ሱዳን ላዕላይ ናይል ከምዝተታሕዙ ብምጥቃስ ኮሚሽን ስደተኛታት ሕቡራት ሃገራት ናብ ከተማ ጁባ ከግዕዞም ተጣበቕቲ ሰብኣዊ መሰላት ክሕግዝዎም ይሓቱ ኣለዉ። ኣብ መዓስከራት ኢትዮጵያ ዝርከቡ ኤርትራውያን ስደተኛታት […]
መርማሪት ኮሚሽን ሕቡራት መንግስታት ኣብ ኤርትራ ዝተፈጸመ ግህሰታት ሰብአዊ መሰላት ኣብ ምጽራይ ዝገበረቶ ጻዕርታት ግቡእ ውሳኔ ክረክብ ብኹሉ ዓቕምታትና ንረባረብ።
https://docs.google.com/document/d/1T1uGhGwzIS8r13QoMVlz_Fo1Jn3iyZA9F71gtJX1_OU/edit
ERITREA – FADING FREEDOM
መደረ ብዓል ናጽነት ፕረሲደንት ኢሳያስ 2015 ከመይ ነበረ? ብዛዕባ ህሉው ኵነታት ህዝቢ፡ ሕቶ ቅዋም፡ ሕቶታት ተቓወምቲ: ሕቶ እሱራት፡ ሕቶ ሓድነት፡ ሕቶ መንነት፡ ሕቶ ስደትከ፡ እንታይ ትኣወጀ? BY ቀለታ ኪዳነ
ብመጀመርያ ንዅላትኩም ደቂ ሃገር ብፍላይ ከኣ ነቶም ኣብ ናተይ ዕድመ ከባቢ ዘሎኹም እንቋዕ ኣብ ናይ መበል 24 ዓመት ብዓል ናጽነት እብጽሓኩም እናበልኩ ዳግማይ ሰምታይ አቕርብ። እወ ኣይኰነንዶ ድሕሪ ናጽነት ክንድዚ ዓመታት ክንጸንሕሲ እቶም ንበዝሕ ኣብ ብረታዊ ቃልሲ ዝተኻፈልና ነታ ናጽነት ትበሃል ንባዕላ ንኽንርእያ’ውን ተስፋ ኣይነበረናን። ከምቲ ወዲ ገብሩ ዝበሎ ግን ‘’ንዅሉ እንቋዕ ኣርከብናሉ’’። […]
ENCDC Washington D.C. Area Branch A call for Public Meeting
http://gereger.com/data/media/l3zPle.pdf
ስርዓት ህግደፍ ንተዋህዶ ቤተ ክርስትያን ገንዘባ ክዘምት፥ ልኡኻት ናብ ኣመሪካን ካናዳን ኣዋፊሩ ኣሎ። ንምሕዳር ቤተ ክርስትያን ኣብ ክልተ መቒልዎ ኣሎ። By assenna on May 27, 2015
ስርዓት ህግደፍ ነቶም ቤተ ክርስትያንና ከነመሓድር ንኽእል ኢና ናጻ ግደፉና ኢድኩም ኣውጽኡልና፥ ዝበሉ ኣቦና እንጦንዮስ ድሕሪ ምእሳሩን ነቶም እንኮ ምሁር ኣቦና መንቀርዮስ ታተ በሉና እምበር ኣይትሓንግሩና ዝበሉን፥ ፈሊጡና ኢሎም ካብ ሃገር ከም ዝወጹ ዝገበርዎም ኩሉ ዝፈልጦ ሓቂ እዩ። ድሕሪ ምእሳርን ምስጓጉን እዞም ክልተ ለባምን ምሁርን ኣቦታት፥ ኣብ ውሽጢ ሃገር ዝርከባ ቤተ ክርስትያናት ተዋህዶ፥ ምሉእ ብምሉእ […]
Mediterranean migrant crisis: Hundreds rescued off Sicily 4 hours ago
Tens of thousands have managed to sail to Europe this year, but many have died A total of 741 migrants travelling in six boats have been rescued off Sicily, the Italian coastguard says. The migrants, who had set sail from Libya, were picked up by EU naval vessels on Thursday, a coastguard spokesman told AFP […]
ናይ ለምቅነ ፍጻሜታት ኣብ ኤርትራ – ቊ. 3
http://www.togoruba.org/togoruba1964/mainTogorubamap/mainMap/headingMap/2015/2905SW5-06NT.pdf
ዕዉት ወተሃደራዊ ዜና ደሞክራስያዊ ግንባር ሓድነት ኤርትራ ደግሓኤ 28 ግንቦት 2015
http://gereger.com/data/media/0mkAXd.pdf
ኢሳያስ ኣፈ-ወርቂ ብብልሽውና ዝተጠቕዑ ንዝበሎም ሰበ-ስልጣናት ስጉምቲ ክወስደሎም ምዃኑ የጠንቅቕ
http://gereger.com/data/media/6JDPwV.pdf