ወዱ ገራህቱ ኣብ መንጎ ኣባሊት ህግዯፍ ዒዱ እንግሉዜ ዜጸፈዮ ዒሚቚ ጽሌኢ ሰማይ ዒሪጉ ።

 

ኣብ ዴሮ እቲ ብሕቡራት ሃገራት ዜቖመት መርማሪት ኮሚሽን ሰወዱ ገራህቱ ኣብ መንጎ ኣባሊት ህግዯፍ ዒዱ እንግሉዜ ዜጸፈዮ ዒሚቚ ጽሌኢ ሰማይ ዒሪጉ ።ብኣዊ መሰሊት ኤርትራ፡ ‚ኤርትራ ብሕጊ ዗ይኮነ ብፍርሕን ራዕዴን እትመሓዯር ሃገር’ያ‛ ብምባሌ ዗ቕረበቶ ሰፊሕ ጸብጻብ፡ ኣምባሳዯር እስጢፋኖስ ሃብተማርያም (ወዱ በሊዑ ጣዕዋ) ናይቶም እሙናት ዜብሃለ ኣባሊትን ኣገሌገሌትን ህ.ግ.ዯ.ፍ ኣኼባ ከም ዜጸውዏ ይፍሇጥ። ወዱ በሊዑ ጣዕዋ ነብሱ ግዱ ነጊርዎ ኣብዙ ኣኼባ’ዙ ከም ቀንዱ ሕመረት ኣጀንዲኡ ዜሰርዖ ነገር እንተነይሩ፡ ከምቲ ኩልም ተሊኣኣኽቲ ውሌቀ መሊኺ ኢሳያስ ኣፈወርቂ ዜብሌዎ ‚ ማሕበረ ሰብ ዒሇም ተጻብኦታትን ዜርያን ኣብ ሌዕላና እና ሓየሇ ይመጽእ ስሇ዗ል ንሕና ክኣ ከም ቀንዱ ኣባሊትን ካዴራትን ግምባር ኣብ ውሽጢ ህዜቢ ኣቲና ኣብ ጎኒ መሪሕ ውዴቡን መንግስቱን ሓዴነቱ ኣሐይለ ጠጠው ከም ዜብሌ ናይ ምግባር ሓሊፍነት ስሇ዗ሇና ብ዗ሇና ዒቕሚ ክንጉስጉስን ከነረዴእን ይግብኣና። መንግስትና ዴማ ንኹለ ብመዯብ ይሰርሓለ ከም ዗ል፡ ንሕጊ ዜምሌከት ዴሮ ሕጊ ገበናውን ሲቪሊውን ስርዒት ኣርቂቑ ንተግባራውነቱ ይሰርሕ ከም዗ልን ቅዋም እንተኾነ’ውን ብመስርሕ ክትግበር ምዃኑ‛ ክብሌ ብምጥቃስ ንኣኼበኛታት እተን ሌሙዲት ዗ይትግበራ መብጽዒታት ኣስሚዐን ኣተሃራሪፉን ሓበሬታን መምርሒን ብምሃብ ናይ ተሳተፍቲ ሕቶን ርኢቶን ንኽቕበሌ ዕዴሌ ከፊቱ።

ኣብዙ ኣጋጣሚ’ዙ ሓዯ ዒብዯሌ ውሃብ ጁሃር ዜተባህሇ ኣባሌ ህግዯፍ ‚ እዙ ክትጠቕሶ ዜጸናሕካ ብዚዕባ ሕግታት ይኹን ቅዋም ዜብሃሌ ብጣዕሚ ጽቡቕ’ዩ። እንተኾነ ግን ብዚዕባ እዙ ኣብ ህዜቢ ኣቲና ከነረዴእን ክንጉስጉስን ሓዴነቱ ከሐይሌ ከነተባብዕን ዜበሌካዮ፡ መጀመርታ እዙ ቅዴሚ ምግባርና ናትና ናይ ኣባሊት ሓዴነት ከመይ ይመስሌ ምርኣይ ከዴሉ ኢዩ። ኣብ መንጎና ብዘሕ ሽግር ኣል ክንፈትሖ ዜግብኣና። ንኣብነት ኣነ ብ዗ይውዒሌክዎ ተኸሲሰ ኣሇኹ፡ እዙ ክኣ ጀበርቲ ብምዃነይ ስመይን ዗ይስመይን ተዋሂቡኒ ኣል‛ ዴሕሪ ምባለ ብኣምባሳዯር ‚ዴሓን ብዚዕባ እዙ ዜበሌካዮ ኣነ’ውን ሰሚዏዮ ስሇ ዗ሇኹ ክን዗ራረበለ ንኽእሌ ኢና‛ ኢለ ክምሌሰለን ብሓዯ ተስፋይ ትካቦ ዜተባህሇ ቀንዱ ኣሳሳይ ህግዯፍ ብ዗ይ ናይ ኣኼባ ኣገባብን ቅጥዕን ኩለ ኣኼበኛ እናሰምዖ ክትዯግሞ’ውን ዗ሕፍር እንተኾነ ዜተባህሇ ስሇ ዜኾነን እቲ ስዴነቱን ረሳሕ መሌሓሱን ክኣ ክፍሇጥ ስሇ ዗ሇዎ ከም ዗ሇዎ ከነቕርቦ ‚ኣንታ ዒኳር ኣስሊማይ ኣብ ናይ ጉጅሇ ኣኼባ ዗ይትመጽእሲ ኣብዙ እንታይ ኣምጺኡካ‛ ክብሌ ዴሕሪ ምጽራፉን ምዜሊፉን ዒብዯሌ ውሃብ ክኣ ብግዱኡ ኣይሓመቐን‚ ኣንታ ሳሕሳሕ ኣምሓራይ ኣቦኻ’ኳ ሊህጅኡ ዗የጽረየ ኤርትራ እንታይ ኣዳኻ ትብጽሓካ? ዴሕሪ ምባለ ኣኼባ ናብ ዕግርግርን ኣምባጋሮን ተቐዪሩ። ብዴሕሪ’ዙ ኣብ ዯገ ወጺኦም ክሳብ ምትህርራም ከም ዜበጽሑ ኢዩ ዜፍሇጥ። እቲ ዜገርም እዙ ተስፋይ ትካቦ ዜተባህሇ ሰብ ቅዴሚ ናጽነት ኣብ ስዐዱ ከል ብስም ሓፋሽ ውዴባት ተሓዙ ገን዗ብ ብምምባሩ ካብ ህዜቢ ዜተዋጽአ ገን዗ብ ሰሪቑ ንዒዱ እንግሉዜ ዜኣተወ ኮይኑ፡ ኣብዙ ምስ መጸ ግን ሻዕቢያ በፍንጫ ትወሌዯን ምስ በሌዎ ከይፈተወ ሰሪሑ ዜኸፈሇንን ሕጂ ንኽእመን ኢለ ዜገብሮ ዗ል ቅሌቅሌ ውጥም ኢዩ። ምስ’ዙ ብዜተኣሳሰረ ቅዴሚ’ዙ መዒሌቲ’ዙ ብኣጋጣሚ ሓዯ ሓው ናይ ኣዱኡ ዕረፍቲ ዜተረዴኣለ ንሓ዗ንተኛ ንምጽንናዕ ኣብ ዜተረኸብለን ኣባሊት ህግዯፍ ወዱ ገራህቱ ኪኒየው እቲ ኣብ ኣባሊት ህ.ግ.ዯ.ፍ ዜፈጠሮ ምፍሌሊያት ካብ ብህዜቢ ንኣዲራሽ ተባሂለ ዜተዋጽአ £-40.000 (ኣርብዒ ሽሕ ፓውንዴ) ምስ ስዩም ጸጋይ ዜተባህሇ ዒርኩን ወዱ ከባቢኡን ኮይኖም ከም ዗ጠፋፍእዎን ዜሰረቕዎን መዚረቢ ኮይኑ ኣምሲዩ። እቲ ገን዗ብ ኣበይ ኣቲዩ ተባሂለ ኣብ ዜተሓተተለ ንሓንቲ መንእሰያት ህግዯፍ ብኽራይ ዜእከቡሊ ገዚ‘ውን ክትብሊ ዗ይትኽእሌ ጭፍሊቕ ገዚ ክራይ ከፊሌናለ ኢዩ’ቲ መሌሶም። እቲ ዜገርም እዙ ስዩም ጸጋይ ዜተባህሇ ዒርክን ብዒሌ ውዕሇትን ተስፋንኪኤሌ ገራህቱ፡ ተጋዲሊይ ተጋዴል ሓርነት ኤርትራ ዜነበረን ጭው ዜበሇ ኣንጻር ሻዕቢያ ጸኒሑ ምስ ምምጻእ ተስፋንኪኤሌ ገራህቱ ብወገንነትን ረብሓን ጠቕምን ዜተዒስበ ከንቱ ምዃኑ ኢዩ ዜንገረለ። ካሌእ ኣብዙ ኣጋጣሚ ክፍሇጥ ዜግብኦ ኣባሊት ህግዯፍ ብሰንኪ ተስፋንኪኤሌ ገራህቱ ኮነ ኢለ ኣብ ክሌተ ዜኸፋፈልምን ኣብ ምትፍናን ዗እተዎምን ከምቲ ኣቐዱሙ ዜተጠቕሰ ጽሌኦም ሰማይ ዒሪጉ ብምህሊዉ ንኣምባሳዯር እስቲፋኖስ ሃብተማርያም እቲ ዜዒበየ ብዴሆ ኢዩ ኮይንዎ ዗ል። እዙ ማሇት ንሱ ነቲ ወዱ ገራህቱ ኣበሊሽይዎ ዜኸዯ ንኸተዒራሪ ብወዱ ገራህቱ ተበዱሌና ዜብለ ክረክብን ከረጋግእን ኣብ ሓያሌ ስራሕ ተጸሚደ ከም ዗ል ኢዩ ዜንገር። ይኹን’ምበር እዙ ኣብ መንጎኦም ተፈጢሩ ዗ል ጽሌእን ቅርሕንትን ሱር ስሇ ዜሰዯዯ ክፍታሕ ኢሌካ ዜሕሰብ ኣይኮነን። ምኽኒያቱ ኩለ ዒይነት መሌክዕ ከም ወገናውነት፡ ሃይማኖት፡ ብሌሽውናን …..ወ዗ተ ዜኣመሰሇ ባህርያት ስሇዜሓ዗። እዙ ከምዙ ኢለ ከል ከምቲ ኣብ ሊዕሉ ዜተገሌጸ ብሕቡራት ሃገራት ዜቖመት መርማሪት ኮሚሽን ሰብኣዊ መሰሊት ኤርትራ፡ ‚ኤርትራ ብሕጊ ዗ይኮነ ብፍርሕን ራዕዴን እትመሓዯር ሃገር’ያ ‛ ኣብ ትሕቲ ዜብሌ ጸብጻብ፡ ውሌቀ መሊኺ ኢሳይያስ ኣፈወርቂ ዜርከቦም ሓያል ሰበ ስሌጣን እቲ መንግስቲ ብገበን ኣንጻር ሰብኣውነት ተሓተቲ ክኾኑ ከምዜኽእለ ኢለ ኣስሚርለ ኣብ ዗ል ህሞት፡ ኩለ ዯሊይ ፍትሒ ነዙ እማመ እዙ ብምዴጋፍ ንዕሇት 26 ሰነ 2015 ኣብ ጀኔቭ ቀጽሪ ቤት ጽሕፈት ውዴብ ሕቡራት ሃገራት ናይ ዯገፍ ዴምጹ ንኸስምዕን ህዜቡ ከብ ዗ሇዎ ምሕዯራ ግዜኣተ ራዕዱ ንኸገሊግሌ ካብ መሊእ ዒሇም ይውሕዜ ኣብ ዗ሇወለ እዋን፡ ብኣወሃሃዴነት ዕሱባት ህግዯፍ ኣብ ዒዱ እንግሉዜ፡-ከም እኒ ያሬዴ ተስፋይ፡ ኣሕመዴ ካርቱም፡ ሃብተ ሰብኣይ ትዕበ (ትግራወይቲ)ን በየነ ሓጎስ ዜኣመሰለ ንዕሇት 22 ሰነ 2015 ኣንጻር እዙ ብመሊእ ዯሊዪ ፍትሒ ዜተዯገፈ እማመ መርማሪት ኮሚሽን ሰብኣዊ መሰሊት ኤርትራ ንምቁዋም ናይ ኣማውቱና ጻዊዑት ጎስጓስ ተኣንጎት ተሸብሽብ ይብለ ከም዗ሇዉ ንሰምዖምን ንርእዮምን ዗ሇና ኢዩ’ሞ ሓዯራ! ብህዜብን ሃገርን ንሓምምን ንቑንዝን ኢና እትብለ ዛጋታት ወሊ’ውን እቶም ክሳብ ሕጂ ህ.ግ.ዯ.ፍ ተስፋ ዗ሇዎ መሲለኩም ምስኡ ሰሇይ ክትብለ ዜጸናሕኩም ዛጋታት፡ ህ.ግ.ዯ.ፍ እንትርፎ ስሌጣኑ ካሌእ ፋዒር ህዜብን ሃገርን ከም ዗ይብለ ተገንዙብኩም ሃየ! ኣብ ጻዕረ ሞቱን ዕርበቱን ኢዩ’ሞ ሇኪሙኩም ከይጠፍእ። ስሇዙ እንተኾነ ኣብዙ ሃገራውያንን ኣህጉራውያንን ዯሇይቲ ፍትሒ ዜተረኸብለ ሓመዴ ዴበ ህ.ግ.ዯ.ፍ ንኽትሳተፉ ትዕዯሙ ኣሇኹም። እንተ዗ይካኣሌኩም ክኣ ኣብዙ ብወይጦታቱ ያእዪ ትንፋስ ኽሰኹዕለ ሃነፍነፍ ዜብሌዎ ዗ሇዉ ናይ ኣማውቱና ዋየ! ንኸይትሳተፉ ብስም እዝም ብሰንኪ ዗ስካሕክሕ ግፍዕን መከራን ስርዒት ህ.ግ.ዯ.ፍ እግሮም ናብ ዜመርሖም ሃጽ ኢልም ገሇን ኣብ ባሕሪ ገሇን ብከትሪ ኣብ ፈቐዴኡ ዜጠፍኡ ዗ሇዉ ዕሸሊት ዯቅናን ዯቅኹምን ንምሕጸነኩም። ኣብ መወዲእታ ነባሪ ህዜቢ’ምበር ነባሪ ስርዒት ስሇ ዗ይህለ፡ ኣብዙ ህዜብን ሃገርን ናይ ምዴሓን ዕማም ተሳትፎኹም ቀሉሌ ስሇ዗ይከውን ሃየ! ኢዴ ንኢዴ ተተሓሒዜና ሃገርናን ህዜብናን ኣዴሒንና እቲ ዜተጠሌመ መብጽዒ ስዉኣትና ተግባራዊ ጌርና፡ ካብ ብፍርሕን ራዕዴን እትመሓዯር ሃገር ናብ ብቅዋምን ፍትሒን እትመሓዯር ሃገር ኣሰጋጊርና ህዜባ ብሓርነት ዜነብረሊ ማዕረ እተን ብሰሊመንን ዯሞክራሲያዊ ምሕዯረአን ዗ቕንኣ ዜማዕበሊ ሃገራት ዒሇምና ክንሰርዒ ንበገስ።

ክወግሕ’ዩ! ምጽብጻብ ክኣ ናይ ግዴን’ዩ!

ሕሌና- ካብ ሕምብርቲ ህ.ግ.ዯ.ፍ ልንድን።

Leave a Reply

Your email address will not be published. Required fields are marked *