ዕርክነታዊ ቃል ሓዘን ካብ ንጉሰሃይለ(መንስዓይ) ..ነሓሰ 11, 2017

  መም. ኣልኣሚን ዓብደልለጢፍ ፣ እቲ ካብ ክቡራትን ውሩያትን ናይ ስነ ጥበብ ኤርትራውያን ከዋኽብቲ ሓደ ፣ ንገለ እዋን ክሓምም ድሕሪ ምጽናሕ ፣ ብሰኑይ ዕለት 07.08 2017 ዓ.ም.ፈ. ኣብታ እተወልደላን ዝዓበየላን ንዝበዝሕ ጊዚ ዕድሜኡ ዝነበረላን ከተማ ኣስመራ ዓሪፉ ። ብሰሉስ ዕለት 08. 08.2017 ዓ.ም.ፈ. ከኣ ኣብ መቃብር ሓርበኛታት (ጸጸራት) ብክብሪ ተቐቢሩ ። ብዙሓት ደቂ ኣስመራ ፣ […]

Italy police probe priest once hailed for Nobel Peace Prize

An Eritrean priest once in the running for the Nobel Peace Prize for helping migrants is now under investigation in Italy on suspicion of abetting illegal immigration. “I received a letter from the Trapani public prosecutor’s office on Monday informing me of the investigation,” Mussie Zerai told AFP in Rome, insisting that he was innocent. […]

ፖሊስ ኢጣልያ፣ ስደተኛታት ብምሕጋዝ ንዝተፈልጠ ኤርትራዊ ኣባ ሙሴ ዘርኣይ ብዘይሕጋዊ ምስግጋር ስደተኛታት ይምርምር

ፖሊስ ኢጣልያ፣ ስደተኛታት ብምሕጋዝ ንዝተፈልጠ ኤርትራዊ ቀሺ ሙሴ ዘርኣይ ብዘይሕጋዊ ምስግጋር ስደተኛታት ይምርምሮ ከምዘሎ ማዕከናት ዜና ካብታ ሃገር ሓቢረን። ኣብ ባሕሪ ሓደጋ ንዘጋጠሞም ይኹን ኣብ ካልእ ከበድቲ ጸገማት ንዝወደቑ ስደተኛታት ብምሕጋዝ ግኑን ስም ዘለዎ ኣባ ሙሴ ዘርኣይ፣ ህይወት ኣማኢት ስደተኛታት ንምድሓን ብዝገበሮ ጻዕሪ ኣብ 2015 ንስልማት ኖቤል ተሓጽዩ ምንባሩ ኣይርሳዕን። ኣኽባር ሕጊ ትራፓኒ ናይ ኢጣልያ፣ ብዘይሕጋዊ […]

ኣቦና ኣልኣሚን ዓብደልለጢፍ መንግስተሰማይ የዋርስካ

ብቀዳምነት ካብ ንእስነትካ ጀሚርካ ብፍቅሪ ህዝብካን ሃገርካን ዝተማረኽካ ህቡብ ኾኸብ ድምጻዊ መምህርናን ኣቦና ብዝገበርካዮ ኣበርክቶ ንቃልሲ ኤርትራ ብቀሊሉ ዝግመት ኣይኮነን።ነቲ ትሰዶ ዝነበርካ ደርፍታት መልእኽቲ ሐዘል ኣብ ግዝዩኡ ዓቢ ኣቃልቦ ዝነበሮ ፖለቲካዊ ቃላት ዝሓዘ ወኒ መንእሰይ ዝማርኽ ኢዩ ኔሩ።ከም በዓል ፋጥማ ዛህራ  ሰብ ንኸብዱ ጥራይ ኣይኮነን ዝነበር ዝብል ደርፍታት ወዘተ፡ ቆጺርካ ዘይውዳእ መንእሰይ ኤርትራ ክካብ ገዙኡ ንስለ […]

ጋዜጣዊ መግለጺ ሓባራዊ ኣኼባ ፖለቲካዊ መሪሕነታት ውድባት ኣባል ኤርትራዊ ሃገራዊ ባይቶ ንደሞክራስያዊ ለውጢ (ኤሃባደለ)

ጋዜጣዊ መግለጺ ሓባራዊ ኣኼባ ፖለቲካዊ መሪሕነታት ውድባት ኣባል ኤርትራዊ ሃገራዊ ባይቶ ንደሞክራስያዊ ለውጢ (ኤሃባደለ)   ንዝበዝሕ ዓቕምታት ዯንበ-ተቓውሞ ኤርትራ (ፖለቲካዊ ውድባት፣ ሲቪካዊ ማሕበራትን ኣገዯስቲ ወልቀ- ሰባትን) ዝሓቖፈ ሃገራዊ ጽላልና (ኤሃባዯለ)፡ ሕዲር 2011 ምምስራቱ ዝፍለጥ’ዩ፡፡ ኣብ መስርሕ ጉዕዞኡ ብሰንኪ ዘጋጠምዎ ዕንቅፋታት፡ ናብ ዯውታ ኣትዩ ምንባሩ’ውን፡ ካብ’ቲ ዯላይ ፍትሒ ተቓላሳይ ህዝብና ዝተኸወለ ኣይኮነን፡፡ ነቶም ዘጋጠምዎ ዕንቅፋታት ንምእላይ፡ […]

ኣካቢ ዝሰኣነ ህዝቢ ኤርትራዊት ኣደ ደቀይ ኣዳልዩኒ ትብለና ኣላ።08/06/2017

ትሕቲ ዕድመ ኤርትራውያን ነዛ ንምንባር ሰላም ሲኢኖም ናይ ኣዲኦም ቅጫ ክይጸገቡ ካብ ዓዶም ዝረኸበ ይርከበና ኢሎም እግሮም ናብ ዝመረሖም በብመዓልቲ ንስደት ክውሕዙ ንሪኦም ኣለና።ጠንቂ ናይ ስደት ጥፋኣትን ተሓተትቲ ናይ ህግደፍ ስርዓት ኢኸውን።መንእሰይ ኤርትራ ሰሪሑ ተማሂሩ ንነብሱን ስድራቤቱን ክይረድእ ብኸብዱን ብኣፉን ኣሲሩ ንመጻኢ ዕድሉ ከምዘይ ሐስብ ካልእ ኣማራጺ የብለይን ኢሉ ናብ ሕማቅ ሐደገኛ መገዲ ከምዝኸይድ ዝተሰርሔ […]