ዓላማ ናይ’ቲ ብዕለት 11-ክሳዕ ዕለት 13 ነሓሴ 2017፡ ኣብ ከተማ ሲያትልን ከባቢኣን ዝተኻየደ ናይ ህግደፋውያን ፈስቲቫል፡ ብዝተፈላለየ ድፍኢትን፡ ምፍርራሕን ናይ ብዙሓት ኤርትራውያን፡ ኣብ’ቲ ፕሮግራም ብብዝሒ ብምስታፍ፡ ናይ ቪድዮ ስእልታት ኣልዒልካ፡ ንኣብ ዓዲ ዘሎ ህዝብናን፡ ንመላእ ህዝቢ ዓለምን ፡ መንግስታዊ ስርዓት ውልቀ መላኺ ኢሳያስ ኣፈዎርቂ፡ ምሉእ ደገፍ ናይ ኣብ ኣመሪካን ካናዳን ዝርከብ ህዝቢ ኤርትራ፡ ከም ዘሎዎ […]
United Eritrea Media
Sudan’s Bashir denies border dispute with Ethiopia, says they want regional integration
www.sudantribune.com/spip.php?article63275
ተመክሮይ ኣብ ህዝባዊ ግንባር“፡ ብሓው የማነ ተኽለገርግሽ፡Announcement Yemane Teklegergish will be held seminar at kolin on16/09/2017.
ተመክሮይ ኣብ ህዝባዊ ግንባር“፡ ብሓው የማነ ተኽለገርግሽ፡ ኣብ ዝብል ኣርእስቲ ፖለቲካዊ ዘተ ምስ ህዝቢ ኣብ ከተማ ኮለን (Köln)። ዝኸበርኩምን/ክንን ኣሕዋትን ኣሓትን ደቂ ሃገር፡ ደለይቲ ለውጢ ንደሞክራሲያዊ ስርዓት ኣብ ኤርትራ …! እምባኣር‘ከስ፡ ሽማግለ ህዝባዊ ምንቅስቃስ NRW ንቀዳም ዕለት 16. 09. 2017. ዓ.ም.ፈ.፡ ሰፊሕ ፖለቲካዊ ሰሚናር ኣዳልዩ ኣሎ። ሽማግለ ህዝባዊ ምንቅስቃስ NRW፡ ነዚ ፖለቲካዊ ሰሚናር ከዳሉ፣ ህዝቢ […]
Europe’s migrant crisis isn’t going away, but it is changing
ዋሕዚ ስደተኛታት ኣፍሪቃ መዓልቲ መዓልቲ እናኸፍኤ ይኸይድ እሎ።ዘሕዝንን ዘተሓሳስብን ነገር አዩ ኣፍሪቃ ብዘይ ህዝባ ጽባሕ ወዲ መን ኢዩ ኽነብራ።እዚ ኩሉ ጥፋኣትን ህልቂትን እቶም ዲክታቶራት መራሕቲ ንበይኖም ዝገብሩዎ ዘለዉ ኮይኑ ኣይስመዓንን ብድሕሪት ዘተባብዑ ሰባት ኣለዉ። www.cnn.com/2017/08/17/europe/mediterranean-migrant-crisis-2017/index.html
ኣቦ ወንበር ውድብ ሳሆ፡ እስማዒል ኢድሪስ፡ መንእሰያት ናብ ሱዳን ከሳጋግር ብፖሊስ ትግራይ ተታሒዙ
ህዝባዊ ጻዊዕት ንጽንብል መዓልቲ ሓርበኛታት 2017
ህዝባዊ ጻዊዕት ንጽንብል መዓልቲ ሓርበኛታት 2017 ንኹልኹም ግዱሳት ኤርትራውያን ተቐማጦ በይ ኣርያ ኩሉ ኤርትራዊ መዓልቲ ሓርበኛታት ኤርትራ ክህልወና ይግባእ እንዳበለ ብውልቀ ኮነ ብእኩብ ክዘራረብ ዓመታት ሓሊፉ። እሞ ሓንቲ መዓልቲ ፈሊና ዘይነብዕል ምስተባህለ ወርሒ ነሓሰ ብታሪኻ ብቕዕቲ ክትከውን ትኽእልያ ዝብል ርእይቶ ምስቀረበ ኣብ መጀመርታ ሰሙን ናይ ወርሒ ነሓሰ ነብዕላ ብድሕሪኡ ካብኡ ዝሓሸ ዕለት እንተተደለየ ክቕየር ይከኣል። […]
ኣምባሳደር ተስፋማርያም ኣብ ፍሉይ ቤት ፍርዲ ቐሪቡ።
www.erifront.com/eritrean_ambassador_to_israel_is_under_house_arrest
Africa-Israel summit ‘justifies colonialism, apartheid’
www.aljazeera.com/indepth/features/2017/08/africa-israel-summit-justifies-colonialism-apartheid-170814112451624.html
ደምዳሚ መግለጺ ካልኣይ ስሩዕ ኣኼባ ማእከላይ ሽማግለ ስምረት ምቅስቓስ ኤርትራውያን ንድሕነት ሃገር
www.togoruba.org/togoruba1964/mainTogorubamap/mainMap/headingMap/2017/1508ED-02AT.pdf
ኣገዳሲ ሓቤረታ ንኤርትራውያን ከተማ ሲያትልን ከባቢኣን።
ጸብጻብ ናይ ዕለት 11 ነሓስሴ ናይ’ቲ ብጉልባብ ፈስቲቫል ኤርትራ ዝብል፡ ብህግደፋውያን ዘተኻየደ ናይ ሙዚቃ መደብ፡ ህዝቢ ሲያትል ነጺጉዎ፡ እዩ። ኣብ ቅድም’ቲ ቀጽሪ ኣደራሽ መደብ ሙዚቃ ሂግደፋውያን፡ ውዕዉዕ ዝኾነ ናይ ደለይቲ ፍትሒ ተቓውሞ ምስ ዝኽተል ጭርሖታት ከም፡ “ ህግደፍ ሃገርና ግደፍ፡ ኤርትራ ናይ ኤርትራውያን እያ፡ ኢሳያስ ኣፈዎርቂ ሕጂ ክወርድ ኣሎዎ፡ እብ ኤርትራ ደሞክራስያዊ ስርዓት ክትኸል ኣሎዎ […]