ኣፍሪቃውያን ኻብ ዝተፈላለያ ቦታታት ዘመጹ ስደተኛታት ኣብ ሐደ ጽላል መዱ (MEDU)ተባሂላ ትጽዋዕ ኦርጋናይዘሽን ንዞም ብሰሀራ ሐሳረ መከራ ርእዮም ተረፍ እቶም ኣብ ፈቀዶ ባሕሪ ዝጣሐሉ ብበደዊን ሂወቶም ዝሰኣኑ ንመዘናግዒ ወይ ውን ነቶም ዝሳቀዩ ዘሎዉ ብስንባደን ሕማምን ንምትብባዕ ዝዓለመ ሙዚቃ ምድላዎም ቁዱስ ዕላማ ኢዩ።ንሕና ኣፍሪቃውያን ሐድሕድና እንተዘይ ተኣባቢድና ማንም ሰብ ኣይክሕግዘናን ኢዩ።
ኣፍሪቃውያን ሓድነትና ኢጽናዕ፡
ዓወት ንውጹዕ ህዝቢ ኤርትራ።