መንግስቲ ኢትዮጵያ ኣብ ጉዳይ ኤርትራ ሓዲሽ ፖሊሲ ክኽተል ከምዝወሰነ ሚኒስትሪ ጉዳያት ወጻኢ እታ ሃገር ኣፍሊጡ። ኣፈኛ እቲ ሚኒስተር ኣቶ መለስ ኣለም ብሓሙስ 14 መስከረም ኣብ ዝሃቦ ጋዜጣዊ መግለጺ፣ መንግስቲ ኤርትራ ንኢትዮጵያ ስግኣት ኣብ ዘይኮነሉ ደረጃ በጺሑ ኣሎ ድሕሪ ምባሉ፣ ምስ ህሉው ኩነታት ብምዝማድ፣ ሓድሽ ፖሊስ ምኽታል ኣድላዩ ምዃኑ ጠቒሱ። ኣቐዲማ መንግስቲ ኢትዮጵያ፣ ውሽጣዊ ዓቕሚ ብምሕያል […]
United Eritrea Media
Hundreds of migrants disembark at Sicilian port of Trapani
ፋብሪካ ጸባ ኣስመራ፣ ብሰንኪ ስእነት መዐሸጊ ጎማ፣ ጸባ እናቀድሐ ይሸይጥ ምህላዉ ተሓቢሩ
ፋብሪካ ጸባ ኣስመራ፣ ብሰንኪ ስእነት መዐሸጊ ጎማ፣ ጸባ ብቢዶኒታት እናቀድሐ ይሸይጥ ምህላዉ ምንጭታት ሬድዮ ኤረና ካብ ኣስመራ ኣረጋጊጾም። እቲ ፋብሪካ፣ ኣቀዲሙ’ውን ተመሳሳሊ ስእነት ኣጋጢምዎ ምንባሩ ዝሓበሩ እቶም ምንጭታት፣ እቲ ካብ መቕድሒ ናብ መቅድሒ ብኢድ እናተገማድሐ ዝሽየጥ ዘሎ ጸባ፣ ብፍላይ ንቆልዑን ህጻናታን ጥዕናዊ ሳዕቤታን የኸትል ምህላዉ ኣረዲኦም። ፋብሪካ ኣስመራ፣ ንኣዋርሕ ዝኣከል ዝነበሮ ስእነት መዐሸጊ ጎማ ከምዝተፈትሐ […]
Eritrean Latest Breaking News ..ሰሜን ኣሜሪካ ተጋድሎ ሓርነት .14/ መስከረም/ 2017
Over 100 Eritreans deported by Sudan, others jailed: U.N. deeply concerned
ERITREA The United Nations refugee outfit (UNHCR) has expressed deep worry over recent deportations by Sudan of Eritrean nationals – who are either in its territory or on transit to Libya. Media reports indicate that over 100 Eritreans have been deported in the last few weeks – some after serving jail terms and others […]
34 ሰባት ካብ ታዕሊም “ኮር መናዕ” ኣምሊጦም።
www.togoruba.org/togoruba1964/mainTogorubamap/mainMap/headingMap/2017/1409SW7-02AT.pdf
እዋናዊ ዛዕባ ሓድሽ ውዳቤታት ግዝያዊ መንግስቲ ኢሳይያስ ካብ ዓዲሃሎ (Sacttism Classified documents)
ቅንያት ቅዱስ ዮውሃንስ ከመይ ሓሊፉ? ርሑስ ቅንያት ኣውደኣመት ክኾነልኩም ደጊመ ይምነ፡፡ ሎሚ ሓደ ኣገዳሲ ጉዳይ ከም እዋናዊ ዛዕባ ክፍንወልኩም መሪጸ ኣለኹ፡፡ ኣብ ታሪኽ ሃገራት ዓለም፡ ካብቶም ኣዚዮም ግፍዐኛታት ዝበሃሉ ውልቀ መለኽቲ ሓደ፡ ሶላዝ ሳር ወይ ድማ ብሳጉኡ ፖል ፖት ዝተብሃለ ቀዳማይ ሚኒስተር ኢሲያዊት ሃገር ካምቦድያ ነበር’ዩ፡፡ ካመር ሮግ ተባሂሉ ንዝፍለጥ ሰውራ መሪሑ ብ17 […]
እንቛዕ ብጥዕና ዓቚሩ፡ ካብ ዘመነ ማቴዎስ ናብ ዘመነ ማርቆስ ብሰላም ኣሰጋገረና። ኣሜን።
ሃገርና ኤርትራ ኻኣ ምስ ህዝባ ናይ ምሕረት ዘመን ሰላምን ፍቅርን የውርደላ።
Aid group slams EU for funding ‘kidnapping’ and ‘torture’ of migrants (ተሐባበርቲ ናይ ዓለም ረዲኤት ን ኤሮፓ ሕብረት ምረቶም የስምዑ ፡ ኣብ ርእሲ ናይ ዓለም ስደተኛታት ዝገብሩዎ ዘለዉ ግፍዕታት።
International medical aid group Doctors Without Borders has accused the European Union as well as European governments of funding the abuse of migrants and refugees in Libya’s detention centers. The Associated Press reports that the group, which is known by its French acronym MSF, released an open letter on Thursday blasting the EU’s financial support for Libyan […]
Bodies of 16 migrants found in Libya’s eastern desert: official
BENGHAZI, Libya (Reuters) – Libyan security forces said on Tuesday that the bodies of 16 migrants had been found in the desert near the country’s border with Egypt. The bodies were found about 310 km (190 miles) southwest of the coastal city of Tobruk, said Ahmed al-Mismari, spokesman for the eastern-based Libyan National Army. He […]