ክቡራት ተኸታተልቲ! Sacttism.

ኣብ ቀረባ፣ ብዛዕባ ብወኪል ሃ/ድሕነት፣ ኣብ ጽንብል 24 ግንቦት፣ ቦምባ ከፈንጅር ንፍሉይ ስርሒት ዝተልኣኸ፣ ሳዲግ ዝተብሃለ ኣባል ብሄር ኩናማን ዘሕዝን ፍጻሚኡን፣ ከምኡ ‘ውን ህልው ኩነታት ቤት ማእሰርቲ ማይ ስርዋ ዝምልከት፣ ዝርዝር ሓበሬታ ክፍንወልኩም’የ። ክሳብ ሽዑ፣ ብኣባላት ውሽጣዊ ጸጥታ፣ ብትእዛዝ ፕረሲደንት፣ ካብ ናይ ሜ/ጀ ተኽላይ ሃብተስሉስ ኮምፑዩተር፣ ብፍሉይ ስርሒት ካብ ዝተወሰዱ ገለ ሰነዳት የቕርበልኩም። ምሳይ ካብ […]

መኣዲ ትምህርታዊ ወግዒ ሸውሃት ዝዓጹ ኣዘራርባ ብንጉሰ ሃይለ (መንስዓይ)

  ክሳብ’ዚ ቀረባ ጊዜ ኣነ’ውን ርእይቶይ ንምሃብን ርእይቶ ካልኦት ንምስማዕን ብኢንተርኔት ንዝወሃብ ኣስተምህሮታትን ብራድዮ ንዝፍኖ ጽሑፋትን ኣብ ፓልቶክ ንዝካየድ ክትዓትን ካብ ዝከታተሉ ግዱሳት ኤርትራውያን ሓደ ኢየ ጸኒሔ ። ኣብዚ ጊዜ’ዚ ግዳ ብዙሕ ኣገዳሲ ዘይኮነ ፣ ኣብ ውልቃዊ መጥቃዕቲ ወይ ኣብ ነፍሰ ምክልኻል ዘተኰረ ፣ ብዙሕ ጽሑፋት ወይ መደረታት ስለ ዘጋጥም ናይ ምንባብን ምጽሓፍን ሸውሃተይ እናጐደለ […]

መልእኽቲ ሓዘ ን:

    ተጋዳሊት ጽገ መንገ ሻ፡ ብዝሓደራ ሕማም፡ ንነ ዊሕ ዓመታት ክትሳቐ ድሕሪ ምጽናሓ ብዕለት 20 መስከረም2017 አብሃ ገ ረ ጀርመን ፡ ካስል ዓሪፋ። ተጋዳሊት ጽገ መንገ ሻ ብንኡስ ዕድሚኣ ብ1977 ኣባል ቀያሕቲ ዕምባባ ህዝባዊ ግንባር ሓርነ ት ኤርትራ ኮይና ዝጀመረቶ ቓልሲ ንና ጽነ ት ሓርነ ትን ህዝቢ ኤርትራ፡ ክሳብእ ዛ ዕለት ብሞት ዝተፈለየ ትና […]

Sudan, Ethiopia agree on five-year plan for military cooperation (መንግስቲ ሱዳን ምስ መንግስቲ ኢትዮጵያ ንሐሙሽተ ዓመት ወታደራዊ ስምምዕ ፈሪመን)

  September 20, 2017 (KHARTOUM) – The joint Sudanese-Ethiopian military commission has agreed to develop a five-year plan including all aspects of cooperation contained in the 2009 military protocol signed between the two countries. In 2009, Sudan and Ethiopia signed a military protocol for a period of three years dealing with the development of the […]

BBC launches services for Ethiopia and Eritrea 4 hours ago From the section Africa

The BBC World Service has launched three websites for Ethiopia and neighbouring Eritrea as part of its biggest expansion since the 1940s. The sites would be a “source of truth” in a region with limited independent media, said BBC editor Will Ross. The Amharic, Afaan Oromo and Tigrinya sites’ launch will be followed in a […]

ኢትዮጵያ ኣብ ጉዳይ ኤርትራ ሓዲሽ ፖሊስ ክትክተል ምዃና ትገልጽ

መንግስቲ ኢትዮጵያ ኣብ ጉዳይ ኤርትራ ሓዲሽ ፖሊሲ ክኽተል ከምዝወሰነ ሚኒስትሪ ጉዳያት ወጻኢ እታ ሃገር ኣፍሊጡ። ኣፈኛ እቲ ሚኒስተር ኣቶ መለስ ኣለም ብሓሙስ 14 መስከረም ኣብ ዝሃቦ ጋዜጣዊ መግለጺ፣ መንግስቲ ኤርትራ ንኢትዮጵያ ስግኣት ኣብ ዘይኮነሉ ደረጃ በጺሑ ኣሎ ድሕሪ ምባሉ፣ ምስ ህሉው ኩነታት ብምዝማድ፣ ሓድሽ ፖሊስ ምኽታል ኣድላዩ ምዃኑ ጠቒሱ። ኣቐዲማ መንግስቲ ኢትዮጵያ፣ ውሽጣዊ ዓቕሚ ብምሕያል […]