ገዋኑ ህግደፍ ኣብ ዲፕሎማሲ ውዱቃት ኣብ ምሕደራ ህዝቦም ውዱቃት ኢዮም

ምሕደራ ህግደፍ ኣሽማት ዲፕሎማሲ እናቀየሩ ነዛ ሃገር ዘድሕኑ ዘለዉ ይመስሎም ኣሎ እቲ ሐቂ ግን ህዝብና ኣብ ጥምየትን መከራን ከርተትን ኣሎ፡ነንባዕሎም ዝጥዕሞም ጌሮም ብኸመይ ነዛ ስልጣኖም ከነኣውሑ ስጻውቱዎ ዘለዉ ኣሽካዕላል ኢዩ። ህዝቢ ኤርትራ ካብዘለዎ ሐራ ክውጾኦ ዝኽእል እታ እንኮ ኣማራጺት ኣብ ሀገር ቅዋማዊት ሃገርን ናይ ህዝቢ ምሕደራ ኢዩ ፡ራሻ ይኹን ቻይና ጥልያን ንርእሶም ሐገዝ ዝደልዩ ሰባት […]

ድሕሪ ከቢድ ተቃውሞ ሰልፊ መራሒ ከንያ ዊልያም ሩቶ ምስ ሰልፈኛታት ክዘራረብ ቅሩብ ኢየ ኢሉ

ሓዲሽ ወለዶ መንእሰያት ኬንያ፡ ኣብ ጎደናታት ወጺኦም ንእማመታት ባይቶ ምስ በደሁዎ፡ መንግስቲ ኬንያ ንገለ ካብቶም ንህዝቢ ዘንጸርጽሩ ዓንቀጻት ክስሕቦም ተገዲዱ ኣሎ። እቲ ብፖለቲካዊ ሰልፍታት ዘይኮነስ ኣብ ማሕበራዊ መራኸቢታት ቲክቶክ ብቁጥዐ ዝጀመረ ምንቅስቓስ መንእሰያት ናብ ሓያል ናዕቢ ተቐይሩ ንመንግስቲ ሩቶ ደቃስ ከሊእዎ ይርከብ። ብሰንኪ ሓደሽቲ ስጉምቲታት መንግስቲ ዊልያም ሩቶ፡ ቅድሚ ሕጂ ብዙሓት ፖለቲከኛታት እታ ሃገር ክገብርዎ […]

ስዊዘርላንድ፡ ኤርትራውያን ስደተኛታት ንምስጓግ ዝዓለመ ሓድሽ ውጥን እንታይ እዩ?

ኮሚቴ ባይቶ ወከልቲ ህዝቢ ስዊዘርላንድ፡ ሕቶኦም ንዝተነጽገ ኤርትራውያን ሓተቲ ዕቝባ ብሳልሰይቲ ሃገር ኣቢልካ ናብ ኣፍሪቃ ንምምላስ ዝዓለመ ውጥን ኣጽዲቑ። ኣብ ዝሓለፈ ሰሙን መንግስቲ ብሪጣንያ ‘ውጥን ሩዋንዳ’ ብዝብል ተመሳሳሊ ውሳነ ከም ዘጽደቐ ይፍለጥ። ነቶም ዝምልከቶም ብመትረብ እንግሊዝ ኣቢሎም ዝኣተዉ ዘይሕጋውያን ስደተኛታት ንምጥራዝ ዘኽእል ስርሓት ጀሚሩ ከምዘሎ ድማ ይንገር ኣሎ። ስዊዘርላንድ፡ ኣብ ዝሓለፈ ታሕሳስ ሕቶኦም ንዝተነጽገ ኤርትራውያን […]

North Darfur death toll climbs as health crisis worsens amid ongoing conflict ኣብ ሰሜን ዳርፉር ኣብዚ ዝቕጽል ዘሎ ግጭት ቅልውላው ጥዕና እናገደደ ኣብ ዝኸደሉ ዘሎ እዋን ቁጽሪ ሞት ይውስኽ ኣሎ።

une 18, 2024 (EL-FASHER), – ኣብ ሰሜን ዳርፉር ኣብ መንጎ ዕጡቓት ሓይልታት ሱዳን (SAF)፣ መሓዙት ጉጅለታትን ቅልጡፍ ደገፍን ንሰሙናት ዝቐጸለ ብርቱዕ ውግእ፣ ቁጽሪ ዝሞቱን ቁጽሪ መቑሰልቲን እናወሰኸ ኣብ ዝኸደሉ ዘሎ እዋን፣ ሰብኣዊ ቅልውላው እናገደደ ይኸይድ ኣሎ። ሓይልታት (RSF)። ዋና ዳይረክተር ሚኒስትሪ ጥዕና ሰሜን ዳርፉር ኢብራሂም ዓብደላ ካተር ንሱዳን ትሪቡን ኣብ ዝሃቦ ሓበሬታ፡ እቲ ግጭት ብ10 […]

ትግራይ፡ ንኣዋርሕ ደሃያ ዝጠፍአት ማህሌት ኣስከሬና ከምዝረኸበ ፖሊስ ኣፍሊጡ

ኣብ ትግራይ ዞባ ማእከል ከተማ ዓድዋ፡ ብ10 መጋቢት 2016 ዓ.ም [ግዝእ] መንነቶም ብዘይተፈልጡ ውልቀሰባት ዝተጨውየት ተምሃሪት ማህሌት ተኽላይ ተቐቲላ ከምዝተቐበረት ተጠርጠርቲ ምእማኖም ሓላፊ ቤት ጽሕፈት ፖሊስ ከተማ ዓድዋ ኣይተ ተስፋይ ኣማረ ንቢቢሲ ትግርኛ ሓቢሩ። ቢቢሲ ትግርኛ፡ ካብ ፖሊስ እታ ከተማ ዝረኸቦ ሓበሬታ ከምዘመልክቶ እታ ጓል 16 ዓመት ተማሃሪት 10ይ ክፍሊ ድሕሪ ስለስተ ኣዋርሕ ኣስከሬና ዝተቐበረሉ […]

ኣፍሪቃዊ መበቆል ዝውክሉ ባምቡላታት ብምስራሕ ናእዳ ዘትረፈት ኤርትራዊት-ሽወደናዊት ሳበል በራኺ

ሳበል በራኺ ካብታ ቅድሚ ዕሰራን ሓደን ዓመታት ናብ ሽወደን ዝተሰደት ኤርትራዊት ስድራቤት ዝፈረየት መንእሰይ እያ። ስድራኣ ናብ ሽወደን ምስ ኣተዉ ኣዲኣ ዓውደ ሕክምና፣ ወላዲኣ ከኣ ኤለክትሮ ሲቪል ኢንጅነር ኣጽኒዖም። እዚ ድማ ደቖም ፈተውቲ ትምህርቲ ንክኾኑን ሕልሞም ንምጭባጥ ብትብዓት ክጉዓዙን ዓቢ ጽልዋ ኣሕዲሩሎም። ሳበል ኣብ ህጻንነታ ኣዝያ ሓፋር ቘልዓ ብምንባራ ምስ ሰባት ኮነ ምስ መማህርታ ዝነበራ […]

ስግረ-ሃገራዊ ዓፈና ኤርትራውያን ደው ክብል ኣብ ባይቶ ካናዳ ይጽውዕ Calls in the Canadian Parliament for an end to Transnational Repression of Eritreans

ባይቶ ካናዳ፡ ኣብ ኤርትራ ዝፍጸም ዘሎ ግህሰት፡ ከምኡ’ውን ኣብ ልዕሊ እቶም ሕጂ ኣብ ካናዳ ዝነብሩ ኣባላት ተቓወምቲ ኤርትራ ዝፍጸም ዘሎ ምግፋዕን መጥቃዕትን ሓያል መጥቃዕቲ ሰሚዑ። እቲ ኣርእስቲ ብጋርኔት ጂንየስ ዝተባህለ ኣባል ሸርውድ ፓርክ – ፎርት ሳስካችዋን እዩ ተላዒሉ። እቲ ኣባል ባይቶ ኣንጻር ማእሰርቲ ኩሎም ብዘይ ፍርዲ ዝተታሕዙ ኤርትራውያን ተዛሪቡ፣ ኣብ ልዕሊ ስርዓት ኤርትራ እገዳ ክግበርን […]

ሓለዋ ባሕሪ ግሪኽ፡ ‘ንስደተኛታት ንዕርበቶም ናብ ባሕሪ ደርብዮሞም’ መሰኻኽር ዓይኒ

ሓለዋ ባሕሪ ግሪኽ፡ ኣብ ዝሓለፈ ለሰለስተ ዓመት ኣብ ማእከላይ ባሕሪ ብዝሞቱ ዓሰርተታት ስደተኛታት ተሓታቲ ምዃኖም መሰኻኽር ዓይኒ ይገልጹ። ካብዚኦም እቶም ትሽዓተ ብፍላጥ ናብ ባሕሪ ዝተደርበዩ እዮም። ንሳቶም፡ ካብ ግዝኣታዊ ማያት ግሪኽ ብግዴታ ናብ ባሕሪ ምስ ተመልሱ ካብ ዝሞቱ ልዕሊ 40 ሰባት ምዃኖም መርመራ ቢቢሲ የረጋግጽ። ሓለዋ ባሕሪ ግሪኽ ንመርመራ ቢቢሲ ኣብ ዝሃቦ መልሲ ንኹሉ ክስታት […]