ከቢድ ሓዘን ኣብ ኢትዮጵያ ጎፋ ድሕሪ ሓደ ሰሙን ዋና ዝሰኣነ ህዝቢ

ሰንበት ምሸትን ሰኑይ ንግሆን ካብ 22–23 ሓምለ 2024 ኣብ ዞባ ጎፋ ደቡብ ኢትዮጵያ ክልተ ምፍራስ መሬት ብውሕዱ 229 ሰባት ሞይቶም፣ ብዙሓት ረድኤት ዝህቡ ሰባት ሓዊሱ። እቲ ምፍራስ መሬት፡ ኣብቲ ርሑቕን ኣኽራናትን ዞባ ንመዓልታት ክዘንብ ዝጸንሐ ብርቱዕ ዝናብ ዝተበገሰ እዩ። እቲ ቀዳማይ ምፍራስ መሬት ኣባይቲ ኣፍሪሱ ንሰባት ጸረገ፣ ድሕሪኡ ካልኣይ ምፍራስ መሬት ነቶም ክሕግዙ ዝተኣከቡ ቀበሮም እዚ ኹሉ መከራ እናሕለፈ ህዝቢ ኢትዮጵያ ኣብ ምትፍናን ብዓልየት ወገን ብሃይማኖት ውግእ ሕድሕድ ዝመወት ዘሎ ውን ውሑድ ኣይኮነን።

Leave a Reply

Your email address will not be published. Required fields are marked *