ኤርትራ ድሕሪ 30 ዓመት ደማዊ ውግእ ምስ ኢትዬጵያ 26 ዓመት ካኣ ኣብ ትሐቲ ባርባራዊ ህግድፍ ግዝኣት ትርከብ።

ኣበይ ዘሎ ነጻነት ነጻነት ኤርትራ ኣይኮነን ዶ ወዲ ሃገር እቲ ዕሸል ውሉዱ ዝኸፈለ ንነጻነት ከስተማቅር፡ ዓለም ብ ዓለሙ ዝመስከረሉ ባርነት ቅትለት ጥምየትን ማእሰርትን ወዘተ.ከምዘሎ ዝሰሓት ኣይኮነን። ህዝቢ ኤርትራ ጻሙኡ ኣይረከበን እንተ እቶም ንሕና ንሱ ንሱ ንሕና ዝብሉ ግን ንህዝቦም ጣሊሞም ናይ ውልቂ ረብሓ ስለ ዘቀደሙ ካብ ወዶ ገባ ፈሊካ ከትርእዮም ኣጸጋሚ እዩ፡ አንትን ኣብ ናይ […]

“ነጻነት ኤርትራ ናይ ህዝቢ ኤርትራ’ዩ!”By micheal embaye aranchi

ሓደ ዘደንጹ ብህሎ ብተደጋጋሚ ክበሃል ካብ እንሰምዖ ነጻነት ተጨውያ ዝብል እዩ። ወረግ ኣብዚ ቀረባ መዓልታት ክዝረብ ዝሰማዕኩዎስ: ፍጹም ዘደንጹ እዩ። “ነጽነት ኤርትራ ተጨውዩ እዩ ይብሉኻ። መን ብኸመይ ጨውይዎ ኢልካ ምስ እትሓቶም መልሲ ስኢኖም ጥርቅም ይብሉ። ነጻነት ዘይነበሮ ሽፍታ ገድሊ ከመይ ቢሉ ነጻነት ክምጥው ? ህዝቢ ኤርትራ ሽፍትነት እምበር ዘካየዶ ገድሊ ይኹን ቃልሲ ብፍጹም የለን። ህዝባዊ […]