ዘይሕጋዊ ፓትርያርክ ንምሻም ዝግበር ዘሎ ውዲት ንኹንኖ!Published: 18 May 2017

ቅድሚ ሕጂ መንግሥቲ ኤርትራን ውሑዳት ጳጳሳትን ንሕጊ ቤተ ክርስቲያን ግሂሶም፡ ንኣቡን ዲዮስቆሮስ 4ይ ፓትርያርክ ኢሎም ምሻሞምይፍለጥ። እንሆ ሕጂ’ውን ዳግም ዘይሕጋዊ ፓትርያርክ ንምሻም ይሸባሸቡ ኣለዉ። ቅዱስ ኣቡነ እንጦንዮስ ንልዕሊ 11 ዓመታት ኣብ ቤት ማእሰርትን ጽምዋን ክሳቐዩ ጸኒሖም፥ ሎሚ ድማ ኣብ ከቢድ ሕማም እንከለዉ፥ ዘይሕጋዊ መንበርፓትርያርክ ንምድያብ፥ ከም ኣባ ሉቃስን ከምኡውን ኣባ ባስልዮስን ዝያዳ ዝጓየዩሉ ዘለዉ ናይ ሥልጣን ቅድድም […]

ግንባር ሃገራዊ ድሕነት ኤርትራ-ሕድሪ (ግሃድኤ-ሕድሪ) ውድባዊ ሰሚናር ኣቃኒዑ

ግንባር ሃገራዊ ድሕነት ኤርትራ-ሕድሪ (ግሃድኤ-ሕድሪ) ውድባዊ ሰሚናር ኣቃኒዑ ብማእከልነት ኣባል ፈጻሚ ኣካል ብጻይ መሓመድ ሳልሕ (ኢሮብ) ካልኦት ኣባላት ማእከላይ ባይቶን ግሃድኤ-ሕድሪ ሰሚናር ኣብ ከተማ ሽረ ኣቃኒዑ። ግሃድኤ-ሕድሪ ስርዒታውያን ሓለፍትን ወከልቲ ጨናፍር ካብ ማይ-ዓይኒ፡ ማይ-ጸብሪ፡ ዓዲ-ሓሪሽ፡ ሽመልባ፡ ሕጻጽ፡መቐለ፡ ከምኡ’ውን ምምሕዳራትን ኣዘዝቲ ሰራዊት-ሕድርን ካልኦት ኣገደስቲ ኤርትራውያን ከም ተዓዘብቲ ዝተሳተፍዎ ካብ ዕለት 12 ክሳብ 14 ግንቦት 2017 ውድባዊ […]