ንህዝቡ ኣብ ሓሳረ መከራ ዘእተወ ካብታ መዓልቲ ነጻነት (ባርነት)ስርዓት ህግድፍ

እንታይ ንግበር ንምድሓን ህዝብና? ህዝቢ ኤርትራ እዚ ኣይኮነን ኔሩ ትጽቢቱ ድሕሪ እቶም ርእዩ ዘይጸገቦም ዕምባባ ደቑ ፡ትምኒቱ ዝነበረ ኣብ ዓዲ ዝጸነሔ ኣብ ማሕረሱ ኣብ ትምርቱ ነዛ ሂወቱ ብሰላም ክመርሕ  እቲ ካብ ዓዱ ዝተሰደ ኻኣ ብሰላም ተመሊሱ ኣብታ ዝፈትዋ ሀገሩ ክነብር ዳኣ እምበር ክልተ ጽፍዒት ክጽፋዕ ኣይምተገበኦን። 1.መን ምስ ነውንዎ ኢዩ ህዝቢ ኤርትር ካብ ኢትዮጵያ ዝተኸላበተ?ኢብታ […]

ERITREAN NATIONAL SALVATION FRONT – HIDRI

ብሓፈሻዊ ኣበሃህላ ኣብ ታሪኽ ሓደ ሕብረተ-ሰብ ተራ ውልቀሰባት ወሳኒ ኣይኰነን ዝብል ተረድኦ ኣሎ። ብዛዕባ እዚ ብዙሓት ይዛረቡን ይኣምኑን እዮም። ነዚ ብዝያዳ ዝደፍኡሉን ንህዝቢ ከረድኡ ብዝያዳ ዝጽዕሩን እቶም ናይ ምልኪ ስነ-ሓሳብ ኣረጋጊጾም ክኸዱ ዝደልዩ ሰባት እዮም። እንተዀነ ግን እቲ ሓቂ ብፍላይ ኣብ ከም ኤርትራ ዝኣመሰለ ሕብረተሰባ  ውልቀ-ሰባት ዓብን ወሳንን ተራ ኣለዎም። ኣብ ኤርትራ ኣህገርና በቶም ንሱ […]

ሓሰኻ ደምበስ ናብ ዝለምለመሉ ። ክቡራትን፡ ኤርትራውያን ደለይቲ ፍትሕን ደሞክራህን፡ ሲያትልን፡ከባቢኣን.31- ግንቦት 2017..

  ሓሰኻ ደምበስ ናብ ዝለምለመሉ ። ክቡራትን፡ ኤርትራውያን ደለይቲ ፍትሕን ደሞክራህን፡ ሲያትልን፡ከባቢኣን። ኤርትራ ሃገርና ነጻነታ ካብ ዝረኸበትሉ ዕለት ጀሚራ፡ ህግደፋውያን ፡ካብ መላእ ኣመሪካ፡ እተን ዝለዓለ ሕዝባዊ  ተሓባበርነት ዝረኽቡለን ዝነበሩክልተ ከተማታት፡ ዋሺንግተን ዲሲን፡ ኦክላንድ፡ ካሊፎርንያን እየን ኔረን። እቲ ተጎልቢቡ ዝነበረ ጸረ ህዝቢ፡አከይተግባራት፡ ናይ ህግደፍ  ንህዝበን ኣብ ዝበርሃሉ ግዜ፡እቲህዝበን ብምቁዋም ኣሸኒፉስለ ዝሰዓሮም፡ ንዝመጽእ ግዜ ንከይምለሱ ኣጠንቂቑ ኣባሪሩዎም። […]

Isayas’s current policy: ‘no grass will grow after I die’Zeray Hailemariam  05-30-17

    This article attempts to analyze a post Isayas’s Eritrea and about the revenge policy of Isayas against both Ethiopians and Eritrean Highlanders. Introduction In the last 20 years nothing good is heard of the country except frustrating and saddening stories which daily cover the headlines of world Medias. A hero for some and […]

Why Eritreans against Eritreers demonstrate

Why do Eritreans demonstrate against Eritrean in Switzerland? And why are there supporters of a government in front of whom other people flee? Answers to the most important questions about the Eritrean community in Switzerland.   www.bernerzeitung.ch/schweiz/standard/warum-eritreer-gegen-eritreer-demonstrieren/story/22291483