ሓንቲ ኤርትራዊት ኣደ ምስ ክልተ ደቀን፡ ኣብ ገዝአን ሞይተን ተረኺበን ካብ ቅድሚ ኣዋርሕ ኣትሒዘን ከምዝሞታ ይሕበር ብ መርበብ ሓበሬታ ናትና።

ዘሕዝን  ዜና  ኣብዛ ዝሓለፈት ሰሙን፡ ማዕከናት ዜና ነርወይ ሰለስተ ደቀንስትዮ ኣብ ራምሶስ ኦስሎ ኣብ ዝርከብ ገዝአን ሞይተን ከምተረኽባ ገሊጸን።  እተን ዝሞታ፡ ኣደ ጓል 69 ዓመት፡ ዓባይ ጓለን ጓል 35 ዓመት፡ ንእሽቶ ጓለን ድማ ጓል 28 ዓመት ከምዝነበራ ንምፍላጥ ተኻኢሉ ኣሎ። መርበብ ሓበሬታ ናትና ምስዚ ጉዳይ ቅርበት ካብ ዘለዎም ወገናት ካብ ዝረኸበቶ ሓበሬታ፡ እዛ ስድራቤት ኤርትራዊ መበቆል […]

ERITREAN NATIONAL SALVATION FRONT – HIDRI

ናይ ሓዘን መግለጺ ገዲምሓርበኛ ተጋዳላይ ኪሮስ ወልደኣብ ብሃንደበት ብዕለት 16-10-2017 ካብዛ ዓለም ብሞት ተፈልዩና ኣሎ። ኣዝዩ ዘሕዝን ተረኽቦ ከኣ እዩ። ታሪክ ሂወት ኪሮስ ወልደኣብ ክግለጽ እንተዀይኑ ምሉእ ዕድምኡ ንሃገሩን ህዝቡን ኢሉ ብዘይምስልካይ ይቃለስ ከም ዝነበረ ከይተገልጸ ኣይሕለፍን እዩ። ኣብ ቃልሱ ብትብዓት፡ ተወፋይነት፡ ጅግንነት ዝፍለጥ ኰይኑ፣ ነቕ ዘይብል ሃገራዊ ክብርን ስምዒትተሓንጊጡብዓል ጽኑዕ መትከል ዝዀነ ሓርበኛ ተጋዳለይ […]

ACTION FOR THE ERITREAN 700

STOP ERITREAN DEPORTATIONS NOW! We – Americans of Eritrean descent – are calling for the U.S. government to save 700 of our fellow Eritreans who are here in America from imminent torture or death at the hands of the brutal, dictatorial regime that rules Eritrea. On September 13, 2017, the Department of Homeland Security (DHS) […]

“ዋና ዘይብሉ ነገር ጥፉእ ማሕለኻ ዘይብሉ ጸባ ድፉእ”

  “ዋና ዘይብሉ ነገር ጥፉእ ማሕለኻ ዘይብሉ ጸባ ድፉእ” ኣብ ዝሓለፈ እዋን ኣብ ሕቡራት መንግስታት ኣመሪካ ዝተፈላለዩ ማዕበላት ተኸሲቶም ከም ዝነበሩ ይፍለጥ። ቅድሚ ማሪያ ተባሂሉ ዝተሰምየ ብዙሓት ሰባት ዝቐተለን ንብረት ዘውደመን ማዕበል ነይሩ። ንሱ ድማ ሃርቪ (Harvey) ተባሂሉ ዝተሰምየ ብፍላይ ኣብ ኣከባቢ ሁስተን ተክሳስ (Houston- Texas) ናይ ሰብ ህልቀትን መሬት ብማይ ኣጥለቕሊቑ ናይ ንብረት ብርሰትን […]

Everyone in Eritrea is desperate to flee, including the President’s son OCTOBER 11, 2017 by ABRAHAM T. ZERE

In today’s Eritrea, there is no difference between the jailer and the jailed. The political culture is so violent and desperate that the president’s own son attempted to escape the country. President Isaias Afwerki’s erratic and mercurial temperament – he has been the head of a one-party dictatorship since independence in 1993 – has culminated in a profoundly dysfunctional nation. A “hit and run” style has replaced any thoughtful long-term […]