መርድእ ዳሓን ኩን ኽቡር ሓርበኛ ተቃልሳይ ኣቶ ኣብርሃም ነጋሲ እግዚኣቢሄር ኢዱ ኣንጺፉ ተቐቢሉ ኣብ ቦታ ገነቱ የእትኻ ንስድራኻን ብዓልቲ ቤትካን ደቅኻን ደቂ ደቅኻን ንኽሎም መቕርብካን ናይ ቃልሲ ብጾትካን ድማ ጽንዓት ይሃብ :ንህዝቢ ኤርትራ ሓራ ንምውጻእ መዋእልካ ዝተቓለስካሉ ክሳብ ነርክበካ ኢድና ከይ ሃብና ብጽንዓት ከም ንቕጽሎ መብጻዓ ይኹነና ቅሰን ጅግና ሓርበኛ ኣቦ ቃልሲ ኣቶ ኣብርሃ ነጋሲ […]
Author: Administrator
ተዘክሮታት ስውእ ብጻይ ኣብራሃም ነጋሲ፡
ሐርበኛ ስዉእ ኣብራሃም ነጋሲ። ተዘክሮታት ስውእ ብጻይ ኣብራሃም ነጋሲ፡ -ቅድሚ ሜዳ ምውጽኡ ምስ ስውእ ሓድሽ ወልደገርግስ እንዳተራኸበ ገለ ንእስ ዝበለ ስርሒታት እንዳ ፈጸመ ከሎ ፡ሓደ ኣገዳሲ ባእታ ብዙሕ ጸገማት ኣብ ልዕሊ ህዝቢ ዝፍጽም ዝነበረ ፡ንኽቅተል ምስ ተመደበ፡ ኣብራሃም ክተዓራረኾ፣ ሓላፍነት ስለዝተዋህቦ መጽናዕቱ ወዲኡ፡ ናብ፡ ፍጻሜ ዝውሰደሉ ቦታ፡ ተቛጸሩ፡ ኣብ ቦታ ምስ በጽሑ ድሕሪ ቁሩብ ደቓይቕ […]
French President Emmanuel Macron has promised a more efficient system to process asylum seekers in Calais. ፍራንስ ፕረሲደንት ንዑቅባ ዝሐተቱ ስደተኛታት ጉቡእ መሰሎም ክረኽቡ ተማባጺዑ።
Slavery in Libya: Life inside a container by Fatma Naib
www.aljazeera.com/news/2018/01/slavery-libya-life-container-180121084314393.html
ንመን ሰጕግና ንመንክ….ተሐንጊጥና? ግርማይ ኪዳነ ወዲ ፈሊፖ
www.togoruba.org/togoruba1964/mainTogorubamap/mainMap/headingMap/2018/2401GK8-03AT.pdf
ኣኽርያ ፈስቲቫል ኣብ ደንበር ኮሎራዶ ሓቢርና ንኺዶ AKHRIA FESTIVAL @Denver Clorado 2018
ጥዑም ለይቲ ሕደር ዘይበሎ ህዝቢ ኣለና፡
ጥዑም ለይቲ ሕደር ዘይበሎ ህዝቢ ኣለና፡ ዓድና ዓዲ ስቓይ ዓዲ ለቕሶ፡እሱራትና ባኣሽሓት ብሕፍሶ፣እምበኣር ካብ ደለይቲ ለውጢ ፍታሕ ዝጽበ ህዝቢ ኣለና፣እዚ ኣጸቢቕና እንፈልጦ ሓቂ እዩ። ኣብ ሃገርና ኣሰርትን ቀተልትን ከለዉ ድቃስ የለን። እቲ በበይኑ ኩዳን ጣቕዒትን ደለይቲ ፍትሒ ክሰምር ካብ ምሕሳብ ዓዲ ኣይወዓልናን፣ለውጢ ደኣ ንደሊ ኰንና እምበር ፡በየናይ መንግድስ ሓርቢቱና እዩ፣ ብኢትዮጵያ ዘለዉ ካልእ ይብሉ፡ብሱዳን ማእከላይ […]
Eritrea Says Solving Ethiopian Crisis Key to Regional Progress Bloomberg news.
Eritrea’s president said Ethiopia, which has been rocked by two years of sporadic protests, must solve its political crisis if the two neighbors are to mend relations and spur development in the Horn of Africa. “The people of Ethiopia defiantly have to reevaluate the future of their country and decide how they will proceed without […]
Eritrean Women’s Demonstration&Conference(ህጹጽ መጸዋዕታ ናይ ኤርትራውያን ደቂ ኣንስትዮ ሰላማዊ ሰልፊን ኮንፈረንስ)
እዚ ታሪኻዊ መዓልቲ ደቂ ኣንስትዮ ብድምቀት ከቢሩ ንኽውዕል ናይ ኩልና ተሳታፍነት ይሐትት።ቃልሲ ደቂ ኣንስትዮ ክዕወት ኣብ መሪሕነትን ኣብ ኩሉ መዳያት ንክሳተፋ ምትብባዕ። ኩሉ ጽቅጠታተን ወጊድ ኢለን ካኣ ኣብ ጎኒ ደቂ ተባዕትዮ ከም ዝሳተፋ ምግባር።
ላዕለዋይ ዲፕሎማት ኤርትራ ብህጹጽ ካብ ሆላንድ ክወጽእ ተኣዚዙ
መንግስቲ ሆላንድ፡ ነቲ ኣብ ሄግ ሆላንድ ዝርከብ ኤምባሲ ሃገረ ኤርትራ ከም ላዕለዋይ ሓሊፊ ኮይኑ ከገልግል ዝጸንሐ ዲፕሎማት ‘ፕርሶና ናን ግራታ’ ብምግባር ካብታ ሃገር ክወጽእ ኣዚዙዎ። እቲ ካብ ሚኒስትሪ ጉዳያት ወጻኢ እታ ሃገር ዝወጸ መግለጺ ከም ዝሕብሮ፡ እቲ ኤምባሲ ብኣስገዳድ ንኤርትራውያን ቆንስላዊ ኣገልግሎታት ንምሃብ 2% ናይ ኣታዊታቶም ክኸፍሉ ብምግባሩ’ዩ። እቲ ኤምባሲ “ምፍርራሕን ምስግዳድን” ብዝተሓወሶ መገዲ ናይ […]