እንታይ ዶ ኢልና ኢና እንትርፎ ድኻ ተበደለ ፍትሒ ጎደለ፡ኣበድ ተስፋይ

ኣብ ሃገር ፍትሒ እንድሕር ዘይሃልዩ ፍረ ዝርከቦ ስራሕ የለን፣ ንውሑዳት ከተገልግል ድማ ትግደድ፣ ኣቦታት ሕጊ እንዳባ ”ነዊሕ ኣይዘላ ሓጺር ኣይሰልኳ” ክብሉ ከለዉ፡ ማዕረ ክንደይ ኣብ ፍትሒ ክብሪ ከም ዝነበሮም ኢና ንግንዘብ። ፍትሒ ምህላው ብሰላም ሰብካን ንብረትካን ተሓልዩ ምንባር ማለት እዩ። ኣብ ሃገርና እምበኣር ፍትሒ ስለ ዘየለ ሰብናን ንብረትናን ዋላ ሓንቲ ውሕስነት የብሉን። ንሓደ ዜጋ ብጸልማት […]

ኣብ ኢትዮጵያ ዝተገብረ ዘተ ምስ መንግስቲ ሱዳን ኢጅፕትን ኤርትራ ኣብ ተጠንቀቅ ከምዘላ ይግለጽ

    መንግስቲ ኤትዮጵያ ኣብ ኣዲስ ኣበባ ዝገበርቶ ስምምዕ ምስ ሱዳንን ኢጅፕትን ብዘዕባ ህሉዊ ኩነታት ናይ ናይል ሕጂ ውን መን ይቆጻጸሮ ኣብዝበል ውጥር ኣትዮም ኣብዘይምትእምማን በጺሖም ከምዘለዉ ይግለጽ።ብተወሳኪ ውን ወትሃደራት ሱዳን ኣብ ዶብ ከሰላ ከምዘላዉ ኣብ ተዳሎን ናይ ወታሃድራዊ መምርሒ ይጽበዩ ከምዘልዉን ኣብ ቪድዮ ቀዲሖም ኣንጻር ኢጅፕትን ኤርትራን ኣብ ተፋጠጥ ይርከቡ።    

Calais migrants: Four teenagers fighting for life after shooting during mass brawl ዘሕዝን ዜና መንጭታት ከምዝሐበርዎ ኣብ ከላሲስ ኣብ መንጎ ኤርትራውያንን ኣፍጋን ስደተኛታት ዝተካየደ ባእሲ ኣርባዕተ መንእሰያት ብብርቱዕ ቆሲሎም።

www.standard.co.uk/news/world/calais-shooting-four-migrants-fighting-for-life-after-mass-brawl-breaks-out-a3756076.html

ህዝባዊ ምልዕዓል ኤርትራውያን ንፍትሒ ሰሜን ኣሜሪካ

ህዝባዊ ምልዕዓል ኤርትራውያን ንፍትሒ ሰሜን ኣሜሪካ  ቅልዕቲ ደብዳበ ናብ ኣባላትን መራሕትን ኤርትራውያን ፖለቲካውያን ውድባት፡ ብቀዳምነት ብስም ህዝባዊ ምልዕዓል ኤርትራውያን ንፍትሒ ኣብ ሰሜን ኣሜሪካ ዕዙዝ ሰላምታና ነቕርበልኩም።ኣብ ጉዕዞ ቃልስኹም ከኣ ዓወት ንምነየልኩም። ስምና ከም ዝሕብሮ፡ ንሕና ኣብቲ ኣብ ኤርትራ ቅዋማውን ደሞክራስያውን ስርዓት ንምትካልን፡ ማሕበራዊ ፍትሒ ንምንጋስን ዝግበር ቃልሲ፡ ህዝብና ኣድማዒ ተራ ንኽጻወት፡ ህዝቢ ንምብርባርን፡ ንምልዕዓልን ዝተበገስና […]

Proff. Safi Imam Mussa. (RehimetuAllah Aleyhi) R.I.P By-Jelal Yassin

(Prominent founder of Eritrean Liberation Movement (Elf),Writer,Historian and Attorney General) 02-10-1933 – 08-09-1994 THE MILITARY OLIGARKIES & THE PROPHETS OF HYPOCRISY By A.K. Aljabarty For Dr. Safi Imam Mussa, March 21, 2001 Bismillah, Dear Nation of Jeberti website and whoever cares to read this note, Salam, Upon reading the poem entitled “Merahti Adina ” by […]

መስዋእቲ ኣብርሃም ነጋሲ ።

  ስዉእ  ሐርበኛ ኣብራሃም ነጋሲ ንቃልሲ ኤርትራ ብዘይ ተስፋ ሙቕራጽ ደኺመ ሐሚመ ኸይበልካ ብርክኻ ስጋብ ትዓጽፍ ተቃለስካላ ሃገር ኣብ መትከልካ ዝተሰዋእካ ሐርበኛ መሪሕ ምልክት ጽንዓት ቃልስኻ ኣብ ግብሪ ኣመስኪርካ ኢኻ። ንመዋቲ ኣቦና መንግስተሰማይ የዋርሶ ከሙኡውን ጽንዓት ንሙሉኣት ስድራቤትን ንኩሉኹም ኣብ ቃልሲ ዘለኹም ገዳይም ሐርበኛታት ተጋደልቲን። unitederitreamedia

ናይ ሐዘን መግለጺ ብምኽንያት ዝበጽሓና ዘሰንብድ መርድእ ዕረፍቲ ብጻይና ኣቶ ኣብርሃምነጋሲ።

መርድእ ናይ ሐዘን መግለጺ ብምኽንያት ዝበጽሓና ዘሰንብድ መርድእ ዕረፍቲ ብጻይና ኣቶ ኣብርሃምነጋሲ ዝተሰምዓና ዓሚቝ ሓዘን እናገለጽና፤ ንነፍስሄር ኣቶ ኣብርሃም ነጋሲ መንግስተ ሰማይ፤ ንምሉኣት ስድራቤት ድማ ኣምላኽ ጽንዓት ክህቦም እናተመነና ናይዚ መሪር ተረኽቦ`ዚ ዕዙዝ ተኻፋልነትና ንገልጽ Gereger ገርገር መርበብ ሓበሬታ