ኣገዳሲ ሓበሬታ መጸዋዕታ ንኩለን ደቂ-ኣንስትዮ ኤርትራውያን ተቀማጦ ጀርመን ብመሰረት እቲ ኣብ ደንሃክ-ሆላንድ ብደቂ-ኣንስትዮ ኤርትራውያን ዝተጋብአ ዋዕላ ምርኩስ ብምግባር ኩሉና ማሕበራትን ውልቀ-ሰባትን ድቂኣንስትዮ ኤርትራውያን ኣብ ንነብረሉ ሃገራት ኣብ ህልዊ ኩነታት ደቂ ኣንስትዩ ዘተኮረ ሓደ ጥርኑፍ ዝኾነ ኣስራርሓ ንክህልወናን ስፍሕ ዝበለ ናይ ምርድዳእን ምይይጥ ባይታ ከነጣጥሕ ኣብ`ቲ ብቀዳም ዕለት 05/5/2018 ልክዕ ሰዓት 14:00 ድሕሪ ቀትሪ እነካይዶ ኣኼባና […]
Author: Administrator
ዕዉት ስርሒት ኣብ ከባቢ ሩባ ዓንሰባ “ሃገርካ ክዝመት ዓይንኻ ነይዕመት” !!
www.gereger.com/data/media/BhuB5pgBr.pdf
መግለጺ ዋዕላ ኤርትራዊ ሃገራዊ ዘተ !!
www.gereger.com/data/media/LBaKXIe5Y.pdf
Israel says to send 16,000 African migrants to Western countries
www.yahoo.com/news/israel-u-n-reach-deal-deport-african-migrants-112711994.html
ኣልቤርቶ ፖለራ፡መን ኢዩ፧ቀዳማይን ካልኣይ ክፋል
www.gereger.com/data/media/EpQzsMh0z.pdf www.gereger.com/data/media/L5tidZABs.pdf
ከሰላ፣ ኣብ ሓደ መስጊድ ብኻራ ብዝተፈጸመ መጥቃዕቲ ሰለስተ ሰባት ተቐቲሎም
ኣብ ምብራቓዊ ሱዳን፣ ከተማ ከሰላ፣ መንነቱ ዘይተነጸረ ሰብ ብሰሉስ 27 መጋቢት፣ ኣብ መስጊድ ብዝፈጸሞ ናይ ካራ መጥቃዕቲ ሰለስተ ሰባት ከምዝቐተለ ንፖሊስ ብምጥቃስ ኣገልግሎት ዜና ፈረንሳ ሓቢሩ። ሓላፊ ፖሊስ ከተማ ከሰላ ያሒ ሱለይማን ብዝሃቦ ጸብጻብ፣ ካራ ዝሓዘ ሰብ ናብቲ መስጊድ ብምእታው፣ ኣብ ጸሎት ንዝነበሩ ሰባት ክሰምዕዎ ዓው ኢሉ ከምዝጨደረ ይጠቅስ። እንተኾነ ዝሰምዖ ሰብ ስለዝሰኣነ፣ ኣብ ቅድሚኡ […]
ምጥራዝ ኣፈሪቃውያን ስደተኛታት ካብ እስራኤል ተናዊሑ
www.bbc.com/tigrinya/news-43552091
ምፍልላይ ምንኣሳ ንሞት
www.bbc.com/tigrinya/news-42368414
ጸብጻብ ቁጽሪ ግዳያት ባርነት ካብ መዛግብቲ ሕቡራት መንግስታት ብሪጣንያ
www.bbc.com/tigrinya/news-43538448
ካብ ናይ ሓሽሽ ህይወት ወጺኡ ሓድሽ ህይወት ዝጀመረ ስቴፋኖ
www.bbc.com/tigrinya/news-43459238