ኣገዳሲ ሓበሬታ
መጸዋዕታ ንኩለን ደቂ-ኣንስትዮ ኤርትራውያን ተቀማጦ ጀርመን
ብመሰረት እቲ ኣብ ደንሃክ-ሆላንድ ብደቂ-ኣንስትዮ ኤርትራውያን ዝተጋብአ ዋዕላ ምርኩስ ብምግባር ኩሉና ማሕበራትን ውልቀ-ሰባትን ድቂኣንስትዮ ኤርትራውያን ኣብ ንነብረሉ ሃገራት ኣብ ህልዊ ኩነታት ደቂ ኣንስትዩ ዘተኮረ ሓደ ጥርኑፍ ዝኾነ ኣስራርሓ ንክህልወናን ስፍሕ ዝበለ ናይ ምርድዳእን ምይይጥ ባይታ ከነጣጥሕ ኣብ`ቲ ብቀዳም ዕለት 05/5/2018 ልክዕ ሰዓት 14:00 ድሕሪ ቀትሪ እነካይዶ ኣኼባና ክትሳተፋ ብክብሪ ንዕድም።
ዛዕባታት ኣኼባ
1. ናይ ሓባር ራእይ ምቅማጥ
2. ናይ ሓባር መደባት ምስራዕ
3. ናይ ሓባር መጽውዒ ወይ መላለይ ስም ምግባር
4. መራከቢት ሽማግለ ምምራጽ
ግዜ፡ ቀዳም ዕለት 05/05/2018 ልክዕ 14፡00 ድሕሪ ቀትሪ
ቦታ፡ Saalbau NordWestZentrum
Walter-Möller-Platz2
60439 Frankfurt am Main
ብድሓን ምጻ