‘ብምኽንያት ባጀት፣ መዓስከር ስደተኛታት ሕጻጽ ምዕጻው፣ ምኽኑይ ኣይኮነን’ ተጸዋዒ ስደተኛታት

ኣብ ኢትዮጵያ መዓስከር ሕጻጽ ዝርከቡ ኤርትራውያን ስደተኛታት ናብ’ተን ካልኦት ክልተ መዓስከራት ንምግዕዓዞም ዝተወጠነ መደብ፣ ምስ ለበዳ ኮቪድ 19 ኣዝዩ ሓደገኛ ምዃኑ ተገሊጹ። መንግስቲ ኢትዮጵያ ንመዓስከር ስደተኛታት ሕጻጽ፣ ብምኽንያት ሕጽረት ባጀት ክዓጽዎ ምዃኑ ኣብ ወርሒ ሚያዝያ ምግላጹ ዝፍለጥ እዩ። እንተኾነ ነቶም ልዕሊ 27 ሽሕ ስደተኛታት ናብተን ድሮ ብጻዕቂ ሰብ ተዋጢረን ዘለዋ መዓስከራት ምጉዕዓዝ ከቢድ ጥዕናዊ ጸገም […]

ተጋድሎ ሓርነት ኤርትራ THE ERITREAN LIBERATION Political Program 10th National Congress 2019

Introduction: The Eritrean revolution was not only a challenge to the Ethiopian occupation, but also a challenge to a conspiracy in which the strategic interests of the international powers in the Red Sea basin and the expansionist ambitions of its ally, Emperor Haile Selassie, were intertwined. In the midst of the battle for liberation, our […]

ፖሎቲካዊ ፕሮግራም ተጋድሎ ኤርትራ ተሐኤ 10ይ ሃገራዊ ጎባኤ 2019 ዓ.ም

መእትዊ: ናይ ኤርትራ ሰውራ ንናይ ኢትዮጵያ መግዛእቲ ብድሆታት በይኑ ጥራይ ከይኮነስ ነቲ ምትሕግጋዝ ናይ ዓለም ለኻዊ ሓይሊታት ድልየትን ጥቅምን አብ ቐይሕ ባሕሪ ዲጋ ብድሆታት ንምፍሻል ዘይ ሕለል ቃልሲ አካይዱ እዩ። ነቲ ሽርክነቶም ምስ ንጉስ ሃይለስላሴ ኮይኖም ናይ ምስፍሕፋሕ ባህጊ እውን አፍሸልዎ እዩ። ኣንጻር እቲ ጦር ሰራዊት ህዝብና ብትብዓትን ብቖራጽነቱን ተኣምሩን ቀዋሚ ኮይኑ ንስውራ ኤርትራ ብወትሃድርነት […]