جبهة النحرير االرترية ተጋ ድሎ ሓር ነ ት ኤር ትራ ERITREAN LIBERATION FRON Appeal to the international and regional community and neighboring States The Eritrean Liberation Front has stood up during the past period when the Coronavirus hit the globe, causing unprecedented human and economic losses in the world, especially in countries with advand capabilities […]
Author: Administrator
ኤርትራውያን ኣብ ለንደን ኣንጻር ጥሜትን ‘ደበና ኲናትን’ ተቓውሞ የካይዱ ኣለዉ ቅድሚ 4 ሰዓታት
https://www.bbc.com/tigrinya
ኣብ ዞባ ቀይሕ ባሕሪ ዝወርድ ዘሎ ሓያል ዝናብ ኣብ ሰብን ንብረትን ጉድኣት ኣውሪዱRadio Erena: 05 August 2020
ንዞባ ቀርኒ ኣፍሪቃን የመንን ኣብ ዘጠቓለለ ዞባ ቀይሕ ባሕሪ ዝወርድ ዘሎ ሓያሎ ዝናብ ኣብ ሰብን ንብረትን ጉድኣት የውርድ ከምዘሎ ተገሊጹ። ኣቐዲሙ ኣብዚ ሳልስቲ’ዚ፣ ኣብ ሱዳን፣ ዞባ ብሉ ናይል ዝወረደ ሓያል ዝናብ፣ ብዘስዓቦ ዕልቕልቕ ዲጋ ብምፍራሱ፣ ብውሕዱ 5 ሰባት ሞይቶም ሓያሎ’ውን ካብ ቤት ንብረቶም ተመዛቢሎም። ኣብ ምብራቕ የመን፣ ትማሊ ሰሉስ 04 ነሓሰ ብዝውረደ ዝናብ ዝፈጠሮ ዕልቕልቕ […]
ሓድነትን ምሕዝነትን ፖሎቲካዊ ውድባት ኤርትራ፡ ብጣዕሚ-ህጹጽ ምላሽ ዝጠልብ ሕቶ!
http://jeberti.com/JN/ERDF%20Merho%20No.%2032-2-1.pdf
ደምበ ተቃወምቲ ኤርትራ ፍልልያትና ብግቡእ እናኣማሐደርና፡ሰፊሕ ሃገራዊ ግንባር/ጽላል/መስሪትና ክንቃለስ ሕጂ ውን ዕቱባት ክንከውን ይግባእ።
https://togoruba.org/togoruba1964/mainTogorubamap/mainMap/headingMap/2020/0308SAG20-03AT.pdf
ኣብ መዓስከራት ስደተኛታት ንዝርከቡ ኤርትራውያን ናይ መሰረታዊ ሃለኽቲ ነገራት ኣበርክቶ ተገይሩሎም
ከም መቐጸልታ ናይቲ፣ ኣብ ወጻኢ ሃገራት ዝርከቡ ኤርትራውያን ደለይቲ ለውጢ ንዜጋታቶም ንምሕጋዝ ዝገብሩዎ ዘለዉ ቀጻሊ ወፈያ፣ ኣብ መዓስከራት ስደተኛታት ንዝርከቡ ኤርትራውያን ናይ መሰረታዊ ሃለኽቲ ነገራት ኣበርክቶ ገይሮም።እቲ ኣብ ኢትዮጵያ መዓስከር ስደተኛታት ኣሳሒታ ዝርከቡ ኤርትራውያን ዝተገብረ ሓገዝ ከም፣ ሩዝ፣ ሕሩጭ፣ ዘይቲ፣ ሽኮር ዝኣመሰለ መሰረታዊ ሃለኽቲ ነገራት ጥራይ ዘይኮነ፤ ንመከላኸሊ ለበዳ ኮቪድ 19 ዝኸውን ከም መሸፈኒ ኣፍን […]
ሓይልታት ጸጥታ ትግራይ ወተሃደራዊ ምርኢት ኣቕሪቦም 2 ነሓሰ 2020, 12:06 EAT
https://www.bbc.com/tigrinya/news-53627997
July 22, 2020 (KHARTOUM) – The U.S. House of Representatives on Tuesday passed a bill aimed at providing support to the transitional government in Sudan.
The ‘‘Sudan Democratic Transition, Accountability, and Fiscal Transparency Act of 2020’’ was initially introduced last March by the chairman of the House Foreign Affairs Committee Eliot Engel. A source told Sudan Tribune that a new version of the bill was was drafted this week to amend a section on multilateral financing and to add new items. The […]
ማሕበር ሰብሞያ ሕጊ ኦሮሞ፡ ‘ሽልማት ኖቤል ሰላም ኣብዪ ኣሕመድ ክስረዝ’ ሓቲቱ ቅድሚ 5 ሰዓታት
https://www.bbc.com/tigrinya/news-53469674
ቀዳማይ ሚኒስተር ኣብዪ ኣሕመድ ናብ መዓስከር ታዓሊም ሳዋ በጺሑ ቅድሚ 58 ደቓይቕ
https://www.bbc.com/tigrinya/news-53468764